Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ዋዕላ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ዕዉት ነይሩ-ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተሳለጠ መበል 35 ስሩዕ ዋዕላ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ዕዉት ነይሩ ክብሉ ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ተዛሪቦም።
ኣምባሳደር ዲና ኣብ መግለፂኦም፥ እቲ ሕብረት ትካል ምክልኻል ሕማማት ኣፍሪካ…
መበል ሻድሻይ ጉባኤ ሕብረት ኣውሮፓን ኣፍሪካን ሎሚ ክጅምር ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ሻድሻይ ጉባኤ ሕብረት ኣውሮፓን ኣፍሪካን ሎሚ ኣብ ብራስለስ ቤልጂም ክጅምር ኢዩ።
እቲ ጉባኤ ሎሚን ፅባሕን ዝካየድ እንትኸውን፥ መራሕቲ ኣባል ሃገራት ሕብረት ኣውሮፓን ኣፍሪካን ክሳተፉ ኢዮም።
ኣብቲ ጉባኤ እቶም መራሕቲ ልዑል ምዕባለ…
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብዘጋጠመ ባርዕ ሓዊ ክልተ ሰባት ህይወቶም ስኢኖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብዘጋጠመ ባርዕ ሓዊ ክልተ ሰባት ህይወቶም ስኢኖም።
በዓል ሞያ ርክብ ህዝቢ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ሓደጋን ድሕንነትን ኣይተ ንጋቱ ማሞ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝበልዎ፥ እቲ ባርዕ ሓዊ ትማሊ ኢዩ ኣጋጢሙ።
እቲ ባርዕ…
ቦርድ መረፃ ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራዊ ጉዳያት ብምድሃብ ምስ ፓርቲታት ፖለቲካ ይዝቲ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራዊ ጉዳያት ብምድሃብ ምስ ፓርቲታት ፖለቲካ ይዝቲ ኣሎ።
እቲ መድረኽ ዘተ፥ ኣብ ህንፀት መድብለ ፓርቲ፣ መረፃን መረጻ ተንከፍ ጉዳያትን፣ ሕገ-መንግስታዊ ጉዳያት፣ ህንፀት ትካላት ዴሞክራሲ፣ ልዕልነት…
ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድን ጉጅለ ልኡኾምን ኣብ 6ይ ሓበራዊ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካን ሕብረት ኣውሮፓን ንምስታፍ ኣብ ቤልጂም ብራስለስ ይርከቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ጉጅለ ልኡኾምን ኣብ 6ይ ሓበራዊ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካን ሕብረት ኣውሮፓን ንምስታፍ ናብ ቤልጂም ብራስለስ ይርከቡ።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ብራስለስ እንትበፅሑ ላዕለዎት ሓለፍቲ…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ምስ ዓለም ለኸ ኮሚሽነር ሕብረት ኣውሮፓ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ምስ ዓለም ለኸ ኮሚሽነር ሕብረት ኣውሮፓ ዩታ ኧርፒላይነን ተዛቲዮም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ምስ ኮሚሽነር ዩታ ኧርፒላይነን ብምርኻብ ኢትዮጵያ ናብ ምዕባለ ንእትገብሮ…
ኣዲስ ኣበባ ክኣቱ ዝነበረ 2 ሺሕን 500 ጠያይቲ ጠበንጃ ክላሽንኮቭ ተታሒዞም
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ዙሉልታ ናብ ኣዲስ ኣበባ ብኤፍ ኤስ ኣር ናይ ፅዕነት መኪና ተፃዒኑ ክኣቱ ዝነበረ 2 ሺሕን 500 ጠያይቲ ጠበንጃ ክላሽንኮቭ ኣብትሕቲ ቁፅፅር ውዒሉ።
ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ክፍለ ከተማ ጉለሌ ኣይተ ጌታሁን፥ ኣብ እዋን ፍተሸ…
ኢትዮጵያ ምስ ጎረባብታ ዘለዋ ኢኮኖሚያዊ ምትሕብባር ኣጠናኺራ ክትቅፅል ኢያ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ምስ ጎረባብታ ብምትሕብባር ኣብቲ ዞባ ዘሎ ፀገም ሰላምን ፀፅታን ብምፍታሕ ኢኮኖሚያዊ ምትሕብባራ ኣጠናኺራ ከምትቕፅል ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዋና ዳይሬክተር ጉዳያት ኢጋድን ጎረባብቲ ሃገራትን ኣምባሳደር ፍስሃ ሻውል ገሊፆም።
ምስ…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ፕሬዚዳንት ቤት ምኽሪ ሕብረት ኣውሮፓ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ፕሬዚዳንት ቤት ምኽሪ ሕብረት ኣውሮፓ ቻርልስ ሚሼል ተዛቲዮም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥ ካብ ሓበራዊ ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካን ሕብረት ኣውሮፓን ኣቐዲመ ምስ…
ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድን ጉጅለ ልኡኾምን ኣብ 6ይ ሓበራዊ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካን ሕብረት ኣውሮፓን ንምስታፍ ኣብ ቤልጂም ብራስለስ ተረኺቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ጉጅለ ልኡኾምን ኣብ 6ይ ሓበራዊ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካን ሕብረት ኣውሮፓን ንምስታፍ ናብ ቤልጂም ብራስለስ ተረኺቦም።
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብቲ ጉባኤ ካብ ዝገብሩዎ ተሳትፎ ተሳትፎ ብተወሳኺ ምስ መራሕቲ…