Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ብቤት ፅሕፈተን ኣቢሉ ኣብ ቤኒሻንጉል ጉምዝ ዝተሃነፀ ቤት ትምህርቲ መሪቐን
ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው ብቤት ፅሕፈተን ኣቢሉ ኣብ ክልል ቤኒሻንጉል ጉምዝ፣ ዞባ መተከል ጣቢያ ወላምባ ዝተሃነፀ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ዋላምባ ብርሃን መሪቐን።
እቲ ቤት ትምህርቲ ንምህናፅ 13 ነጥቢ 8 ሚሊየን በር ወፃኢ…
ባንኪ ኣዋሽ ንዝተፈላለዩ ትካላት 17 ነጥቢ 9 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ
አዲስ አበባ ፣ ግንቦት 11 ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ኣዋሽ ንዝተፈላለዩ ትካላት 17 ነጥቢ 9 ሚሊየን ብር ሓገዝ ከምዝገበረ ኣፍሊጡ።
እቲ ባንኪ ዝገበሮ ደገፍ ማሕበራዊ ሓላፍነቱ ንምውፃእ ዝዓለመ ኢዩ ተባሂሉ።
ብመሰረት እዚ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ኢሊሊ ኢንተርናሽናል ሆቴል ኣብ ዝተዳለወ…
ኢትዮጵያ ንኽብራን ነፃነታን ዘይትደራደር ከምዝኾነት ኩሉ ክግንዘብ ኣለዎ -ቀ/ ሚ ኣቢይ ኣሕመድ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ግንቦት ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ንኽብራን ነፃነታን ፍፁም ዘይትደራደር ከምዝኾነት ኩሉ ክግንዘብ ኣለዎ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም።
ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ክሳብ 16 ግንቦት 2013 ዓ.ም ኣብ ፓርክ ሕውነት ዝኽበር መርሃ ግብሪ ሰሙነ ኢትዮጵያ…
ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባን ካቶሊካዊት ቤተ ክርስቲያን ኢትዮጵያን ሰንድ ስምምዕነት ብር 510 ሚሊየን ተፈራሪሞም
ኣዲስ ኣበባ ፣10 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባን ካቶሊካዊት ቤተ ክርስቲያን ኢትዮጵያ ሃገረ ስብከት ኣዲስ ኣበባን ንሕብረተሰብ ተረባሕቲ ዝገብሩ ፕሮጀክታት ተግባራዊ ንምግባር ሰንድ ስምምዕነት ብር 510 ሚሊየን ተፈራሪሞም።
እቲ ስምምዕነት ምክልት ከንቲባ ወይዘሮ…
ኣብ 10 ኣዋርሕ ካብ ንግዲ ወፃ ወርቂ ልዕሊ 553 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ከምዝተረኸበ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 10 ኣዋርሕ ካብ ንግዲ ወፃ ወርቂ ልዕሊ 553 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ከምዝተረኸበ ሚኒስትር መዓድንን ነዳዲን ገሊፁ።
ቅድሚ ክልተ ዓመት ኣብ 2013 ዓ.ም ዕዳጋ ወርቂ ኣዚዩ ወሪዱ 29 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ጥራሕ ዝተረኸበ እንትኸውን፥ ኣብዚ…
ሰሙን ኢትዮጵያ ምኽባር ጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰሙን ኢትዮጵያ ቀዳማይ ሚኒስት ኣብ ዝተረኸቡሉ ኣብ ኣደባባይ ወዳጅነት ምኽባር ጀሚሩ።
እቲ በዓል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ዝኸፈቱዎ እንትኾኑ፥ ርእሳነ ምምሕዳር ክልላት፣ ሚኒስትራት፣ ከምኡ እውን ኣባላት ማሕበረሰብ ዲፕሎማሲ ተረኺቦም።
እቶም…
ኢትዮጵያን ፈረንሳይን ድሕሪ ኮቪድ-19 ኢኮኖሚ ንኽማሓየሽ ኣብ ዘኽእሉ ጉዳያት ኣድሂበን ተዛቲየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ድሕሪ ኮቪድ-19 ኢኮኖሚ ንኽማሓየሽ ኣብ ዘኽእሉ ጉዳያት ኣድሂቦም ምስ ዳይሬክተር ጀነራል ግምጃ ቤት ፈረንሳይ ከፈንሳይ ኢማኑኤል ሞውሊን ተዛቲዮም።
ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ፥ ኣብ ዝሓለፉ 10 ዓማውቲ…
ኣብ ከተማ ኣጣዬ ካብ መረበቶም ተመዛቢሎም ካብ መንጎ ዝነበሩ እቶም 21 ሺሕ ሰባት ናብ መረበቶም ከምዝተመለሱ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ግንቦት፣ 2013 ( ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣጣዬ ካብ መረበቶም ተመዛቢሎም ካብ መንጎ ዝነበሩ እቶም 21 ሺሕ ሰባት ናብ መረበቶም ከምዝተመለሱ ኣብቲ ከባቢ ዝተጣየሸ ግብረ ሓይሊ ገሊፁ።
ኣተሓባባሪ እቲ ግብረ ሓይሊ ሌተናል ጄኔራል ደስታ ኣቢቼ፥ ኣብቲ ከባቢ ሰላምን ምርግጋዕን…
ብሚኒስቴር ሰላም ዝተዳለወ ሃገራዊ መድረኽ ዘተ ቀፂሉ ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ከይዲ ስግግር ዴሞክራሲ ኢትዮጵያ፣ ብሄራዊ ምርድዳእ፣ መረፃ 2013ን ካብኡ ንደሓርን ብዝብል ብሚኒስቴር ሰላም ዝተዳለወ ሃገራዊ መድረኽ ዘተ ሎሚ መዓልቲ እውን ቀፂሉ ይካየድ ኣሎ።
ኣብ ናይ ሎሚ መዓልቲ መድረኽ ዘተ ተሞክሮታት ስግግር ንፅፅራዊ…
ግብፅን ሱዳንን ኣብ ሩባ ኣባይ ዝሓዝኡ ቅዋም ንዓለም ለኻዊ ሕጊ ዝፃባእ ከምዝኾነ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ግንቦት፣ 2013 ( ኤፍ ቢ ሲ)ግብፅን ሱዳንን ኣብ ኣብ ፖሊሲ ተባሕነት ሩባ ኣባይ ዝሓዝኡ ቅዋም ንዓለም ለኻዊ ሕጊ ዝፃባእ ከምዝኾነ ኣማኻሪ ዶብን ዶብ ተሻጋሪን ሃፍቲታት ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ኢብራሂም እድሪስ ገሊፆም።
ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣብ ክሊ ግድብ…