Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ በዓል ጥምቀት ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ በዓል ጥምቀት ምኽንያት ብግምባር መልእኽቲ እንኳ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መልእኽቶም በዓል ጥምቀት ክእለት ጥራሕ ዘይኮነስ ትሕትና እውን ምርኣይ ከምዝግባእ ዘምህር ከምዝኾነ ገሊፆም።…
ተሳተፍቲ በዓል ጥምቀት እቲ በዓል እንተኽብሩ ርሕቐቶም ብምሕላው ካብ ምንኽኻእ ብምቑጣብ ክኸውን ከምዝግባእ መተሓሳሰቡ ተዋሂቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ተሳተፍቲ በዓል ከተራን ጥምቀት እቲ በዓል እንተኽብሩ ርሕቐቶም ብምሕላው፣ ካብ ምንኽኻእ ብምቑጣብ፣ ብተደጋጋሚ ኢዶም ብምሕፃብን መሸፈኒ ኣፍን ኣፍንጫን ብምጥቃምን ክኸውን ከምዝግባእ ሚኒስቴር ጥዕና ኣተሓሳሲቡ።
እቲ ሚኒስቴር ንተኸተልቲ እምነት ክርስትና…
ኣብ ዘፈር ድሕንነት ሳይበር ምስ ማሕበረሰብ ዳያስፖራ ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል መድረኽ ዘተ ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤጀንሲ መርበብ ሓበሬታን ድሕንነትን “ተሳትፎ ዳያስፖራ ኣብ ድሕንነት ሳይበር ሃገርና” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ምስ ማሕበረሰብ ዳያስፖራ ኣብ ዘፈር ድሕንነት ሳይበር ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል መድረኽ ዘተ ተኻይዱ።
ጉዳይ ድሕንነነት ሳይበርንሓደ ትካል ጥራሕ…
ኣብ ክልል ዓፋር ንዝርከቡ ሓይሊታት ፀፅታን ተመዛበልቲ ወገናትን ዝውዕል ሓገዝ 8 ነጥቢ 9 ሚሊየን ብር ተገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለዩ ኣካላት ኣብ ክልል ዓፋር ንዝርከቡ ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል፣ ፍሉይ ሓይሊን ተመዛበልቲ ወገናትን ዝውዕል ሓገዝ 8 ነጥቢ 9 ሚሊየን ብር ገይሮም።
ተፀዋዕቲ ትካላት ሚኒሰስቴር ባህሊን ስፖርትን ብሓባር ብምዃን 5 ሚሊየንን 300 ሺሕን ብር ኣብ…
ኣብ እዋን በዓል ጥምቀት ሓደጋ ኤሌክትሪክ ከየጋጥም ጥንቃቐ ንኽግበር ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኣተሓሳሲቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ምስ ምኽባር በዓል ጥምቀት ተተሓሒዙ ሓደጋ ኤሌክትሪክ ከየጋጥም ጥንቃቐ ምግባር ከምዝግባእ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣተሓሳሲቡ።
እቲ ኣገልግሎት፥ ምስ ምኽባር እቲ በዓል ተተሓሒዙ ዝተፈላለዩ ቦታታት ዘምዕርጉ ተኸተልቲ እቲ እምነት ሓደጋታት…
ንዝተፈፀሙ ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰላት ንኽምርምር ዝተጣየሸ ግበረ ሓይሊ ሚኒስተራት ንዓበይቲ ኮሚቴታት መርሃ ግብሪ ተግባር ኣፅዲቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ ሰሜናዊ ክፋል ኢትዮጵያ ንዝተፈፀሙ ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰላት ንኽምርምር ዝተጣየሸ ግበረ ሓይሊ ሚኒስተራት ንዓበይቲ ኮሚቴታት ረቂቕ ተግባር ዝርዝር መርሃ ግብሪ ከምዘፅደቐ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ግበረ ሓይሊ ሚኒስቴራት ዶክተር ታደሰ ካሳ ገሊፆም።ፈተት…
ኣካል ወፍሪ ምእታው ናብ ሃገር ዝኾነ መርሃ ግብሪ ምትእኽኻብ እቶትን እንግዶት ድራርን ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣካል ወፍሪ ምእታው ናብ ሃገር ዝኾነ መርሃ ግብሪ ምትእኽኻብ እቶትን እንግዶት ድራርን ትማሊ ምሸት ተኻይዱ።
ኣብቲ መርሃ ግብሪ ዝተረኸቡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ፃውዒት ሃገሮም ተቐቢሎም ንዝመፅኡ ዳያስፖራታት ምስጋና ዘቕረቡ እንትኾኑ፥ ሃገሮም…
ስርዓት ኣተሓሕዛ ሓበሬታ ብምዝማን ዘይሕጋውነት ምክልኻል ይግባእ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንስርዓት ምሕደራ ኣባይቲ ከተማ ዘገልግል ሶፍትዌር ብሚኒስትር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ለከተማ ቤቶች አስተዳደር ስርዓት የሚያገለግል ሶፍት ዌር በከተማና መሰረተ ልማትን ቢሮ ምምሕዳር ልምዓት ኣባይቲን ለሚዒ ብዕሊ ስራሕ ናይ ምጅማር መርሃ ግብሪ ተኻይዱ።…
ባዛርን ኤግዚቪሽንን “ናይ ኢትዮጵያ የዓድጉ” ኣብ ኣዲስ ኣበባ መቻሬ ሜዳ ተኸፊቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባዛርን ኤግዚቪሽንን “ናይ ኢትዮጵያ የዓድጉ” ኣብ ኣዲስ ኣበባ መቻሬ ሜዳ ተኸፊቱ።
እቲ ኤግዚቪሽንን ባዛርን፥ ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣይተ ጃንጥራር ኣባይ ብዕሊ ኣጀሚሮምዎ።
ቢሮ ልምዓት ስራሕ፣ ኢንተርፕራይዝን ኢንዱስትሪን…
ኣብ እዋን ጎንፂ ዝተፈፀሙ ገበናትን ጥሕሰታት ሰብኣዊ መሰላትን ብስግግር ፍትሒ እንተይተረፈ ምርኣይ ይግባእ – መኣዛ ኣሸናፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ እዋን ጎንፂ ዝተፈፀሙ ገበናትን ጥሕሰታት ሰብኣዊ መሰላትን ካብ ስሩዕ ስርዓት ፍትሒ ሓሊፉ ብስግግር ፍትሒ እንተይተረፈ ብምርኣይ ስርዓት ፍትሒ ንምርግጋእ ምስራሕ ወሳኒ ከምዝኾነ ፕሬዚዳን ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል መኣዛ ኣሸናፉ ገሊፀን።
ስርዓት…