Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣብ ፋብሪካ ዓለባኤልያስ ዝበፅሐ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ 350 ሚሊየን ብር ዝግመት ንብረት ዓኒዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መንደር ኢንዱስትሪ ቃሊቲ ፋብሪካ ዓለባኤልያስ ዝበፅሐ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ 350 ሚሊየን ብር ዝግመት ዕንወት ንብረት ምብፅሑ ተገሊፁ።
በዓል ሞያ ርክብ ህዝቢ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ሓደጋን ባርዕ ሓዊን ኣዲስ ኣበባ ኣይተ ንጋቱ ማሞ ንግዜኢ…
ሓምለዋይ ኣሰር ኢትዮጵያ ንማሕበረሰብ ዓለም ዘፋልጥ ኮንፈረንስ ክሳለጥ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓምለዋይ ኣሰር ኢትዮጵያ ንማሕበረሰብ ዓለም ዘፋልጥ ኮንፈረንስ ክሳለጥ ኢዩ።
ኤጀንሲ ዲያስፖራ ኢትዮጵያ ከምዝበሎ፥ እቲ ኮንፈረንስ ኣብ ወርሒ ሓምለ 32014 ዓ.ም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ነምክያድ ዘኽአል ቅድመ መድላው ይግበር ኣሎ።
ምክትል ዋና…
ኣብ መተሓዳደሪ ደንቢ መጅሊስ ዝተገበረ ዘተ ተዛዚሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መተሓዳደሪ ደንቢ መጅሊስ ኣድሂቡ ንሓደ ሰሙን ዝተገበረ ዘተ ከምዝተዛዘመ ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
ፕሬዚዳነት እቲ ቤት ምኽሪ ተቀዳሚ ሙፍቲ ሃጂ ዑመር እንድሪስ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ኣብቲ መድረኽ ዘተ 23…
47 ሺሕ ሊትሮ ነዳዲ ዝፀዓነት ተሽከርካሪት መቐለ ኣቲያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓገዝ 47 ሺሕ ሊትሮ ነዳዲ ዝፀዓነት ተሽከርካሪት ትካል ምግቢ ዓለም ሎሚ መዓልቲ መቐለ ኣቲያ።
መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ትግራይ ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ንዝርከቡ ዜጋታት ህይወቶም ንምድሓን ኩሎም ኣማራፅታት ብምጥቃም ሰብኣዊ ሓገዝ ንምቕራብ ምንቅስቓስ…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ “ዝተኽሓደ እዝ ሰሜን” ብዝብል ርእሲ ዝተፅሓፈ መፅሓፍ መሪቖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ “ዝተኽሓደ እዝ ሰሜን” ብዝብል ርእሲ ብሓለቓ ሓምሳ ጋሻዬ ጤናው ዝተፅሓፈ መፅሓፍ መሪቖም።
እቲ መፅሓፍ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ብሄራዊ ቴአትር ኢዩ ተመሪቑ።
ኣብቲ ስነ ሰርዓት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ሓዊሱ ካልኦት…
ኣመራርሓ ክልላት ቤኒሻንጉል ጉሙዝን ኣምሓራን ኣብ ኣዋሰንቲ ከባቢታት ዝፍጠሩ ፀገማት ፀፅታ ብዘላቕነት ነምፍታሕ ዘኽእል ልዝብ ኣሳሊጦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣመራርሓ ክልላት ቤኒሻንጉል ጉሙዝን ኣምሓራን ኣብ ኣዋሰንቲ ከባቢታት ዞባ መተከለን ዞባ ምዕራብ ጎንደር ኣዊን ዝፍጠሩ ፀገማት ፀፅታ ብዘላቕነት ነምፍታሕ ዘኽእል ልዝብ ኣሳሊጦም።
ኣብቲ ኣዋሰንቲ ከባቢታት ዝረአ ዘይምርግጋዕ ብዘላቕነት ብምፍታሕ…
እንቋዕ ንመበር 11 ዓመት ምንባር እምነ ኩርናዕ ህንፀት ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ኣብፀሐና- ኣይተ ደመቀ መኮንን
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)እንቋዕ ንመበር 11 ዓመት ምንባር እምነ ኩርናዕ ህንፀት ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ኣብፀሐና ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ገሊፆም።
ኣይተ ደመቀ መኮንን፥ ን1 ሺሕ ዓማውቲ እንትፈስስ ዝነበረ ሩባ ኣባይ…
ስርዓተ ቀብሪ ነበር ኣቦ መንበር ኦነግ ኣይተ ገላሳ ዲልቦ ተፈፂሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ስርዓተ ቀብሪ ነበር ኣቦ መንበር ኦነግ ኣይተ ገላሳ ዲልቦ ተፈፂሙ።
ሎሚ ቅድሚ ቀትሪ መርሃ ግብሪ ምፍናው ኣስከሬን ከባቢ ሲ ኤ ምሲ ካብ ዝርከብ መንበሪ ገዝኦም ዝተኻየደ እንትኸውን፥ ኣብቲ መርሃ ግብሪ ናይ ቀደም መቓልስቶም፣ ሓለፍቲ ስራሕ…
ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ዝተፈላለዩ ውሳነታት ኣመሓላሊፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ዝተፈላለዩ ውሳነታት ኣመሓላሊፉ፡፡
ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብ ዘካየዶ ኣኼባ 7ይ ስሩዕ ጉባኤኡ ኣብ ማክሮ ኢኮኖሚን ፊስካል ማዕቐፍን ተዛትዩውሳነ ኣመሓላሊፉ፡፡
እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ማእኸላይ ዘመን (2014-2019) ኣብ…
ፖሊስ ፌደራል ዝጀመሮ ምስፍሕፋሕ ቴክኖሎጂን ከይዲ ለውጢ ኣብ ጫፍ ንምብፃሕን ሓቢርና ክንሰርሕ ኢና ዶክተር ወርቅነህ ገበየሁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ፌደራል ዝጀመሮ ምስፍሕፋሕ ቴክኖሎጂን ከይዲ ለውጢ ኣብ ጫፍ ንምብፃሕን ሓቢርና ክንሰርሕ ኢና ክብሉ ዶክተር ወርቅነህ ገበየሁ ገሊፆም፡፡
ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ ዝጀመሮ ናይ ቴክኖሎጂ ምስፍሕፋሕን ከይዲ ለውጢ ኣብ ጫፍ ንምብፃሕንሓቢሮም…