Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኢትዮጵያን እስራኤልን ኣብ ዓውዲ ፋርማሲዩቲካልን ኣይሲቲን ብሓባር ንምስራሕ ኣብ ዘኽእሉወን ጉዳያት ተዛቲየን
ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ፈፃሚ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኣይተ ሳንዶካን ደበበ ምስ ኣምባሳደር እስራኤል ኣብ ኢትዮጵያን ብሩንዲን ራፋኤል ሞራቭ ኢትዮጵያን እስራኤልን ኣብ ዓውዲ ፋርማሲዩቲካልን ኣይሲቲን ብሓባር ንምስራሕ ኣብ ዘኽእሉ ጉዳያት ኣድሂቦም ተዛቲዮም።…
ዶክተር ኣብረሃም በላይ ኣካቢ ቦርድ ግዜኢ ኮይኖም ተሾይሞም
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ሳይንስን ቴክኖሎጂን ፌዴሪኢን ላዕለዋይ ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅግና ትግራይን ዶክተር ኣብርሃም በላይ ኣካቢ ቦርድ ግልጋሎት ዜና ኣገልግሎት(ግዜኢ) ብምዃን ተሸይሞም።
እቲ ሹመት ብቀዳማይ ሚኒስትር ዶ/ር ኣብይ ኣሕመድ ዝቐረበ እንትኸውን፥ ኣብ…
ሞት ዜጋታት፣ ምምዝባልን ንብረት ምዕናውን ጠጠው ዝብለሉ ኩነታትን ዝተጎድኡ ወገናት ብዘላቐነት ክጣየሹ ንምግባርን ዝሰርሕ ጉጅለ ንኽጣየሽ ውሳነ ተመሓላሊፉ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ 5ይ ዘበን ስራሕ 6ይ ዓመት 8ይ ስሩዕ ኣኼቡኡ ሎሚ መዓልቲ ኣካይዱ።
ኣብ ኣኼቡኡ ድማ ኣብ ዞባ መተከል ሓዊሱ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኢትዮጵያ ዝረአ ሞት ዜጋታት፣ ምምዝባልን ምዕናው ንብረት፣ ጠጠው ዝብለሉ ኩነታትን…
ተርሚናል ከበድቲ ፅዕነት ተሸከርከርቲ ዲቾቶ ተመሪቑ ኣገልግሎት ምሃብ ጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ዓፋር ዝተሃነፀ ተርሚናል ከበድቲ ፅዕነት ተሸከርከርቲ ዲቾቶ ህንፀቱ ተዛዚሙ ተመሪቑ ኣገልግሎት ምሃብ ከምዝጀመረ ተገሊፁ።
እቲ ተርሚናል ኣብ 12 ሄክታር መሬት ዝተሃነፀ እንትኸውን፥ 750 ተሸከርከርቲ ከተኣናግድ ዝኽእል ኢዩ ተባሂሉ፡፡…
ሱዳን ብሳልሳይ ወገን ዝተዳለወላ መፃወዲያ ኲናት ገዲፋ እቲ ፀገም ብድርድር ንምፍታሕ ቆራፅ ክትከውን ኣለዋ – ጀነራል ብርሃኑ ጁላ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ሱዳን ብሳልሳይ ወገን ዝተዳለወላ መፃወዲያ ኲናት ገዲፋ ፀገም ጉዳይ ዶብ ብድርድር ንምፍታሕ ቆራፅ ክትከውን ከምዝግባእ ኢታማዦር ሹምሓይሊታት ጦር ፌዴሪኢ ጀነራል ብርሃኑ ጁላ ገሊፆም።
እቶም ኢታማዦር ሹም፥ ህዝቢ ትግራይ ጁንታ ህወሓት ተመሊሱ ከምዝመፅእ…
ኣብ ረቂቕ መምርሒ ቦርድ መረፃ ዘድሃበ ዘተ ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ረቂቕ መምርሒ ቦርድ መረፃ ዘድሃበ ዘተ ምስ ሰብ ሞያታት ጥዕና፣ ፓርቲታት ፖለቲካን ኣካላት ፀፅታትን ተሳሊጡ።
ስለዝኾነ ድማ ካብ ጎስጓስ መረፃ ጀሚሩ ከይዲ መረፃ፣ ኮቪድ-19 ክስዕቦ ዝኽእል ፅዕንቶ ምንካይ ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታት ብምትኳር…
ዕጡቕ ሓይሊ እቲ ጁንታ ብምምራሕን ብምውጋእን ዝተሳተፉ ሜጀር ጄኔራል መሓመድ እሻን ብርጋዴር ጄኔራል ሙሉጌታ በርሀን ኢዶም ሂቦም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝነበሩን ብክብሪ ብጡረታ ዝተሰናበቱን ዕጡቕ ሓይሊ እቲ ጁንታ ብምምራሕን ብምውጋእን ዝተሳተፉ ሜጀር ጄኔራል መሓመድ እሻን ብርጋዴር ጄኔራል ሙሉጌታ በርሀን ኢዶም ከምዝሃቡ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣፍሊጡ።
ዋና…
ዩኒሴፍ ምግቢን ቀረባት ሕክምናን ናብ መቐለን ማይፀብሪን ምልኣኹ ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ትካል መድሕን ህፃናት ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ዩኒሴፍ) 8 ሺሕ ዝኸውን ምግቢን ቀረባት ሕክምናን ናብ መቐለን ማይፀብሪን ምልኣኹ ገሊፁ።
እቲ ትካል፥ ትሕቲ 5 ዓመት ንዝኾኑ ህፃናት፣ ነብሰፁር ዝኾና ኣዶታትን መጥበውቲ ኣንስቲን ዝኸውን 2 ሺሕሕ 700…
ኣብ ትግራይ “ሰብኣዊ ሓገዝ ኣይቐርብን ዘሎ” ዝብሉ ኣካላት ትርፊ ፖለቲካ ንምርካብ ሓሲቦም ኢዮም-ዶክተር ሙሉ ነጋ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ “ሰብኣዊ ሓገዝ ኣይቐርብን ዘሎ” ዝብሉ ኣካላት ትርፊ ፖለቲካ ንምርካብ ሓሲቦም ኢዮም ክብሉ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ጊዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዶክተር ሙሉ ነጋ ተዛሪቦም።
እቲ ጊዚያዊ ምምሕዳር ስራሕ እንትጅምር ንዜጋታት ሰብኣዊ…
ተግባር ሰናይ ፍቓድ ሓድጊ እዚ ወለዶ ኮይኑ ዘገልግል ኢዩ – ወ/ሮ ሙፈሪያት ካሚል
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ) ሚኒስትር ሰላም ፌዴሪኢ ወይዘሮ ሙፈሪያት ካሚል ኣብ ዩኒቨርሲቲ ጅግጅጋ ዩኒቨርሲቲ እናሰልጠኑ ምስ ዝርከቡ ወለንታውያን መናእሰይ ተዛቲየን።
በተን ሚኒስትር ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ጂግጂጋ እናሰልጠኑ ኣብ ዝርከቡ 471 ወለንታታት ዑደት ገይሩ።…