Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ሚኒስቴር ሳይንስን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲን ልዕሊ 300 ሚሊየን ብር ንሰራዊት ምክልኻል ሓገዝ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ሳይንስን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲን ተፀዋዕቲ ትካላትን ልዕሊ 300 ሚሊየን ብር ንሰራዊት ምክልኻል ሓገዝ ገይሮም።
ካብ ሓገዝ ብተወሳኺ ሚኒስትር እቲ ሚኒስቴር ዶክተር ሳሙኤል ኡርቃቶ ሓዊሱ ማሕበረሰብ ሚኒስትርሳይንስን ላዕለወዎት ትካላት…
ምዝመዛ ጉልበት ህፃናት ንምዕጋት ዘኽእል ፕሮጀክት ዕላዊ ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልላት ኦሮሚያን ደቡብን ምዝመዛ ጉልበት ህፃናት ንምንካይ ዘኽእል ኣብ ዝተመረፃ ክልተ ዞባታት ዝትግበር ሺ ትራይቭ ዝተብሃለ ፕሮጀክት ዕላዊ ኮይኑ።
ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ኢሉ ኣባቦርን ኣብ ክልል ደቡብ ዞባ ጌዴኦን ምዝመዛ ጉልበት ህፃናት…
ደቡብ ኮሪያ ንኢትዮጵያ ሓዊሱ ን5 ሃገራት ናይ መግቢ ድጋፍ ንምግባር ዘኽእል 1 ነጥቢ 2 ሚሊየን ዶላር ለጊሳ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ደቡብ ኮሪያ ንኢትዮጵያ ሓዊሱ ን5 ሃገራት ናይ መግቢ ድጋፍ ንምግባር ዘኽእል 1 ነጥቢ 2 ሚሊየን ዶላር ከምዝለገሰት ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ገሊፁ።
ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ካብታ ሃገር ዝተረኸበ ገንዘብ ንኢትዮጵያ፣ ናይጄሪያ ፣ ማዳጋስካር ፣ደቡብ…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ኡጋንዳን ሩዋንዳን ዝነበሮም ፃንሒት ብምዝዛም ኣዲስ ኣበባ ተመሊሶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ጉጅለ ልኡኾምን ኣብ ኡጋንዳን ሩዋንዳን ዝነበሮም ፃንሒት ብምዝዛም ኣዲስ ኣበባ ተመሊሶም።
ኣብተን ሃገራት ንክልተ መዓልታት ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት ዝተፈላለዩ ጉዳያት ብዝምልከት ምስ መራሕቲ እተን ሃገራት ዘተ…
ኣብ ከተማ ጎንደር ን2ይ ዙር መሰረታዊ ስልጠና ውትድርና ዝወሰዱ መናእሰይ ተመሪቖም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ጎንደር ን2ይ ዙር መሰረታዊ ስልጠና ውትድርና ዝወሰዱ መናእሰይ ሎሚ መዓልቲ ተመሪቖም።
ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ጎንደር ኣይተ ሞላ መልካሙ፥ ንወፍሪ ህልውና ናብ ግምባር ከይዶም ዝሳተፉን ከባቢኦም ብንቕሓት ዝሕልወሁን መናእሰይ መሰረታዊ…
ሰራሕተኛታት ኤጀንሲ ስደተኛታትን ካብ ስደት ተመለስቲን ንመከላከያ ሰራዊት ድጋፍ ገይሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራሕተኛታትን ኣመራርሓን ኤጀንሲ ስደተኛታትን ካብ ስደት ተመለስቲን ንመከላከያ ሰራዊት ድጋፍ ገይሮም።
ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ እቲ ኤጀንሲ ኣይተ ተስፋሁን ጎበዝአየሁ÷ እቶም ሰራሕተኛታትን ኣመራርሓን ናይ ሓደ ወርሒ መሃየኦም ንምልጋስ ቃል ከምዝኣተዉ…
ወፍሪ ህልውና ብቴክኖሎጂ ክንሕግዝ ኢና – ሙሁራን
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ወታደራዊ መመሳርሒታት ብምፅጋንን ቴክኖሎጂያዊ ሓገዛት ብምግባርን ወፍሪ ህልውና ከምዝድግፉ ኣብ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ዝርከቡ መንግስታዊ፣ ውልቀ ኮሌጃትን ኮሌጃት ፖሊ ቴክኒክን ሙሁራት ገሊፆም።
ኤጀንሲ ስልጠና ትምህርቲ ቴክኒክን ሞያን ምምሕዳር ኣዲስ…
ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ልዕሊ 31 ሚሊየን ብር ድጋፍ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ልዕሊ 31 ሚሊየን ብር ድጋፍ ገይሩ።
ምምሕዳር እቲ ከተማ ሀዝቢ ብምትሕብባር 28 ሚሊየን ብር፣ ለዕሊ 3 ሚሊየን ግምታዊ ዋጋ ዘለዎ ናውቲ ኢዩ ድጋፍ ገይሩ።
ኣብቲ ስነ ሰርዓት ርኽክብ ዝተረኸቡ…
ኣብ ክልል ሃረር ንህወሓትን ሸኔን ዝኹንን ሰልፊ ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሃረር ንጥምረት ግብረ ራዕዳውያን ህወሓትን ሸኔን ዝኹንንን ሉኣላዊነት ሃገር ንምሕላው መስዋእቲ እናኸፈለ ንዝርከብ ሰራዊት ምክልኻልን ዝድግፍን ሰልፊ ይካየድ ኣሎ።
እቲ መርሃ ግብሪ ካብ ከተማታትን ወረዳታት ገፀርን እቲ ክልል ዝተውፃእፅኡ…
ምምሕዳር ከተማ ቦሮና መካነ ሰላም ኣብ ወሎ ንዝርከቡ ግንባር ድጋፍ ገይሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ቦሮና መካነ ሰላም ከተማ ምምሕዳር ኣብ ወሎ ንዝርከቡ ግንባር ድጋፍ ገይሮም።
ምምሕዳራት ከተማ ቦራናን መካነ ሰላምን ልዕሊ 680 ሺሕ ብር ብዝግመት ዋጋ ዝተዓደጋ እንስሳት ኣብ ወሎ ግንባር ንዝርከብ መከላከያ ሰራዊት ድጋፍ ገይሮም።
ኣብቲ…