Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ዶክተር ሊያ ታደሰ ናብ ኣሶሳ ኣቲየን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ኣብ ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ኣሶሳ ኣቲየን። ቀንዲ ዕላማ እተን ሚኒስትር ኣብቲ ክልል ኣብ ዘፈር ጥዕና ዝረአዩ ፀገማት ብምፍላይ ኣገልግሎት ንምምሕያሽ ዘተኮረ ከምዝኾነ ዳይሬክተር…

ቀ/ሚ ኣቢይ ንክልተ ኦፕሬተራር ቴሌኮም ፍቓድ ንምሃብ ይስራሕ ብዛዕባ ዘሎ ስራሕቲ ብዝምልከት ምስ ኣባላት ቤት ምኽሪ ኣማኻሪ ተዛቲዮም   

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ንክልተ ኦፕሬተራር ቴሌኮም ፍቓድ ንምሃብ ይስራሕ ብዛዕባ ዘሎ ስራሕቲ ብዝምልከት ምስ ኣባላት ቤት ምኽሪ ኣማኻሪ ተዛቲዮም። እቲ ዘተ ብፅሒት ኢትዮ ቴሌኮም ብኽፋል ናብ ውልቀ ንምዝዋር መስ ዝተጣየሸ ኣባላት ቤት ምኽሪ…

መራኸብቲ ሓፋሽ ኣብ ሰላም፣ ምትሕብባር፣ ዴሞክራሲን ህንፀት ሃገርን ኣድሂቦም ክሰርሑ ይግባእ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ ፣12 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል መዚ መራኸብቲ ሓፋሽ ኢትዮጵያ፥ “መራኸብቲ ሓፋሽ ንሰላም፣ ሓድነትን ህንፀት ሃገርን” ብዝብል ርእሲ ልዝብ የካይድ ኣሎ። በዓል መዚ መራኸብቲ ሓፋሽ ኢትዮጵያ፥ “መራኸብቲ ሓፋሽ ንሰላም፣ ሓድነትን ህንፀት ሃገርን” ብዝብል ርእሲ ልዝብ የካይድ…

ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ኢንቨስትመንት ንዝተዋፈሩ ሰብ ሃፍቲ ብዛዕባ ሓምለዋይ ኣሰር ዓመተ 2013 መብርሂ ተዋሂቡዎም

ኣዲስ ኣበባ ፣11  ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ኢንቨስትመንት ንዝተዋፈሩ ሰብ ሃፍቲ ብዛዕባ ሓምለዋይ ኣሰር ዓመተ 2013 መብርሂ ተዋሂቡዎም። ኣብቲ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስቴር ዝተውሃበ መብርሂ ብዙሓት ሰብ ሃፍቲ ወፃኢ ዓዲ ከምዝተረኸቡ ተገሊፁ።…

ካልኣይ ዙር ምምላእ ማይ ግድብ ህዳሰ ኣብ ባህጊ ግብፂ ፅዕንቶ ኣይብሉን-ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ግብፂ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ካልኣይ ዙር ምምላእ ማይ ግድብ ህዳሰ ኣብ ባህጊ ግብፂ ፅዕንቶ ከምዘይህልዎ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ግብፂ ሳሜህ ሹክሪ ገሊፆም። ግብፂ ኣብ ኣብ ግድብ ኣስዋን ዘለዋ ዕቑር ማይ ምትእምማን ከምዝፈጠረላ እቶም ሚኒስትር ተዛሪቦም። ሚኒስትር ጉዳያት…

ሃገራዊ ምርድዳእ ንምፍጣር ሓድነት ኣብ ዘረጋግፁ ክብሪታት ትኹረት ምግባር ይግባእ-ሚኒስቴር ሰላም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ግንባት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ) ሃገራዊ ምርድዳእ ንምፍጣር ሓድነት ኣብ ዘረጋግፁ ክብሪታት ትኹረት ምግባር ይግባእ ከብላ ሚኒስትር ሰላም ሙፈሪሃት ካሚል ተዛሪበን። “ከይዲ ሽግግር ዴሞክራሲ፣ ብሄራዊ ምርድዳእ፣ ምርጫ 2013 ኢትዮጵያ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ሚኒስቴር ሰላም ዘሰናድኦ…

ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ምዝገባ ካርድ መረፃ ተምሃሮ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ኣናዊሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ግንቦት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ምዝገባ ካርድ መረፃ ተምሃሮ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ኣናዊሑ። ኣብ ጣቢያታት ምርጫ ዝካየድ ምዝገባ መረፅቲ እኳ እንተተዛዘመ ንተምሃሮ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ግዘ ምሃብ ከምዘድሊ እቲ ቦርድ ወሲኑ። ብመሰረት…

ለበዳ ቫይረስ ኮሮና ብብርኪ ዓለም ዘስዓቦ ኢኮኖሚያዊ ፅዕንቶ ንምፅዋር ዝሕግዝ  650 ቢሊየን ዶላር ተሰሊዑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ለበዳ ቫይረስ ኮሮና ብብርኪ ዓለም ዘስዓቦ ኢኮኖሚያዊ ፅዕንቶ ንምፅዋር ዝሕግዝ  650 ቢሊየን ዶላር ተሰሊዑ። ብፕሬዚንዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ዝምራሕን ሚኒስትር ገንዘብ ፌዴሪኢ ዘካተተን ጉጅለ ልኡኽ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ፓርስ ኣብ ዝተሳለጠ…

ግድብ ህዳሰ ኣብ ክራማት ቅድመ ምፍራይ ከምዝጅምር ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ኣብ ክራማት ቅድመ ምፍራይ ከምዝጅምር ተገሊፁ። ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ምስ ዝተፈላለዩ ትካላት ሃይማኖትን ሲቪክ ማሕበራትን ኣብ ክሊ ህዳሰ ግድብ ተዛቲዩ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ ግድብ ህዳሰ ኣብ ክራማት ቅድመ ምፍራይ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ 46 ሰባት ጉድኣት ኣካል በፂሑዎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሎሚ መዓልቲ ሰዓት 1:30 ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ 46 ሰባት ጉድኣት ኣካል ከምዝበፅሖም ኮሚሽን ፖሊስ እታ ከተማ ኣፍሊጡ። 61 ሰባት ኣሳፊራ ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ ባህርዳር እትጓዓዝ ዝነበረት ታታ ዝዓይነታ ኣብቶብስ መስ ኣይስዙ…