Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ጉባኤ ጨፌ ኦሮሚያ ዝተፈላለዩ ኣዋጃትን ሹመታትን ኣፅዲቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ ጨፌ ኦሮሚያ ዝተፈላለዩ ኣዋጃትን ሹመታትን በምፅዳቕ ተዛዚሙ።
እቲ ጉባኤ ንክልተ መዓልታት ክካየድ ዝፀንሐ እንትኸውን፥ ምምሕዳር ትካላት ልምዓት መንግስቲ ንምውሳን ኣብ ዝወፅአ ኣዋጅ ዘተ ብምግባር ኣፅዲቑ።
እቲ ብኣብዘሓ…
ኢትዮጵያ ካብ ወፃኢ ዝኣቲይ ፍሪያት ስርናይ ንምትካእ ክልላት ፃዕረን ክብ ኣብ ምባል ይርከባ-ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ምብራቕ ሸዋ ብናይ ሓጋይ መስኖ ኣብ ዝለምዐ ስርናይ ዑደት የካይድ ኣሎ።
ኣብቲ ዑደት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ሓዊሱ፥ ዳይሬክተር ኣፈፃሚ ስራሕ ቦርድ ባንኪ…
ነዳዲን ተፈጥሮ ጋዝን ኢትዮጵያ ኣብ ረብሓ ምውዓል ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ተኸቲሙ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር መዓድን ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከብ ነዳዲን ተፈጥሮ ጋዝን ኢትዮጵያ ኣብ ረብሓ ምውዓል ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ኸቲሙ።
እቲ ስምምዕነት ኔዘርላንድስ ስዌልን ኣሶሼት ኢንክን ምስ ዝተብሃለ ኩባንያ ኣሜሪካ ኢዩ ተፈሪሙ።
እቲ ኩባኒያ ኣብ…
ኣብ ክሊ ምትሕብባር ኢኮኖሚን ልምዓትን ኢትዮ-ቻይና ዘድሃበ ዘተ ተሳሊጡ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክሊ ምትሕብባር ኢኮኖሚን ልምዓትን ኢትዮ-ቻይና ዘድሃበ ዘተ ተሳሊጡ።
ኣብ ማዕቐፍ ፎረም ምትሕብባር ቻይና ኣፍሪካ ንቻይና ኣብ ዝቐረቡ ነባርን ሓደሽቲን ፕሮጀክትታት እውን ሰፊሕ ዘተ ከምዝተገበረ ተሓቢሩ።
ኣብቲ ዘተ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ…
ናህሪ ዕዳጋ ብዝምልከት መንግስቲ ህፁፅ ስጉምቲ ክወሰድ ከምዘለዎ ነበርቲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ናህሪ ዕዳጋ ብዝምልከት መንግስቲ ህፁፅ ስጉምቲ ክወሰድ ከምዘለዎ ነበርቲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ገሊፆም።
ነበርቲ እታ ከተማ ዝወከሉ ኣባላት ቤት ምኽሪ ምስ ዝመረፆም ህዝቢ ኣብ ዝተዛተይሉ እዋን ኢዮም እቶም ነበርቲ ነዚ ሕቶ ዘቕረቡ።
ኣብዛ ሃገር…
መቕተልቲ ኣባ ገዳታት ከረዩ ብዝምልከት ብባህላዊን ሕጋዊን መፍትሒ መዕለቢ ንኽረክብ ይስራሕ ኣሎ – ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መቕተልቲ ኣባ ገዳታት ከረዩ ብዝምልከት ብባህላዊን ሕጋዊን መፍትሒ መዕለቢ ንኽረክብ እናተሰርሐ ምዃኑ ርእሰ መምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ገሊፆም።
“እቲ ተግባር ዓቢዪ ስብራት ዝፈጠረን ኣብ ባህልና ዘንፀላለወ ተግባርን ስለዝኾነ…
ጨፌ ኦሮሚያ ኣብ ዝተፈላለዩ ኣዋጃትን መምርሒታትን ይዛተ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጨፌ ኦሮሚያ ኣብ ዝተፈላለዩ ኣዋጃትን መምርሒታትን ይዛተ ኣሎ ።
ኣባላት እቲ ጨፌ ምምሕዳት ትካላት ልምዓት መነግስቲ እቲ ክልል ንምድንጋግ ዝወፅአ ኣዋጅ፣ ባህላዊ ምትሕግጋዝ “ቡሳ ጎኖፋ” ነምጥንኻር ዝወፅአ ኣዋጅ፣ ኣዋጅ ጋሻ እቲ ሰርዓትን…
ኣብ ውሽጢ ሃገር ኣፍረይቲ ዘይቲ ፀገማትን መፍትሒኦምን ዘድሃበ መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ዘሰናድኦን ኣብ ውሽጢ ሃገር ኣፍረይቲ ዘይቲ ፀገማትን መፍትሒኦምን ዘድሃበን መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ።
ኣብቲ ዘተ ኣብ ኩባኒያታት ኣፍረይቲ ዘይቲ ውሽጢ ዓዲን ምስ ፍርያት ዘይቲ ተተሓሓዝነት ዘለዎም ትካላት መንግስቲን…
ነበር ርእሰ ምምሕዳር ክልል ጋምቤላ ኣይተ ኦኬሎ ኝጌሎ ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈሊዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ርእሰ ምምሕዳር ክልል ጋምቤላ ኣይተ ኦኬሎ ኝጌሎ ኣብ መበል 58 ዕድሚኦም ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈሊዮም።
ኣይተ ኦኬሎ ኝጌሎ ካብ 1989 ክሳብ 1995 ዓ.ም መበል ሳልሳይ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ብምዃነ ዘገልገሉ እንትኾኑ፥ ብዝሓደሮም…
ኣብ ደሴ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ቀዳማይ ስሩዕ ጉባኤኡ ዝሃቦም ውሳነታትን ቀፀልቲ ኣንፈታትን ምስ ነበርቲ ይዛተ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ቀዳማይ ስሩዕ ጉባኤኡ ዝሃቦም ውሳነታትን ቀፀልቲ ኣንፈታትን ብምድሃብ ምስ ነበርቲ ደሴ ይዛተ ኣሎ።
ኣብቲ መድረኽ ሚኒስትር ዕድል ስራሕን ክእለትን ሙፈሪሃት ካሚል፥ እቲ መድረኽ ውሳነታት ፓርቲ ብልፅግና ብቐጥታ ናብ ህዝቢ…