Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ልዕሊ 60 ጅምላን ተናፀልን መቓብራት ኣብ ውሽጢ ቀፅሪ ቤት ትምህርቲ ቀቢሩ ሃዲሙ ኢዩ – ሚኒስቴር ትምህርቲ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ልዕሊ 60 ጅምላን ተናፀልን መቓብራት ኣብ ውሽጢ ቀፅሪ ቤት ትምህርቲ ቀቢሩ ከምዝሃደመ ሚኒስቴር ትምህርቲ ገሊፁ።
ክልላት ኣምሓራን ዓፋርን ዝወረረ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት፥ ኣብ ደቡብ ወሎ ዝርከብ 2ይ ብርኪ ቤት…
ሚኒስቴር ሰላም “ፌዴራሊዝምን ህንፅት ሰላምን ኣብ ኢትዮጵያ” ብዝብል መሪሕ ቃል ምስ ዝተፈላለዩ መዳረግቲ ኣካላት ይዝቲ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ሰላም "ፌዴራሊዝምን ህንፅት ሰላምን ኣብ ኢትዮጵያ" ብዝብል መሪሕ ቃል ምስ ዝተፈላለዩ መዳረግቲ ኣካላት ይዝቲ ኣሎ፡፡
መኽፈቲ እቲ መድረኽ ኣብ ሚኒስቴር ሰላም ብማዕረግ ሚኒስትር ዴኤታ ኣማኻሪ ሚኒስትር ኣይተ ካይዳኪ ገዛኸኝ÷ ስርዓት…
ብምኽንያት ወራር ኣሸባሪ ህወሓት ትልሚ ልምዓት 10 ዓመት ፀገም ኣጋጢሙዎ ክብላ ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍጹም ኣሰፋ ገሊፀን
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምኽንያት ወራር ኣሸባሪ ህወሓት ትልሚ ልምዓት 10 ዓመት ፀገም ኣጋጢሙዎ ክብላ ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍጹም ኣሰፋ ገሊፀን።
ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ፃንሒት ዝገበራ እተን ሚኒስትር፥ ኣሸባሪ ህወሓት ወራር ኣብ ዝፈፀመሎም ከባብታት…
ብግብረ ራዕዳውያን ዝተጎድኡ ከባቢታት ፍሉይ ትኹረት ክወሃብ ኢዩ – ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብግብረ ራዕዳውያን ዝተጎድኡ ከባቢታት ፍሉይ ትኹረት ከምዝወሃብ ኣካቢ ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ሕርሻ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣይተ ሰለሞን ላሌ ተዛሪቦም።
ግብረ ራዕዳውያን ህወሓትን ሸኔን ኣብ ክልላት ኣምሓራ፣ ዓፋርን ኦሮሚያን ዘብፅሑዎ ጉድኣት ተሓሳቢ…
ኢትዮጵያ ዘጋጠማ ፀገም ብናይ ባዕላ ዓቕሚ ተዋፂኣ ጉዕዞ ብራኸኣ ጀሚራ ኣላ – ኣምባሳደር ሩሲያ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ዘጋጠማ ፀገም ብናይ ባዕላ ዓቕሚ ተዋፂኣ ጉዕዞ ብራኸ ከምዝጀመረት ኣምባሳደር ሩሲያ ኣብ ኢትዮጵያ ኢብጀኒ ተረኺን ገሊፆም።
ኣብ ቀረባ እዋን ቤት ምኽሪ ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዘሕለፎ ውሳነ…
ኤምባሲ ጀርመን ካብ 1942 ጀሚሮም ዝተሓተሙ ኩሎም ሕታማት ጋዜጣ ነጋሪት ንቤተ መፃሕፍቲን ቤተ መዛግብቲን ኣረኪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤምባሲ ጀርመን ኣብ ኢትዮጵያ ካብ 1942 ጀሚሮም ዝተሓተሙ ኩሎም ሕታማት ጋዜጣ ነጋሪት ንብሄራዊ ቤተ መፃሕፍቲን ቤተ መዛግብቲን ኣረኪቡ።
ኤምባሲ ጀርመን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንነዊሕ እዋናት ኣብ እንዳ መዝገብ ብጥንቃቐ ተታሒዞም ዝፀንሑ ካብ 19 42…
ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንሃገርን ህዝቢን ስግኣት ኣብ ዘይኾነሉ ብርኪ ናይ ምድኻም ወፍሪ ሽቶ እንተይተሳኸዐ ቃልሲ ጠጠው ኣይብልን – ኮሙዩኒኬሽን…
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንሃገርን ህዝቢን ስግኣት ኣብ ዘይኾነሉ ብርኪ ናይ ምድኻም ወፍሪ ሽቶ እንተይተሳኸዐ ቃልሲ ጠጠው ከምዘይብል ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ክልል ኣምሓራ ኣፍሊጡ።
እቲ ክልል ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ካብ ዘጋጠሞ ሰብኣዊ፣ ኢኮኖሚያዊን…
ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ብላዕለዎት ኣመራርሓታት መንግስቲ ዝተገበሩ ዲፕሎማሲያዊ ጉዕዞታት ዕዉታት ነይሮም – ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ብላዕለዎት ኣመራርሓታት መንግስቲ ዝተገበሩ ዲፕሎማሲያዊ ጉዕዞታት ዕዉታት ከምዝነበሩ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ገሊፁ።
ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ኣብ ዝሃቡዎ ሰሙናዊ መግለፂ፥ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን…
ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዝርከቡ ዩኒቨርሲቲታት ማሕበራዊ ሓላፍነቶም ይዋፃኡ ከምዘለዉ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዝርከቡ ዩኒቨርሲቲታትን ኮሌጃትን ኣብ ማሕበራዊን ቁጠባዊን መዳይ ብመፅናዕቲን ምርምርን ዝተደገፈ ሓገዛት እናገበሩ ከምዘለዉ ተገሊፁ፡፡
ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዝርከቡ ጥምረት ዩኒቨርሲቲታትን ኮሌጃትን ዓመታዊ ጉባኤ ብኣዳላውነት…
ምምሕዳር ከተማን ፖሊስን ድሬዳዋ ኣብ ግንባር እናተዋደቑ ንዝርከቡ ኣባላት ፖሊስ ፌደራል ድጋፍ ገይሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማን ፖሊስን ድሬዳዋ ኣብ ግንባር እናተዋደቑ ንዝርከቡ ኣባላት ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ ልዕሊ ብር 2 ነጥቢ 5 ሚሊየን ግምት ዘለዎ ሓገዝ ኣበርኪቶም፡፡
ሰራዊት ፖሊስ ፌደራል ካብ ህዝብናን መንግስትናን ዝተውሃቦ ሓደራ ብምቕባል ምንቅስቓስ…