Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣብ ማእኸል ዕዳጋ ሃርጌሳ ብዘጋጠመ ባርዕ ሓዊ ንዝበፅሐ ዕንወት ዝተሰምዖም ዓሚዩቕ ሓዘን ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ማእኸል ዕዳጋ ሃርጌሳ ብዘጋጠመ ባርዕ ሓዊ ንዝበፅሐ ዕንወት ዝተሰምዖም ዓሚዩቕ ሓዘን ገሊፆም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ኣብ ሶማሊ ላንድ ከተማ ሃርጌሳ ኣብ ዝተልዓለ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ንዝተፍጥረ ሰብኣዊን…
መንግስቲ ናህሪ ዋጋ ንምስትኽኻል ዘኽእሉ ስጉምትታት ይወሰድ ኣሎ- ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ናህሪ ዋጋ ንምስትኽኻል ዘኽእሉ ስጉምትታት እናወሰደ ከምዝኾነ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ።
ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ዶክተር ለገሰ ቱሉ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ኣድሂቦም ሎሚ መዓልቲ መግለፂ ሂቦም።
ኣብ…
ኣብ እዋን ፆም ረመዳን ብኲናትን ድርቂን ጉድኣት ዘዝበፅሖም ወገናት ምሕሳብ ይግባእ – ቀ/ሚ ኣቢይ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ አሕመድ ህዝበ ሙስሊም ኣብ እዋን ዓቢዪ ፆም ረመዳን ብኲናትን ድርቂን ጉድኣት ዘዝበፅሖም ወገናት ንኸሓስቦም ሓቲቶም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥ ፆም ንባዕልኻ ኣፅሪኻ…
መበል 1443 ፆም ረመዳን ፅባሕ ክጅመር ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 1443 ፆም ረመዳን ፅባሕ ቀዳም 24 መጋቢት ክጅመር ኢዩ ።
ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝገለፆ፥ ወርሒ ሎሚ መዓልቲ ምሸት ስለዝተረኣየት እቲ ፆም ፅባሕ ክጅምር ኢዩ።
ሓላፊ ርክብ…
ኣብ ኢትዮጵያ ሰብኣዊ ሓገዝ ንምብጻሕን ሰላም ንምርግጋፅን ዝግበር ፃዕሪ ዝነኣድ ኢዩ – ፍሉይ ልኡኽ ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፍሉይ ልኡኽ ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ዶክተር ኣኔቴ ዌበር ኣብ ኢትዮጵያ ሰብኣዊ ሓገዝ ንምብጻሕን ሰላም ንምርግጋፅን ዝግበር ፃዕሪን ንኢደን።
ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ደመቀ መኮንን ምስቶም ፍሉይ ልኡኽ…
500 ሜትሪክ ቶን ህፁፅ ሰብኣዊ ሓገዝ ናብ ክልል ትግራይ በፂሑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)500 ሜትሪክ ቶን ህፁፅ ሰብኣዊ ሓገዝ ሎሚ መዓልቲ ናብ ክልል ትግራይ ምብፅሑ ትካል ምግቢ ዓለም ገሊፁ።
ናብቲ ክልል ዝግበር ምንቅስቓስ ሰብኣዊ ሓገዝ ምድሪ ምጅማሩ ስዒቡ ሰፊሕ ስትራቴጂክ ውፅኢት ክርከብ ከምዝኸኣለ እውን እቲ ትካል ኣፍሊጡ።…
ለበዳ ኮቪድ-19 ንምክልኻልን ምቁፅፃርን ተመሓይሹ ዝወፅአ መምርሒ ዕላዊ ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ለበዳ ኮቪድ-19 ንምክልኻልን ምቁፅፃርን ተመሓይሹ ዝወፅአ መምርሒ ቁፅሪ 882/2014 ዕላዊ ምዃኑ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ።
ለበዳ ኮቪድ-19 ንምክልኻልን ምቁፅፃርን፣ ስጉምቲታት ጥንቃቐን ክታበትን ብዝምልከት ተመሓይሹ ዝወፅአ መምርሒ ኣመልኪተን…
ኣብ ከተማ ሻሸመኔ 200 ኪሎ ግራም ዝምዘን መዕወኒ ሓሽሽ ካናቢስ ተታሒዙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ሻሸመኔ ትማሊ ምሸት ብዝተገበረ ዳህሳስ 200 ኪሎ ግራም ዝምዘን መዕወኒ ሓሽሽ ካናቢስ ምሓዙ መምርሒ ፖሊስ እታ ከተማ ኣፍሊጡ።
መተሓባበሪ ርክብ ህዝቢ እቲ መምርሒ ፖሊስ ኢንስፔክተር ታምራት ኣበበ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት…
ዓቕሚ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ኣብ ምህናፅን ምዕባይ ተኣማኒነትን ቅድሚት ተዋሂብዎ ክስራሕ ከምዝግባእ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓቕሚ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ኣብ ምህናፅን ምዕባይ ተኣማኒነትን ቅድሚት ተዋሂብዎ ክስራሕ ከምዝግባእ ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ልምዓት ሰብ ሃፍቲ፣ ምውፋር ስራሕን ቴክኖሎጂን ኣተሓሳሲቡ።
እቲ ቀዋሚ ኮሚቴ ኣብ 2013 ዓ.ም…
ብምኽንያት ኩናት ንዝተመዛበሉን ካብ ሃገራት ዓረብ ዝተመለሱን ናብ ስራሕ ንክኣተው ብምውዳድ ክስራሕ ከምዘለዎ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምኽንያት ኩናት ንዝተመዛበሉን ካብ ሃገራት ዓረብ ዝተመለሱን ናብ ስራሕ ንክኣተው ብምውዳድ ክስራሕ ከምዘለዎ ተገሊፁ፡፡
ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ካብ ስደት ተመለስቲ ወገናት ብምስልጣን ናብ ስራሕ ንምእታው ምስ ሓለፍቲ ትካላት ፋይናንስ፣ ምስ…