Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዘህነፆም ፕሮጀክታት መገዲ ኣመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ መላእ እታ ከተማ ዘህነፆም ፕሮጀክታት መገዲ ሎሚ መዓልቲ ኣመሪቑ።
ከንቲባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ብሓፈሻ እቶም ፕሮጀክታት ምምራሕ ዘመረቐኦም እንትኾና፥ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ቡዜና ኣልቃድር፣…
ኢትዮጵያ ጂቡቲን ብሎጂስቲክስ ኣየር-ባሕሪ ብሓባር ንምስራሕ ስምምዕነት ተፈራሪመን
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየራት ኢትዮጵያን ጂቡቲን፣ በዓል መዚ ዓለም ለኸ ናፃ ቀጠና ጅቡቲን በዓል መዚ ወደብንከምኡ እውን ኣገልግሎት ወደብ ደረቕ ፅዕነት ዶራሌ ኣብ ሎጂስቲክስ ኣየር-ባሕሪ ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእሎም ስምምዕነት ተፈራሪሞም።
ኣብቲ ስነ-ስርዓት…
ወደብን ተርሚናልን ኮምቦልቻ ናብ ዝነበሮ ቅዋም ንምምላስ ይስራሕ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ስሩዕ ኣገልግሎት ምሃብ ዝጀመረ ወደብን ተርሚናልን ኮምቦልቻ ናብ ዝነበሮ ቅዋም ንምምላስ ብዕቱብ እናተሰርሐ ምዃኑ ተገሊፁ።
ዋና ፈፃሚ ስራሕ ትካል ኣገልግሎት ትራንስፖርት ባሕሪን ሎጂስቲክስን ኢትዮጵያ ኣይተ ሮባ መገርሳ ከምዝገለፁዎ፥ እቲ ወደብ…
ኢትዮጵያ ፍልፍል ዝሕደስ ሓይሊ ምብራቕ ኣፍሪካ ንምግባር ይስራሕ ኣሎ – ሚኒስቴር ገንዘብ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ብሃገር በቆል መመሓየሺ ኢኮኖሚ ትኩረት ኣብ ዝተውሃቦ ዘፈር ኢነርጂ ኢትዮጵያ ፍልፍል ዝሕደስ ሓይሊ ምብራቕ ኣፍሪካ ንምግባር እናተሰርሐ ምዃኑ ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ገሊፆም።
ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያን ሓይሊ ኤሌክትሪክ…
ዝተፈላለዩ ሚኒስትራት ብሕልፈት ብፁእ ወቅዱስ አቡነ መርቆሬዎስ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለዩ ሚኒስትራት ብሕልፈት ራብዓይ ፓትርያርክ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኢትዮጵያ ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ መርቆሬዎስ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም።
ብመሰረት እዚ፥ ሚኒስትር ሰላም ኣይተ ብናልፍ ኣንዱኣለም፣ ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጅስቲክስን…
ኣብ ኢትዮጵያ ክሳብ ሕዚ 20 ነጥቢ 8 ሚሊየን ዜጋታት ክታበት መከላኸሊ ኮቪድ-19 ወሲዶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ክሳብ ሕዚ 20 ነጥቢ 8 ሚሊየን ዜጋታት ክታበት መከላኸሊ ኮቪድ-19 ከምዝወሰዱ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ።
ኣብቲ ሚኒስቴር ዳይሬክተር ኮሙዩኒኬሽን ዶክተር ተገኔ ረጋሳ ወፍሪ ካልኣይ ዙር ክታበት መከላኸሊ ኮቪድ-19 ኣመልኪቶም ኣብ…
መንግስቲ ክልላት ብሕልፈት ብፁእ ወቅዱስ አቡነ መርቆሬዎስ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ክልላት ብሕልፈት ራብዓይ ፓትርያርክ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኢትዮጵያ ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ መርቆሬዎስ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም።
መንግስቲ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ብሕልፈት ብፁእ ወቅዱስ አቡነ መርቆሬዎስ ዝተሰመዖም ሓዘን…
ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ብሕልፈት ብፁዕ ወቅዱስ አቡነ መርቆሬዎስ ዝተሰመዖ ሓዘን ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ብሕልፈት ራብዓይ ፓትርያርክ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኢትዮጵያ ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ መርቆሬዎስ ዝተሰመዖ ሓዘን ገሊፁ።
እቲ ጉባኤ÷ ንቤተ ክርስቲያን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኢትዮጵያ፣ ንኣዝማዶም ብሓፈሻ ንመላእ…
ዝተፈላለያ ትካላት ሃይማኖት ብሕልፈት ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ መርቆሬዎስ ዝተሰመዐን ሓዘን ገሊፀን
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለያ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ብሕልፈት ራብዓይ ፓትርያርክ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኢትዮጵያ ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ መርቆሬዎስ ዝተሰመዐን ሓዘን ገሊፀን።
ካቶሊካዊት ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ብሕልፈት ራብዓይ ፓትርያርክ ኦርቶዶክስ…
“መምርሒ ስምምዕነት ሱዳን ተጣሒሱ” ብዝብል ሚዲያታት ግብፂ ዘናፍሰኦ ወረ ሓሶት ኢዩ – ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)“መምርሒ ስምምዕነት ሱዳን ተጣሒሱ” ብዝብል ሚዲያታት ግብፂ ዘናፍሰኦ ወረ ሓሶት ምዃኑ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ።
ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ፥ ኣብ ኬንያ፣ ህንዲን ቤልጂየምን…