Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣይተ ደስታ ሊዳሞ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሲዳማ ኮይኖም ተሾይሞም
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓዱሽ ቤት ምኽሪ ክልል ሲዳማ ኣይተ ደስታ ሊዳሞ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ገይሩ መሪፁ።
ቤት ምኽሪ ክልል ሲዳማ 6ይ ዙር 1ይ ስሩዕ ጉባኤኡ እናካየደ ይርከብ፡፡
እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ጉባኤኡ ንኣይተ ደስታ ሊዳሞ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል…
ሕፁይ ዶክተር ጌታቸው ጀበር ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኮይኖም ተሾይሞም
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽ ክልል ኣምሓራ እናካየዶ ኣብ ዝርከብ ጉባኤ ምጥያሽ መንግስቲ ንሕፁይ ዶክተር ጌታቸው ጀበር ምክትል ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ገይሩ ከምዝሾሞም ኣሚኮ ፀብጺቡ።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅና…
ኣይተ ኡመድ ኡጅሉ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ጋምቤላ ኮይኖም ተሾይሞም
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽ ክልል ጋምቤላ እናካየዶ ኣብ ዝርከብ ጉባኤ ምጥያሽ መንግስቲ ንኣይተ ኡመድ ኡጅሉ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ገይሩ መሪፁ።
እቶም ርእሰ ምምሕዳር፥ ብፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ እቲ ክልል ኣቢለን ቃለ ማሕላ ፈፂሞም።
ብብስራት…
ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ ኣብ 6ይ መስራቲ ጉባኤኡ ሓደሽቲ ሕፁያት ኣካላት ኣፈፀምቲ ስራሕ ኣፅዲቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ ኣብ 6ይ መስራቲ ጉባኤኡ ሓደሽቲ ኣካላት ኣፈፀምቲ ስራሕ ኣፅዲቑ።
እቶም ኣፈፀምቲ ስራሕ ብርእሰ ምምሕዳር ዶክተር ይልቃል ከፍኣለ ቀሪቦም እቲ ቤት ምኽሪ ኣፅዲቑዎ፡፡
ብመሰረት እዚ፦
ሕፁይ ዶክተር ጌታቸው ጀበር…
ግብረ ራዕዲ ህወሓት እናገበሮ ዝርከብ ጎስጓስ ኲናት ንህዝቢ ትግራይ ናብ ዝበኣሰ ፀገም ዘቃልዕ ኢዩ – ሓላፊ ርክብ ህዝቢ ትዴፓ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ሎሚቅነ እናገበሮ ዝርከብ ጎስጓስ ኲናት ንህዝቢ ትግራይ ናብ ዝበኣሰ ፀገም ዘቃልዕ ከምዝኾነ ሓላፊ ርክብ ህዝቢ ትግራይ ዴሞክራሲያዊ ፓርቲ ኣይተ ሙሉ ብርሃን ሃይለ ተዛሪቦም።
ኣይተ ሙሉ ብርሃን ሃይለ፥ መራሕቲ ኲናት እቲ ግብረ…
ቅልጡፍ ኣገልግሎት ኢንተርኔት 4ጂ ኣብ ግድብ ህዳሰን ከባቢኡን ተጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ምዕራብ ሪጅን ኢትዮ ቴሌኮም ኣብ ግድብ ህዳሰን ከባቢኡን ቅልጡፍ ኣገልግሎት ኣድቫንስ ኢንተርኔት 4ጂ ኤል.ቲ.ኢ ኣጀሚሩ።
ዋና ፈፃሚት ስራሕ ኢትዮ ቴሌኮም ወይዘሪት ፍሬህይወት ታምሩ እቲ ኣገልግሎት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ከተማ ኣሶሳ ተረኺበን ብዕሊ…
ወይዘሮ ባንቺኣየሁ ድንገታ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ክልል ጋምቤላ ኮይነን ተሸይመን
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ካምቤላ እናካየዶ ኣብ ዝርከብ ጉባኤ ምጥያሽ መንግስቲ ወይዘሮ ባንቺኣየሁ ድንገታ ኣፈ ጉባኤ እቲ ቤት ምኽሪ ገይሩ ሾይሙ።
እተን ዝተሾማ ሓዳሽ ኣፈ ጉባኤ፥ ብፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ እቲ ክልል ኣቢለን ቃለ ማሕላ ፈፂመን።…
ኣብ መበል 76 ጉባኤ ውሕመ ብኣይተ ደመቀ መኮንን ዝተመርሐ ልኡኽ ምስ ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ዝተፈላለያ ሃገራት ዘተ ኣካይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 76 ጉባኤ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ብምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ዋፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ዝተመርሐ ልኡኽ ምስ ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ዝተፈላለያ ሃገራት ዘተ ከምዘካየደ ኣቐባሊ ቃል ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር…
ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣይተ ኣደም ፋራህ ድምፂ ሂቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣይተ ኣደም ፋራህ ኣብ 6ይ ሃገራዊ መረፃ ኣብ ክልል ሱማሌ ጣቢያ መረፃ ሽንሌ ተረኺቦም ድምፂ ሂቦም።
እቶም ኣፈ ጉባኤ ድምፂ ኣብ ዝሃቡሉ እዋን፥ ክሳብ ሕዚ ኣብ ዘሎ ከይዲ ሕጉስ ከምዝኾኑ ብምግላፅ መረፃ…
ቤት ምኽሪ ክልል ጋምቤላ ጉባኤ ምስረታ መንግስቲ የካይድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ጋምቤላ 6ይ ዙር እዋን መረፃ 1ይ ዘበን ስራሕ ጉባኤ ምስረታ መንግስቲ የካይድ ኣሎ።
እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ጉባኤኡ፥ ኣፈ ጉባኤን ምክትል ኣፈ ጉባኤን፣ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልልን ካቢኔታትን ክሾም ኢዩ ዝብል ትፅት ኣሎ፡፡…