Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ን1 ሚሊየን ተምሃሮ ዲጂታል ታሴራ ክወሃብ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ትምህርቲ “ኢንፑት ኣውት ፑት ኤች ኬ ሊሚትድ” ምስ ዝተብሃለ ዓለም ለኸ ትካል ብምትሕብባር ንተምሃሮን መምህራንን ዲጂታል ታሴራ ንምሃብ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ከቲሙ። ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት ሚኒስትር ትምህርቲ ፕሮፌሰር ብርሃኑ ነጋን…

ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ልዕሊ ሰራዊትና እዚ ሰሜን ዝፈፀሞ መጥቃዕቲ ታሪክ ይቕረ ዘይብሎ ኢዩ-መንግስቲ ክልል ሶማሌ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ልዕሊ ሰራዊትና እዚ ሰሜን ዝፈፀሞ መጥቃዕቲን ጭፍጨፋን  ታሪክ ይቕረ ዘይብሎ ኣነዋሪ ተግባር ኢዩ ክብል መንግስቲ ክልል ሶማሌ ገሊፁ። መንግስቲ ክልል ሶማሌ ሎሚ ኣብ ዘካየዶ ህፁፅ ኣኼባ ካቢኔ ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥ ግብረ…

ወፈርቲ ከተማ ጎንደር ሎሚ ምፍናው ተገይሩሎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ወፈርቲ ከተማ ጎንደር ሎሚ ምፍናው ከምዝተገበረሎም ምምሕዳር እታ ከተማ ኣፍሊጡ። ኣብቲ ስነስርዓት ምፍናው ዝተረኸቡ ሚኒስትር ኢንዱስትሪ ኣይተ መላኩ ኣለበል፥ ትህነግ ሃፍትና ዘሪፉ ኢዩ፣ ትካላት ሃይማኖት ኣቃፂሉ፣ ደቂ ኣኒስቲዮ ደፊሩ ኢሎም።…

ብቢሮ ምምሕዳር ሰላምን ፀፅታን ኣዲስ ኣበባ ካብ ዝተመሓላለፉ ቀንዲ ቀንዲ መምርሒታት  

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ቢሮ ምምሕዳር ሰላምን ፀፅታን ኣዲስ ኣበባ ዝተፈላለዩ መምርሒታት ኣመሓላሊፉ። በቲ ቢሮ ካብ መንጎ ዝተመሓላለፉ ቀንዲ ቀንዲ መምርሒታት፦ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝነብር ዝኾነ ይኹን ነባሪ ኣብ ኢዱ ዝርከቡ መሳሪያታት “ቅድመ ሐዚ ዝተመዝገበ ይኹን…

ህዝቢ ዓፋር ሃገር ንምፍራስ ዝንቀሳቐስ ህወሓት ኣብ ዝምዝገብ ዓወት ኣሰሩ ንኸንብር ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ህዝቢ ዓፋር ሃገር ንምፍራስ ዝንቀሳቐስ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብምቕባር ኣብ ዝምዝገብ ዓወት ኣሰሩ ንኸንብር ርእሰ ምምሕዳር ክልል ዓፋር ኣይተ ኣወል ኣርባ ፃውዒት ኣቕሪቦም። እቶም ርእሰ ምምሕዳር ኣብ እዋናዊ ሃገራዊን ክልላዊን ጉዳያት ኣድሂቦም ኣብ…

ሰላምን ፀፅታን ኣዲስ ኣበባ ኣብ ልዕሊ ዝፈታተኑ ጉዳያት ዘየዳግም ሕጋዊ ስጉምቲ ምውሳድ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰላምን ፀፅታን ኣዲስ ኣበባ ኣብ ልዕሊ ዝፈታተኑ ጉዳያት ዘየዳግም ሕጋዊ ስጉምቲ ምውሳድ ከምዝጀመረ ናይ ሓባር ግብረ ሓይሊ ድሕንነትን ፀጥታን እታ ከተማ ኣፍሊጡ። ሰላምን ፀፅታን ኣዲስ ኣበባ ምሕላው ብዝምልከት እቲ ግብረ ሓይሊ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥…

ሓቢርካ ንምስራሕ ዘለዉ ክብሪታት ተጠቒምና ሃገርና ነማዕብል – ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)”ኢትዮጵያውያን ሓቢርካ ኣብ ምስራሕ ዘለዉና ክብሪታት ተጠቒምና ሃገርና ነማዕብል” ክብላ ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ወይዘሮ ሙፈሪሃት ካሚል ፀዊዐን። ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ምስ መዳርግቲ ኣካላት ልዝብ የካይድ ኣሎ፡፡ ኣብቲ መድረኽ ዝተረኸባ…

ሓደ ኮይንና ብምስላፍን ዓቕምና ብምትእኽኻብን ሕልፈት እቲ ጉጅለ ራዕዲ ክነቀላጥፍ ኣለና-ክልል ሃረሪ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ሃረሪ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ብምድሃብ መግለፂ ሂቡ። እቲ ክልል ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብዝሓለፈ ዓመት 24 ጥቅምቲ 2014 ዓ.ም ኣብ ልዕሊ ኣባላት ሰራዊት እዚ ሰሜን ታሪክ ዘይርስዖ ክሕደት ድሕሪ ምፍፃሙ…

መሳርሒኦም ዘየመዝገቡ ወነንቲ ጦር መሳርሒ ውልቀ ሰባት ኣብ ውሽጢ ክልተ መዓልቲ እነኸመዝግቡ ተሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መሳርሒኦም ዘየመዝገቡ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከቡ ወነንቲ ጦር መሳርሒ ውልቀ ሰባት ኣብ ውሽጢ ክልተ መዓልቲ እነኸመዝግቡ ሓላፊ ቢሮ ድሕንነትን ሰላምን ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዶክተር ቀነኣ ያደታ ኣተሓሳሲቦም። እቶም ሓላፊ ቢሮ ኣብ እዋናዊ…

ግብረ ራዕዲ ጉጅለ ኣብ ሓፂር እዋን ብምድምሳስ ገፅና ናብ ልምዓት ንምምላስ ህዝቢ ክልል ጋምቤላ ኣብ ጎኒ ሰራዊት ምክልኻል ደው ንኽብሉ ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ፀረ ልምዓት ዝኾነ ጉጅለ ጁንታውን ኣብ ሓፂር እዋን ብምድምሳስ ገፅና ናብ ልምዓት ንምምላስ ህዝቢ ክልል ጋምቤላ ኣብ ጎኒ ሰራዊት ምክልኻል ደው ንኽብሉ መንግስቲ እቲ ክልል ፃውዒት ኣቕሪቡ። ክልላዊ መንግስቲ ክልል ጋምቤላ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳይ…