Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ላዕለዋይ ልኡኽ ውሕመ ኣብ ድርቂን ልምዓት ማሕበረሰብን ዘለዉ ፀገማት ንምዝታይ ናብ ጅግጅጋ ኣትዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ልኡኽ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ጉዳይ ድርቂን ልምዓት ማሕበረሰብን ዘለዉ ፀገማት ንምዝታይ ናብ ክልል ሶማሌ ከተማ ጅግጅጋ ኣትዩ።
ነቲ ልኡኽ ሓላፊ ቢሮ ፋይናንስ ክልል ሶማሌ ኣይተ ኣብዱራህማን ኣሕመድ ሓሰንን ላዕለዎት ኣመራርሓታት…
ሓደጋ ድርቂ ንምፅዋር ማይ ማእኸል ዝገበሩ ዘላቒ ስራሕቲ ክስርሑ ኢዮም – ኮሚሽነር ምትኩ ካሳ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓደጋ ድርቂ ንምፅዋር ማይ ማእኸል ዝገበሩ ዘላቒ ስራሕቲ ክስርሑ ኢዮም ክብሉ ኮሚሽነር ኮሚሽን ሓደጋን ድልውነትን ኣመራርሓ ስራሕን ምትኩ ካሳ ተዛሪቦም።
እቶም ኮሚሽነር፥ “ላኒና” ብዝበሃል ለውጢ ከባቢ ኣየር ኣብ ኢትዮጵያ ልዑል ፅዕንቶ…
ሚኒስቴር ፕላንን ልምዓትን ምስ ጂ ኣይ ዜድ ዘሰናድኡዎ ዝተዋደደ ፕሮጀክት ትልሚ ምድላው ኣጠቓቕማ መሬት ዕላዊ ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ፕላንን ልምዓትን ምስ ትካል ልምዓት ጀርመን (ጂ ኣይ ዜድ) ዘሰናድኡዎ ዝተዋደደ ፕሮጀክት ትልሚ ምድላው ኣጠቓቕማ መሬት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ከተማ ኣዳማ ኣብ ዝተኻየደ ስነ-ስርዓት ዕላዊ ኮይኑ።
ቀንዲ ዕላማ ኣሳታፊን ዝተዋደደን ፕሮጀክት…
ኣብ ዓውዲ ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ዝሓሸ ውፅኢት ንምምፃእ ስራሕቲ ብዕምቆት ብምግምጋም ክንሰርሕ ይግባእ- ወ/ሮ ዳግማዊት ሞገስ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዓውዲ ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ዝሓሸ ውፅኢት ንምምፃእ ስራሕቲ ብዕምቆት ብምግምጋም ክንሰርሕ ይግባእ ክብላ ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ወ/ሮ ዳግማዊት ሞገስ ገሊፀን።
እቲ ሚኒስቴር ካልኣይ ዙር ኣፈፃፅማ ትልሚ 100 መዓልታት…
ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ኣብ ዞባታት ሰሜንን ደቡብን ወሎ ብጎንፂ ንዝተጎድኡ ሰባት ሓገዝ ገንዘብ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ኣብ ክልል ኣምሓራ ዞባታት ሰሜንን ደቡብን ወሎ ብጎንፂ ንዝተጎድኡ ሰባት ንልዕሊ 30 ሺሕ ሰባት ሓገዝ ገንዘብ ገይሩ።
እቲ ሓገዝ ኣብ ወረዳታት ጉባላፍቶ፣ መርሳ፣ ኣምባሰልን ተሁለደሬን ብጎንፂ ንዝተጎድኡ ሰባት…
ክልል ኦሮሚያ ንሰላም፣ ሰናይ ምምሕዳርን ልምዓትን ፍሉይ ጠመተ ሂቡ እናሰርሐ ምፅንሑ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲን ህዝቢን ክልል ኦሮሚያ ጎና ጎድኒ ምኽባር ሉኣላዊነትን ሰላምን ፀገማት ሰናይ ምምሕዳር ብምፍታሕ ስራሕቲ ንምቅልጣፍ ፍሉይ ጠመተ ሂቡ እናሰርሐ ምፅንሑ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ገሊፆም።
እቶም ርእሰ ምምሕዳር ኣብ…
ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ኣብ ዓለም ለኻዊ ጉባኤ ማይ ንምስታፍ ናብ ሴኔጋል ኣምሪሐን
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ መበል ታሽዓይ ዓለም ለኻዊ ጉባኤ ማይ ንምስታፍ ናብ ሴኔጋል ኣምሪሐን።
ብእተን ፕሬዚዳንት ዝምራሕን ሚንስትር ማይን ኢነርጂን ዶክተር ኢንጂነር ሀብታሙ ኢተፋ ዘካተተን ጉጅለ ልኡኽ ኣብቲ ጉባኤ ንምስታፍ ዳካር ኣትዩ።…
ምስ ሳፋሪኮም-ኢትዮጵያ ስምምዕነት ክራይ ዓምዲ ኮንክሪት ተፈሪሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣገልግሎት ኤሌክትሪክኢትዮጵያ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ውልቀ ማሕር ሳፋሪኮም-ኢትዮጵያን ስምምዕነት ክራይ ዓምዲ ኮንክሪት ተፈራሪሞም፡፡
እቲ ስምምዕነት ዝፈረሙ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣይ ሽፈራው ተሊላን ዋና ፋሚ ስራሕ…
ጨፌ ኦሮሚያ ስሩዕ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጨፌ ኦሮሚያ ስሩዕ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ።
እቲ ጉባኤ ንክልተ መዓልታት ዝፀንሕ እንትኸውን፥ ኣብቲ ክልል ዘሎ ፀገም ፀፅታ፣ ናህሪ ናብራ፣ ኣብ ኣወሃህባ ኣገልግሎት ዝረኣዮ ፀገማት ትኹረት ብምግባር ብምዝታይ ኣንፈት ክህብ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ።…
ፕሮጀክት ጎርጎራ እንትዛዘም ዓውዲ ቱሪዝም ንምጥንኻር ኢኮኖሚ ክድግፍ ኢዩ – ቀ/ሚ ኣቢይ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ሓደ ኣካል ምንቅስቓስ መኣዲ ንሃገር ዝኾነ ፕሮጀክት ጎርጎራ እንትዛዘም ዓንዲ ሑቐ ኢኮኖሚ ዝኾነ ዓውዲ ቱሪዝም ብምጥንኻር ኢኮኖሚ ከምዝድግፍ ገሊፆም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ሎሚ መዓልቲ ፕሮጀክት ጎርጎራ ዝርከበሉ…