Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣትሌታትን ሰብ ሞያ ኪነ ጥበብን “ንኽተለካ ኣለና” ብዝብል መሪሕ ቃል ናብ ግምባር ይዝምቱ ኣለዉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባን ነበርቲ እታ ከተማን ሉኣላዊነት ሃገር ንምኽባር ናብ ግምባር ንዝዘምቱ ኩርዓት ኢትዮጵያ ዝኾኑ ኣትሌታትን ኣርቲስታትን ምፍናው እናገበሩሎም ይርከቡ።
ኣብቲ መርሃ ግብሪ ምፍናው ኣመራርሓታት ምምሕዳር እታ ከተማ ተረኺቦም።…
ማእኸል ልምዓትን ሰላምን ዝተብሃለ ትካል ሲቪል ማሕበረሰብ ፍቓዱ ተሰሪዙ
ኣዲስ ኣባበ ፣ 17 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብዚ ሰሙን ሃገር ንምፍራስ ብሕቡእ እናተዛተዩ ናይ ዝነበሩ እኒ ፕሮፌሰር ኤፍሬም ይስሀቅ፣ እሌኒገብረመድህ፣ ግብረ ራዕዲ ብርሀነ ገብረክርስቶስን መሓዙቶምን ዘሰናደአ ማእኸል ልምዓትን ሰላምን ዝተብሃለ ትካል ሲቪል ማሕበረሰብ ፍቓዱ ተሰሪዙ።
እቲ…
ዶ/ር እሌኒ ገብረመድህን ዘመሓላለፈኦ መልእኽቲ ንኹንን – ኣይተ ዘመዴ ነህ ንጋቱ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ሞንጎ ወነንቲ ኣክሲዮን ብሉስፔስ ሓንቲ ዝኾና ዶክተር እሌኒ ገብረመድህን ኣብዚ ሰሙን ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ኣብ ዝተፈነወ ቪዲዮ ዘመሓላለፈኦ መልእኽቲ ብፅኑዕ ከምዝኹንኑ ኣይተ ዘመዴ ነህ ንጋቱ ኣፍሊጦም።
ካብ ሞንጎ ወነንቲ እቲ ኣክሲዮን ሓደ…
ናብ ግምባር ንዝዘምቱ ኣመራርሓታት ኢዜማ ምፍናው ተገይሩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ከተማ ኣዲስ አበባ ናብ ግምባር ንዝዘምቱ ኣመራርሓታት ፓርቲ ኢዜማ ሎሚ መዓልቲ ምፍናው ተገይሩሎም።
ኣቦ መንበር ኢዜማ ኣይተ የሽዋስ ኣአሰፋ፥ ኣመራርሓ ናብ ግምባር ብምኻድ ንሰራዊቱ ከምዘበረታትዕን ኣባላቱ ድማ ናብ ስልጠና ብምእታው ናብ…
ንደልዮ ኢትዮጵያዊ ወይ ድማ ኢትዮጵያ ምዃን ኢዩ – ቀ/ሚ ኣቢይ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንደልዮ ኢትዮጵያዊ ምዃን ወይ ድማ ኢትዮጵያ ምዃን ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ግምባር ኮይኖም ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ፥ ናይ ወገን ጦር ብልዑል ሞራልን ወነን እናተዋገአ ኣብ ትሕቲ ፀላኢ ዝነበሩ…
ምስ ግብረ ራዕዲ ሸኔ ርክብ ዘለዎም 33 ሰባት ይቕሬታ ብምሕታት ናብ ህዝቢ ተሓዊሶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ምዕራብ ኣርሲ ወረዳ ሄበን ኣርሲ ምስ ግብረ ራዕዲ ሸኔ ርክብ ዘለዎም 33 ሰባት ይቕሬታ ብምሕታት ናብ ህዝቢ ተፀምቢሮም።
ምስ ግብረ ራዕዳውያን ህውሓትን ሸኔ ርክብ ዝነበሮም እቶም ሰባት÷ ህወሓትን ሸኔን ርክቦም ብምጥንኻር ኣብ ልዕሊ ሃገር…
ሳጊታ ኣብ ኢድ ሰራዊት ምክልኻል ኣቲያ – ቀ/ሚ ኣቢይ አሕመድ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ናይ ወገን ጦር ንካሳጊታ ከምዝተቖፃፀረ ኣፍሊጦም።
ኲናት ብዝለዓለ ዓወት እናተሳለጠ ከምዝኾነ ዝገለፁ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ፥ኣብ ኢድ ፀላኢ ዝነበሩ ከባቢታት ናብ ትሕቲ ቁፅፅር ሰራዊት ምክልኻል እናኣተዉ ከምዝኾኑ…
ህዝቢን መንግስቲን ኩዌት ንተመዛበልቲ 7 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ምግቢን ክዳውንቲን ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝቢን መንግስቲን ኩዌት ኣብ ከተማ ደብረ ብርሃን ንዝርከቡ ተመዛበልቲ 7 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ምግቢን ክዳውንቲን ገይሩ።
መንግስቲን ህዝቢን ኩዌት፤ ብዳይሬክተር ኤድ ኩዌት ኣቢሉ ኣብ ከተማ ደብረ ብርሃን ንዝርከቡ ተመዛበልቲ ቀረብ ምግቢን…
እሌኒ ገብረመድህን ደምቢታት ስነ-ምግባር ሰራሕተኛታት ሲቪል ሰርቪስ ኣብ ዝጥሕስ ምንቅስቓስ ተሳቲፋ ኢያ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዶክተር እሌኒ ገብረመድህን ዓለም ለኸ ደምቢታት ስነ-ምግባር ሰራሕተኛታት ሲቪል ሰርቪስ ኣብ ዝጥሕስ ምንቅስቓስ ተሳቲፋ ኢያ።
ኣብ ቀረባ እዋን ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ትካል ፕሮግራም ልምዓት ብሓይ ሓላፍነት ዝረኸበት ዶክተር ኢሌኒ፥ መንግስቲ…
ኣርቲስት ታማኝ በየነ ሓዊሱ ፍሉጣት ውልቀ ሰባትን ላዕለዎት ኣመራርሓታት ነበር ኣባላት ሰራዊት ምክልኻልን ናብ ግምባር ዘሚቶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣርቲስት ታማኝ በየነን ፖለቲከኛ ኣንዳርጋቸው ፅጌን ሓዊሱ ፍሉጣት ውልቀ ሰባት ከምኡ እውን ላዕለዎት ኣመራርሓታት ነበር ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ናብ ግምባር ዘሚቶም።
ፖለቲከኛ ነኣምን ዘለቀን ብርጋዴር ጀነራል ካሳዬ ጨመዳን እውን ናብ ግምባር ካብ…