Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

እኒ ኣይተ ስብሓት ነጋ “ዳይና ካብ መዝገብና ይለዓል” ብዝብል ዘቕረቡዎ ሕቶ ተነፂጉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)እኒ ኣይተ ስብሓት ነጋ “ዳይና ካብ መዝገብና ይለዓል” ብዝብል ዘቕረቡዎ ሕቶ ተነፂጉ። እቶም ተጠርጠርቲ ኣብ ዘሓለፈ ሰሙን እዋን ቆፀሮ ጉዳዮም ዝተመልከቱ ዳይና ሚዛናዊ ኮይኖም ጉዳይና ስለዘይሪኡልና ካብ መዝገብና ይለዓሉልና ክብሉ መመልከቲ…

ዩኒሴፍ ኣብ ትግራይ ንዘለዎ ተመዛበልቲ 2 ሚሊየን ዶላር ብምስላዕ ዝተፈላለዩ ሓገዛት ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካል መድሕን ህፃናት ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ዩኒሴፍ) ኣብ ትግራይ ንዘለዎ ተመዛበልቲ 2 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ብምስላዕ ዝተፈላለዩ ሓገዛት ይገብር ከምዘሎ ገሊፁ። እቲ ትካል ኣብ ትግራይ ዝተገበረ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ስዒቡ ብዘጋጠመ ቅልውላው…

ኢትዮጵያን ኤርትራን ርክብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ ንምጅማር ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ኤርትራን ርክብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ ዳግም ንምጅማር ምስምዕምዐን ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ዶክተር ኣብርሃም በላይ ተዛሪቦም። ቀዳማይ  ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ኤረትራ ዝገበርዎ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ብምዝዛም ናብ ኣዲስ…

መንግስቲ ኤርትራ ወትሃደራቱ ካብ ዶብ ኢትዮጵያ ንምውፃእ ተስማዕሚዑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኤርትራ ወትሃደራቱ ካብ ዶብ ኢትዮጵያ ንምውፃእ ተስማዕሚዑ። ኣብ ኤርትራ ዑደት እናገረበሩ ዝርከቡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ፕሬዚዳንት ኤርትራ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ብዝገበሩዎ ልዝብ ኢዮም ኣብ ስምምዕነት በፂሖም ዘላዉ። ብምዃኑ…

ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰል ኢትዮጵያን ላዕለዋይ ኮሚሽን ስብኣዊ መሰል ውሕመን ኣብ ትግራይ ምርመራታት ብሓባር ንምክያድ ተስማዕሚዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰል ኢትዮጵያን ላዕለዋይ ኮሚሽን ስብኣዊ መሰል ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ውሕመ)ን ኣብ ትግራይ ኣሎ ዝበሃል ሰብኣዊ ግህሰት ብሓባር ምርመራታት ንምክያድ ተስማዕሚዖም። ክልቲኦም ትካላት ሎሚ መዓልቲ ኣብቲ ጉዳይ ዘድሃበ ናይ ሓባር…

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ኣስመራ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣስመራ ኣቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ኣስመራ ንክልተ መዓልታት ዝፀንሕ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ከካይዱ ኢዮም። ክልቲኦም መራሕቲ ኣብ ክልቲኣውን ቀጠናውን ዛዕባታት ብምድሃብ ክዛዩ ኢዮም ተባሂሉ። ብቀዳማይ…

ሚኒስቴር እቶት ልዕሊ ብር 900 ሚሊየን ዝግመት ሓገዝ ብዓይነት ኣበርኪቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት 16፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር እቶት ብተፈጥሮን ሰብ ስራሕን ሓደጋ ንዝተጎድኡ ወገናት ዝኸውን ልዕሊ ብር 900 ሚሊየን ዝግመት ሓገዝ ብዓይነት ኣበርኪቱ። እቲ ሚኒስቴር፥ “ሃፍቲ ህዝቢ ንህዝቢ፤ ንወገን ዝበፅሕ ኢዩ” ዝብል መርህ ተኸቲሉ ዝተፈላለዩ ማሕበራዊ…

ከይዲ ጉምሩኽ እንተይሓለዉ ናብ ውሽጢ ሃገር ኣቲዮም ካብ ዝተሸጡ ኣቑሑት ልዕሊ ብር 82 ሚሊየን ኣታዊ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ወደብ ጉምሩኽ ሞጆ ከይዲ ስነ-ስርዓት እንተይሓለዉ ናብ ውሽጢ ሃገር ኣቲዮም ካብ ዝተሸጡ ኣቑሑት ብር 82 ነጥቢ 2 ሚሊየን ታክሲን ቀረፆምን ኣታዊ ተገይሩ። ብጨረታ ካብ ሞንጎ ዝተኣገዱ ኣቑሑት ኤሌክትሮኒክስ፣ ጥረ ኣቑሑት ፋብሪካን እታወታት…

ልኡኽ ፕሬዚዳንት ጆ ባይደን ሴናተር ክሪስ ኩንስ ኣብ ኢትዮጵያ ዓቢዪ ለውጢ ከምዝህሉ ኣመላኺቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ልኡኽ ፕሬዚዳንት ጆ ባይደን ኮይኖም ናብ ኢትዮጵያ መፂኦም ዝነበሩ ሴናተር ክሪስ ኩንስ ኣብ ኢትዮጵያ ዓቢዪ ለውጢ ከምዝህሉ ዘመላኽቱ ኩነታት ምህላዎም ገሊፆም። ኣብ ትግራይ ክልል ዘሎ ጭቡጥ ኩነታት ብዝምልከት ምስ መንግስቲ ኢትዮጵያ ንኽዛጠዩ…

ግደ ትካላት ፋይናንስ ኣብ ዘፈር ቱሪዝም ብዝብል ዘተ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ግደ ትካላት ፋይናንስ ኣብ ዘፈር ቱሪዝም ብዝብል ዘተ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ ሚኒስቴር ባህሊን ቱሪዝምን ሓዊሱ ሓለፍቲ ስራሕ ትካላት ተሳቲፎም፡፡ ካብዚ ብተወሳኺ ካብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ቱሪዝም ዝመፅኡ ሰብ ሞያታት፣ ኣብ ኢትዮጵያ…