Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ካብ ጉጅለ ሸኔን ህወሓትን መጅሙዕ ተኹሲ ዝተረፈት ንእስቲ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ነባሪት ከተማ ወልድያ ዝኾነት ንእስቲ ሃብታም ደርባ÷ ተማሃሪት 7ይ ክፍሊን ጓል 16 ዓመት ዝኾነትን ምስ ስድራኣ ትነብረሉ ካብ ዝነበረ ከባቢ ክልል ኦሮሞ ግብረ ራዕዲ ሸኔ ብዘብፅሐሎም ግፍዒ፤ ወላዲኣ ‹‹ንዘርኢ እኳ እንተትተርፈትለይ›› ብምባል ናብ…
ዳያስፖራታት ናብ ሃገር እንትመፅኡ ዝራእቲ ሓረስቶት ዝእክቡሉ ዕድል ተመዓራሪዩ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስት ዘቕረበሎም ሃገራዊ ፃውዒት ተቐቢሎም ናብ ኢትዮጵያ ዝመፅኡ ልዕሊ 1 ሚሊየን ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ብዝተፈላለየ ኩነታት ንምቕባል ምድላው ከምዝተገበረ ኣብ ምምሕዳር ከተማ ኣዶስ ኣበባ ዋና ፈፃሚት ስራሕ ክፍለ ከተማ ለሚ ኩራ…
ኣብ ክልል ኣምሓራ ምምሕያሽ ሰዓት እቶ እቶ ተገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ምምሕያሽ ገደብ ሰዓት እቶ እቶ ከምዝተገበረ ቢሮ ጉዳያት ኮሙዩኒኬሽን መብግስቲ እቲ ክልል ኣፍሊጡ።
ሓላፊ ቢሮ ጉዳያት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ክልል ኣምሓራ ኣይተ ግዛቸው ሙሉነህ ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ፥ ኮማንድ ፖስት ፀፅታ እቲ…
ኣባል ኮንግረስ ኬረን ባስ ኢትዮጵያ ኣብ ኣጎዋ ንኽትፀንሕ ብምሕታት ናብ ዋይት ሃውስ ደብዳበ ኣእቲየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዑል ተሰማዕነት ዘለወን ኣባል ኮንግረስ ኣሜሪካ ዝኾና ኬረን ባስ ኢትዮጵያ ኣብ ኣጎዋ ንኽትፀንሕ ብምሕታት ናብ ምምሕዳር ፕሬዚዳንት ጆ ባይደን ደብዳበ ኣእቲየን።
ሲቪክ ካውንስል ኢትዮጵያ ኣሜሪካውያን ንዝተፈላለዩ ኣባላት ኮንግረስ ኣሜሪካ፤…
ኣዲስ ወግ “ህልውና ምሕላው፣ ዕቤት ምድንፋዕ” ብዝብል ርእሲ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ አበባ ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብቤት ጽሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ዝተሰናደአ ኣዲስ ወግ “ህልውና ምሕላው፣ ዕቤት ምድንፋዕ” ብዝብል ርእሲ ይሳለጥ ኣሎ፡፡
እቲ መድረኽ ዘተ፥ ብኣቕራባይነት ሚኒስትር ኮሙዩኒኬሽን ዶክተር ለገሰ ቱሉ፣ ሚኒስትር ገንዘብ ኣየተ ኣሕመድ ሽዴን ኣምባሳደር…
ጀጋኑ ሰራዊት ምክልኻልን ሓይሊታት ፀፅታ ክልል ኣምሓራን ንኸተማ ሰቆጣ ተቖፃፂሮም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኣንፀባራቒ ዓወት ንቕድሚት እናገስገሱ ዝርከቡ ጀጋኑ ሰራዊት ምክልኻልን ሓይሊታት ፀፅታ ክልል ኣምሓራን መብዛሕተኦም ከባቢታት ዞባ ዋግ ህምራን ዋና ከተማ እቲ ዞባ ከተማ ሰቆጣን ተቖፃፂሮም።
እቲ ከባቢ ካብ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ናፃ ኣብ ዝወፅኡሉ…
ግብረ ራዕዲ ህወሓት ተገዲዱ እውን እንተኾነ ስዕረቱ የኣምን ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኢትዮጵያ ብሓይሊ ሜካናይዝድ ዝተደገፈ ጦሩ ጉድኣት እናብፀሐልና ስለዝኾነናብ ሕገ-መንግስታዊ ክልልና ተመሊስና ክብል ወታደራዊ ኣመራርሓ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝኾነ ፃድቃን ገብረተንሳይ እቲ ጉጅለ ጎናጎኒ እውን እንተኾነ ስዕረቱ ተቐቢሉ።…
ኮሚሽን ሲቪል ሰርቪስ ኢትዮጵያን ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያን ንሰራዊት ምክልኻል ልዕሊ 5 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ሲቪል ሰርቪስ ኢትዮጵያን ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያን ንሰራዊት ምክልኻል ልዕሊ 5 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሮም።
ኮሚሽነር ኮሚሽን ሲቪል ሰርቪስ ኢትዮጵያን ዶክተር መኩሪያ ሃይለ፥ ጉጅለ ጥፍኣት ህወሓት ኣብ ልዕሊ ንፁሃን ታሪኽ ይቕረ…
ክልል ኦሮሚያን መምርሒ ቴክኒክን ሞያን ዞባ ጉራጌን ንሰራዊት ምክልኻል ሓገዝ ኣረኪቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልል ኦሮሚያን መምርሒ ቴክኒክን ሞያን ዞባ ጉራጌን ንሰራዊት ምክልኻል ዝኸውን ልዕሊ 27 ሚሊየን ብር ሓገዝ ኣረኪቦም።
ኣካቢ ኮሚቴ መተኣኻኸቢ እቶት ክልል ኦሮሚያ ብርሃኑ ፈይሳ፥ ክልል ኦሮሚያ ካብ ዞባታት ምብራቕ ሃረርጌ፣ ባሌን ኣርሲን 423…
ኣብ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ዲስትሪክት ደሴ ልዕሊ 80 ትራንስፎርመራት ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ተዘሪፎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ዲስትሪክት ደሴ ልዕሊ 80 ትራንስፎርመራት ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ተዘሪፎም።
ኣብ ክልል ኣምሓራ ካብ ሞንጎ ዝተዋደዱ 6 ዲስትሪክታት ሓደ ዝኾነ ዲስትሪክት ደሴ፥ ኣብ ትሕቲኡ 23 ኣግግሎት ዝህባ ማእኸላት ኣለዋ።…