Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ቁፅሪ 5/2014
ኣብ ህልውና ሃገርን ሉኣላዊነትን ዘንፀላለወ ሓደጋ ንምክልኻል ዝወፅአ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን መንግስቲ ህልውና ሃገር፣ ሉኣላዊነትን ግዝኣታዊ ሓድነትን ካብ ውሽጢ ይኹ ናይ ወፃኢ ፀላእቲ ናይ ምሕላው ሕጋዊ ይኹን ሞራላዊ ሓላፍነትን ግቡእ ከምዘለዎ ብምግንዛብ፤ ምንቅስቓስ ግበረ ራዕዲ ህወሓትን ራዕዳውያን…
ዝኾነ ይኹን ውልቀ ሰብ ኣብ ኢዱ ዝርከብ ጦር መሳርሒ ኣብ ትካላት ፖሊስ 11አን ክፍለ ከተማታት ከመዝግብ ኣለዎ – ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝኾነ ይኹን ውልቀ ሰብ ኣብ ኢዱ ዝርከብ ጦር መሳርሒ ኣብ ውሽጢ ክልተ መዓልቲ ኣብ 11አን ክፍለ ከተማታት ዝርከቡ ትካላት ፖሊስ ኣብ ስራሕ ሰዓት ፊት ንፊት ብምቕራብ ከመዝግብ ከምዘለዎ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ።
ምስ እዋናዊ ኩነታት ፀፅታ…
‘ወገነይ’ ኢሉ ብዘገልገሎ ኣካል ከም በጊዕ ዝተሓረደ ሰራዊት ምክልኻል እዚ ሰሜን ኣይንርስዖን – ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)'ወገነይ' ኢሉ ብዘገልገሎ ኣካል ከም በጊዕ ዝተሓረደ ሰራዊት ምክልኻል እዚ ሰሜን ኣይንርስዖን ክብላ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን።
“ንክልተ ዓሰርተ ዓማውቲ 'ወገነይ' ኢሉ ኣብ ጉድጓ ኮይኑ ህይወቱ፣ ስድርኡ፣…
ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብ መላእ ሃገር ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ኣዊጁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብ መላእ ሃገር ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ኣዊጁ::
ሚኒስትር ፍትሒ ዶክተር ጌዴዎን ጢሞቴዎስ መግለፂ እናሃቡ ይርከቡ።
ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!
ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!
መከላከያ ይደግፉ/ፋ!
እዋናዊ ሓበሬታ…
ግድብ ህዳሰ ኣብ ትኅክለኛ እዋን እናተሃነፀ ዝርከብ ግድብ ኢዩ – ሙሁራን ዩጋንዳ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያኣብ ትኅክለኛ እዋን እናተሃነፀ ዝርከብ ግድብን ሕብረት ኣፍሪካ እውን ትኽክለኛ መድረኽ እቲ ድርድር ከምዝኾነ ሙሁራን ዩጋንዳ ገሊፆም።
ቤት ምኽሪ ጉዳያት ወፃኢ ዩጋንዳ ኣብ ዘዳለዎ ዓውደ መፅናዕቲ ዝተሳተፉ ተማመርቲን…
ኩሉ ሕብረተሰብ ጁንታ ንምቕባር ካብኡ ትፅቢት ዝግበር ንኽዋፃእ ፃውዒት ቀሪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ዕላማ ኲናት ጁንታዉ ኢትዮጵያ ንምፋረስን ህዝቢ ናብ ባርነት ምእታውን ስለዝኾነ ኩሉ ሕብረተሰብ ጁንታ ንምቕባር ካብኡ ትፅቢት ዝግበር ንኽዋፃእ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ጋምበቤላ ኣይተ ኡሞድ ኡጁሉ ፃውዒት ኣቕሪቦም።
ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ክልል…
ብናይ ህዝቢ መሪር ቃልሲ ዝተረኸበ ለውጢ ብባንዳታት ኣይተዓናቐፍን-ፓርቲ ብልፅግና ክልል ቤኒሻንጉል
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብናይ ህዝቢ መሪር ቃልሲ ዝተረኸበ ለውጢ ብባንዳታት ኣይተዓናቐፍን ክብል ፓርቲ ብልፅግና ክልል ቤኒሻንጉል ገሊፁ።
እቲ ፓርቲ ኣብ እዋናዊ ክልላዊን ሃገራዊን ዛዕባ ብምድሃብ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ዝሓለፉ 27 ዓመታት…
ወ/ሮ ጫልቱ ሳኒ ምስ ዳይሬክተር ባንኪ ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲየን
ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ወይዘሮ ጫልቱ ሳኒ ወ/ሮ ጫልቱ ሳኒ ምስ ዳይሬክተር ባንኪ ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ ዶክተር ኦስማን ዲዮንን መሳርሕቶምን ተዛቲየን።
ኣብ ዘተአን ድማ ኣብ ከተማታት ኢትዮጵያ መሰረተ ልምዓታት ንምምሕያሽን ህይወት…
ዳግም ኣርዑት ግፍዒ ኣይንሽከምን – መንገስቲ ክልል ሲዳማ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)”ዳግም ኣርዑት ግፍዒ ኣይንሽከምን” ክብል ብሄራዊ ክልላዊ መንገስቲ ሲዳማ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳይ ኣድሂቡ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ ኣፍሊጡ።
እቲ ብሄራዊ ክልል ኣብ መግለፂኡ፥ ካብ ኩሉ ንላዕሊ ቅድሚያ ንናፅነቱ ዝህብ ህዝቢ ኢትዮጵያ ወራሪ ፀላኢ ኣብ…
ፖሊስ ክልል ኣምሓራ ዘሰልጠኖም ኣባላት ፍሉይ ሓይሊ ኣመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ኢትዮጵያ ንምድሓን መንግስቲ ክልል ኣምሓራ ዝኣወጆ ፃውዒት ክተት ተቐቢሎም ስልጠና ዝወሰዱ ኣባላት ፍሉይ ሓይሊ ሎሚ ተመሪቖም።
ኣብ ስነስርዓት እቲ ምረቓ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ዶክተር ጌታቸው ጀምበር፣ ሚኒስትር እቶት ኣይተ ላቀ…