Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኩሉ ኢትዮጵያዊ እቲ ወራሪ ሓይሊ ንምምካት ዘርኣዮ ጅግንነት ኣብ መሊስኻ ህንፀት ከምዝደግሞ ይኣምን – ኣይተ ክርስትያን ታደለ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)”ኩሉ ኢትዮጵያዊ ነቲ ወራሪ ሓይሊ ንምምካት ዘርኣዮ ጅግንነት ኣብ መሊስኻ ህንፀት ከምዝደግሞ ይኣምን እየ” ክብሉ ኣይተ ክርስትያን ታደለ ተዛሪቦም።
መንግስቲ ከም መንግስቲ ካብ ዝሰርሖም ስራሕቲ መሊስኻ ምጥያሽን ህንፀትን ብተወሳኺ፤ ኩሉ ኢትዮጵያዊ…
ሃገራዊ ፃውዒት ተቐቢሎም እናኣተዉ ዝርከቡ ዳያስፖራታት ቅልጡፍ ኣገልግሎት ይወሃቦም ኣሎ – ኮሚሽን ጉምሩኽ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ፃውዒት ተቐቢሎም እናኣተዉ ዝርከቡ ዳያስፖራታት ቅልጡፍ ኣገልግሎት እናተውሃበ ምዃኑ ኮሚሽን ጉምሩኽ ኣፍሊጡ።
ኣብቲ ኮሚሽን ምክትል መካየዲ ስራሕ ጉዳያት ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ጉምሩኽ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ኣይተ ዘራኤል ለኣ፥ ናብ…
ሓደሓደ ምዕራባውያን መራኸበቲ ሓፋሽ ብዛዕባ ኢትዮጵያ ዝፅብፅቡሉ ኩነታት ዝተዛበዐ ኢዩ – ጣሊያናዊት ጋዜጠኛ ፍራንቼስካ ሮቺን
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጣሊያናዊት ጋዜጠኛ ፍራንቼስካ ሮቺን ሓደሓደ ምዕራባውያን መራኸበቲ ሓፋሽ ብዛዕባ ኢትዮጵያ ዝፅብፅቡሉ ኩነታት ዝተዛበዐን ንሓደ ወገን ዝወገነን ከምዝኾነ ገሊፃ።
ጋዜጠኛ ፍራንቼስካ ሮቺን ምስ ፋና ኣብ ዝነበራ ፃንሒት፥ ፀብፀብቲ ምዕራባውያን መራኸበቲ…
ማራቶን ሞተርስ ኤሌክትሪክ ተሸከርከርቲ ቻርጅ ዝግበሩሉ ጣቢያ ኣመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ማራቶን ሞተርስ ብኤሌክትሪክ ዝሰርሓ ተሸከርከርቲ ቻርጅ ዝግበሩሉ ጣቢያ ሎሚ መዓልቲ ኣመሪቑ።
ዝተመረቑ 20 ተሸከርከርቲ ብኤሌክትሪክ ዝሰርሑን “ሃንዳ ኮይና”ን “ሃንዳ ኣዮክን” ዝብል ስያመ ዝተውሃበን ኢየን፡፡
እተን ተሸከርከርቲ ሕድሕደን…
ዝተፈላለዩ ትካላት ንሰራዊት ምክልኻልን ተመዛበልቲን ሓገዝ ገይሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ወረዳ ዳንጉር፣ ኮርፖሬሽን ስራሕቲ ኮንስትራክሽን ኢትዮጵያን ሆስፒታል ቤጂንግ ጥሩነሸ ንሰራዊት ምክልኻልን ተመዛበልቲን ሓገዝ ገይሮም፡፡
ኣብ ዞባ መተከል ነበርቲ ወረዳ ዳንጉርን ሰራሕተኛታት መንግስቲን ልዕልነት ሕጊ እናኽበረ ንዝርከብ ሰራዊት…
ንከተማ ሃረርን ከባቢኣን ሕፅረት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ዝቐርፍ ስራሕቲ ተጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ሃረርን ከባቢኣን ዝነበረ ሕፅረት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ሙሉእ ንሙሉእ ዝፈትሕ ስራሕ ከምዝተጀመረ ኣብ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ መተሓላለፊ መስመራትን መከፋፈሊ ጣብያታት ምብራቕ ሪጅን ኣፍሊጡ።
ዳይረክተር እቲ ሪጅን ኣይተ ጋሻው እንድሪያስ…
ለበዳ ቫይረስ ኮቪድ-19 ኣብ ምክልኻል ዝተርኣየ ዕሽሽታ ዋጋ እናኽፈለ ምዃኑ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ለበዳ ቫይረስ ኮቪድ-19 ኣብ ምክልኻል ዝተርኣየ ዕሽሽታን ምዝንጋዕን ዋጋ እናኽፈለ ምዃኑ ተገሊፁ።
ገምጋም ኣፈፃፅማ ስሩዕን ክታበት ምክልኻል ኮቪድ-19 ክታበትን ብምድሃብ ካብ መላእ ክፍሊታት እታሀገር ዝመፅኡ ሓለፍቲ ቢሮ ጥዕና፣ ሓለፍቲ ርክብ…
በዓል ቅዱስ ገብርኤል ኣብ ሃዋሳን ቁልቢን ብድምቀት ይኽበር ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓመታዊ በዓል ቅዱስ ገብርኤል ተኸተልቲ እቲ እምነትን በፃሕቲን ኣብ ዝተረኸቡሉ ኣብ ሃዋሳን ቁልቢን ብድምቀት ይኽበር ኣሎ።
ኣብቲ በዓል ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ዳያስፖራታት ከምኡ እውን ካብ ዝተፈላለዩ ክፍል ዓለም ዝመፅ በፃሕቲ…
ቫይረስ ኮሮና ዘሕድሮ ፅዕንቶ ንምንካይ ዝዓለመ ልዝብ ኣብ ከተማ ጎንደር ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቫይረስ ኮሮና ኣብ ኢኮኖሚን ማሕራዊ ሕይወትን ዘሕድሮ ፅዕንቶ ንምንካይ ዝዓለመ ልዝብ ኣብ ከተማ ጎንደር ይካየድ ኣሎ።
እቲ ዘተ ኮቪድ-19 ንምክልኻል ዶብ ሰገር ስራሕቲ ንምስራሕ ኢጋድን ሕብረት ኣውሮፓን ክሰርሑዎም ዝግብኡ ጉዳያት ዝምልከት ሓሳብ…
ኣጋይሽ ሰላሞምን ድሕንነቶምን ዝተሓለወ ንክኸውን ኩሉ ሓላፍነቱ ክዋፃእ ከምዝግባእ ፖሊስ ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ናብ ኢትዮጵያ ዝመፁ ዳያስፖራታትን ካልኦት ኣጋይሽን ድሕንነቶም ዝተሓለወ ንክኽውን ኣብ ስራሕቲ ሆቴልን መዘናግዕን ምስ ዝተዋፈሩ ሓለፍቲ ትካላትን ሰብሞያ ሓለዋን ዘተ ተኻይዱ።
ኣብቲ እዋን ዘተ፤ ምኽትል ኮሚሽነር ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ዘፈር ገበንን…