Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ጉባኤ መራሕቲ ሕብረታ ኣፍሪካ ካብ ወትሩ ብዝለዓለ ኣገልግሎት ምትእንጋድ የድሊ – ኣምባሳደር ብርቱካን ኣያኖ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ. ቢ.ሲ)መበል 35 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረታ ኣፍሪካን መበል 40 ኣኼባ ቤት ምኽሪ ፈፃሚ ስራሕ ሚኒስትራት ቅድመ ምድላው ብምድሃብ ኣባላት ብሄራዊ ኮሚቴ ምድላው ዝተሳተፉሉ ልዝብ ተኻይዱ።
ኣብቲ እዋን ዘተ ድማ ምስ መዳርግቲ ኣካላት ኣብ ቅድመ ምድላው ዝተዳለወ…
ስነ-ስርዓት ምፍናው ታቦት /ከተራ/ ይኽበር ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ስነ-ስርዓት ምፍናው ታቦት /ከተራ/ ሎሚ መዓልቲ ኣብ መላእ ኢትዮጵያ ብተኸተልቲ እምነት ተዋህዶ ኦርቶዶክስ ኢትዮጵያ ይኽበር ኣሎ።
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ስነ-ስርዓት ምፍናው ታቦት ንምዕም ተኸተልቲ እቲ እምነት ከካብ ኣድባራት ዝመፅ ታቦታት ዓጂቦም ናብ…
ኣብ ከተማ ጎንደር ብልዕሊ 540 ሚሊየን ብር ወፃኢ ዝተሰርሑ ፕሮጀክታ ተመሪቖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ ከተማ ጎንደር ብልዕሊ 540 ሚሊየን ብር ወፃኢ ዝተሰርሑ ፕሮጀክታ ብርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ዶክተር ይልቃል ከፋለን ካልኦት ላዕለዎት ኣመራርሓታትን ተመሪቖም።
ክልተ በዓል ኮኾብ ሆቴላት፣ ፋብሪካታት ማይን ጁስን ከምዝተመረቑ ተቐዳሚ ምክትል…
ርእሳነ ምምሕዳር ክልላትን መንግስታትን ንበዓል ጥምቀት መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሳነ ምምሕዳር ክልላትን መንግስታትን ንበዓል ጥምቀት መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም።
ብመሰረት እዚ ርእሰ ምምሕዳር ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ፥ ንመላእ ኣመንቲ ክርስትና ኣብ ዘመሓላለፉዎ መንእኽቲ እንኳዕ…
ኣብ ከተማ ጎንደር ዓቢዪ ዓውደ ምርኢት ተኸፊቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ዶክተር ይልቃል ከፋለ ኣብ ዝተረኸቡሉ ዓቢዩ ዓውደ ምርኢት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ህንፃ ራስ ጎንደር ተኸፊቱ፡፡
ኣብቲ ዓውደ ምርኢት ልዕሊ 150 ዓመታት ኣብ ስደት ዝፀንሐ ቁናኖ ሃፀይ ቴዎድሮስን ካልኦት 21 ሓድጊታትን…
ሰገን መንእሰይ ኢክራም መንበሪ ገዛን ሓደ ሚሊየን ብርን ሓገዝ ተገይሩላ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ብዕጡቓት ግብረ ራዕዲ ህወሓት ናይ ምድፋር ጥቕዓት ዝበፅ ኢክራም ያሲን ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ሓገዝ መንበሪ ገዛን ኣይተ በላይነህ ክንዴ ድማ ብር ሓደ ሚሊየን ሓገዝ ገይሮም።
ካብዚ ብተወሳኺ ኣቡኡ ብኲናት ንዝተሰወኦ ህፃን ቢኒያም ጌታቸው ሞረዳ…
ምሕዝነት ቻይና ኣፍሪካ ዘጠናኽር ሲምፖዚየም ቤጂንግ ኣብ ዝርከብ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምሕዝነት ቻይና ኣፍሪካ ዘጠናኽር ሲምፖዚየም ቤጂንግ ኣብ ዝርከብ ኤምባሲ ፌዴሪኢ ተኻይዱ።
እቲ ሲምፖዚየም ኣብ ቻይና ምስ ዝርከቡ ጉጅለ ኣምባሳደራት ኣፍሪካን ቤት ፅሕፈት ውድብ ሕቡራት መንግስታትን ብምትሕብባር ዝተዳለወ ኢዩ።
ኣፍሪካን ቻይናን…
ዳያስፖራ ናብ ሃገሩ ምምፃእ እንተየድለዮ ኣብ ሃገሩ መዋእለ ንዋይ ንኸፍስስ ምቹው ኣሰራርሓታት ክዝርግሑ ኢዮም – እቲ ቤት ምኽሪ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ቤት ምኽሪ ንግዲን ዘፈር ማሕበራትን ካብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ንስ ዝመፅ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ብሓባር ንምስራሕ ይዝቲ ኣሎ።
ኣብቲ እዋን ዘተ ነባርን ናይ ሕዚን ኣመራርሓታት፣ ኮሚሽነር ኢንቨስትመንት ኣዲስ ኣበባ ግርማ ሰይፉን…
በዓል ከተራ ሎሚ ክኽበር እዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባዓል ከተራ ሎሚ ብመላእ ተኽተልቲ እምነት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ክኽበር እዩ።
ኣብ መላእ ኣዛ ሃገር ታቦታት ካብ ደብርታቶም ወፂኦም ብካህናት፣ ብዲያቆናትን ብምእመናትን ተዓጂቡ ናብ ባሕሪ ጥምቀት ክወርድ እዩ።
ታቦታት ናብ…
በዓል ጥምቀት ድሙቕ መርኣያ ኢትዮጵዊነት፤ ፍልፍል ድምቐትን ኩርዓት ሃገርን ከምዝኾነ ከንቲባ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ጥምቀት ኣብ ዓለም ኣብ ዘይድህሰሱ ሓድግታት ካብ ዝተመዝገቡ ድሙቕ መርኣያ ሃብቲ ኢትዮጵዊነትን፣ ፍልፍል ድምቐትን ኩርዓት ሃገርን ካብ ዝኮኑ በዓላት ሓደ ከምዝኾነ ከንቲባ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን።
ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ÷ “ንመላእ…