Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ሕቡራት ኢሚሬታት ዓረብን ቱርኪን ኣብ 13 ዘፈራት ኢኮኖሚ ንምትሕብባር ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ሕቡራት ኢሚሬታት ዓረብን ቱርኪን ኣብ 13 ዘፈራት ኢኮኖሚ ንምስራሕ ከምዝተስማዕማዓ ኣፍሊጠን። ፕሬዚዳንት ቱርኪ ረጅብ ጣይብ ኤርዶሃን ድሕሪ 10 ዓመታት ኣብ ሕቡራት ኢሚሬታት ዓረብ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ዝገበሩ እንትኾኑ፥ ኣብ ኣቡዳቢ ልኡል ወራሲ ዓራት…

ንሓደ ሰሙን ፍሪያቱ ኣቋሪፁ ዝፀንሐ ፋብሪካ ሽኮር ፊንጫ ስራሕ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሰንኪ ፀገም ኣቕርቦት ነዳዲ ንሓደ ሰሙን ፍሪያቱ ኣቋሪፁ ዝፀንሐ ፋብሪካ ሽኮር ፊንጫ ስራሕ ከምዝጀመረ ኮርፖሬሽን ሽኮር ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ኣብ ዓመት 2 ነጥቢ 7 ሚሊየን ኩንታል ሽኮርን 20 ሚሊየን ሊትሮ ኢታኖልን ናይ ምፍራይ ዓቕሚ ዘለዎ እቲ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ቀረብ ነዳዲ ኣድሂቡ ኣብ ዝተሰናደአ ሰነድ ልዝብ ይግበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቢሮ ንግዲ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ቀረብ ነዳዲ ኣድሂቡ ኣብ ዘሰናደኦ ሰነድ ምስ መዳርግቲ ልዝብ ይገበር ኣሎ። እቲ ዘተ ምስ ዕድጊት ነዳዲ ተተሓሒዙ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብዚ ሰሙን ንዝተፈጠረ ፀገም መፍትሒ ኣንፈት ንምንባርን ኣብ ቀፃሊ…

ሓበራዊ ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካን ኣውሮፓን ኣብ “ማዕቐፍ ኢንቨስትመንት ኣፍሪካ-ኣውሮፓ” ክዝቲ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)6ይ ሓበራዊ ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካን ኣውሮፓን ኣብ “ማዕቐፍ ኢንቨስትመንት ኣፍሪካ-ኣውሮፓ” ከምኡ እውን ኣብ ኣፍሪካን ካልኦት ዓለም ለኸ ዛዕባታትን ከምዝዝቲ ተገሊፁ። ሕብረት ኣውሮፕ ነቲ ጉባኤ ኣመልኪቱ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ፥ ኣብቲ ጉባኤ ሕብረታት…

ካብ ንግዲ ሰደድ ወፃኢ ቡና፣ ሻሂን ቅመማ ቅመምን 658 ነጥቢ 1 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ በጀት ዓመት ዓመተ 2014 ካብ ንግዲ ሰደድ ወፃኢ ቡና፣ ሻሂን ቅመማ ቅመምን 658 ነጥቢ 1 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ተረኺቡ ተባሂሉ። እቲ ኣታዊ ኣብ ዝሓለፉ ሸውዓተ ኣዋርሕ ዝተረኸበ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ…

ፓርቲታት ሓፈሻዊ ጉባኤ ብምክያድን ኣድላዪ ምሕያሽ ሰነድን ብምገባር ኣብ ውሽጢ ሓደ ወርሒ ንኸእትዉ ቦርድ መረፃ ኣተሓሳሲቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርቲታት ሓፈሻዊ ጉባኤ ብምክያድን ኣድላዪ ምሕያሽ ሰነድን ብምገባር ኣብ ውሽጢ ሓደ ወርሒ ንኸእትዉ ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ኣተሓሳሲቡ። እቲ ቦርድ 23 ሕዳር 2014 ዓ.ም ምስ ፓርቲታት ብዝገበሮ ምይይጥ ብኣዋጅ ቁፅሪ 1162/11ን መምርሒ…

ኢትዮጵያን ጣሊያንን ብፓርክ ኣግሮ ኢንዱስትሪን ፋሽንን ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ጣሊያንን ብፓርክ ኣግሮ ኢንዱስትሪን ፋሽንን ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን። ሚኒስትር ኢንዱስትሪ መላኩ ኣለበል ምስ ኣምባሳደር ጣሊያን ኣብ ኢትዮጵያ ኣጎስቲዮኖ ፓሌሴ ኣብ ቤት ፅሕፈቶም ተዛቲዮም። መንግስቲ ኢትዮጵያ ፍርያት፣ ፅርየትን…

እቲ መድረኽ ኣመራርሓን ኣባላትን ሃገራዊን ከተማዊን እዋናዊ ኩነታት ብዝግባእ ብምርዳእ ኣብ ቀፃሊ ንዝህልዉ ተልእኾታት ብብቕዓት ንምውፃእ ዝተዳለወ ከምዝኾነ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተኻየደ መድረኽ ሀንፀት ዓቕሚ ኣመራርሓን ኣባላትን ወረዳን ጣቢያን እቶም ኣመራርሓን ኣባላትን ሃገራዊን ከተማዊን እዋናዊ ኩነታት ብዝግባእ ብምርዳእ ኣብ ቀፃሊ ንዝህልዉ ተልእኾታት ብብቕዓት ንምውፃእ ዝተዳለወ ከምዝኾነ ተገሊፁ።…

ካብ ዝሓለፉ ሰሙናት ጀሚሩ ፍርያት ሸገር ባኒ ምቕራብ ከምዘይተኸኣለ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሸገር ባኒ ንልዕሊ ሓደ ወርሒን 15 መዓልቲን ቀረብ ባኒ ከምዘቋፀ ሰራሕተኛታትን ተጠቀምቲን ሸገር ባኒ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ገሊፆም። ብፍላይ ኣብ ትሑት ብርኪ ናብራ ንዝርከቡ ክፋላት ሕብረተሰብ ቀረብ ዳቦ ምቁራፁ ንፀገም ከምዘቃለዖምን…

ኣብ ኢትዮጵያ ሰላምን ምርግጋዕን ንምምፃእ ኣዋጅ ህፁፅ ጊዘ ምልዓሉ ቅኑዕ ስጉምቲ ኢዩ-ቱርኪ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ሰላምን ምርግጋዕን ንምምፃእ ኣዋጅ ህፁፅ ጊዘ ምልዓሉ ቅኑዕ ስጉምቲ ኢዩ ከትብል ቱርኪ ገሊፃ። ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ እታ ሃገር፥ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ እቲ ኣዋጅ ክለዓል ምውሳኑ እታ ሃገር በእወንታ ከምእትርእዮን አትቕበሎን…