Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣብ ከተማ ሽረ እንዳስላሰ ዝተፈጠረ ሰላምን ምርግጋዕን ዘላቒ ንክኸውን ነበርቲ ምስ ሓይሊ ፀፅታ ብምትሕብባር ይሰርሑ ኣለዉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ሽረ እንዳስላሰ ዝተፈጠረ ሰላምን ምርግጋዕን ዘላቒ ንክኸውን ነበርቲ ምስ ሓይሊ ፀፅታ ብምትሕብባር ይሰርሑ ከምዘለዉ ተገሊፁ።
እቶም ነበርቲ ኣብ ልዕሊ ጁንታ ህወሓት ስጉምቲ ምኽባር ሕጊ ድሕሪ ምክያዱ እታ ከተማ ናብ ሰለማዊ ምንቅስቓስ…
ቀዳማይ ጉባኤ ኢንቨሰትመንት ትራንስፖርት ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ጉባኤ ኢንቨሰትመንት ትራንስፖርት ይሳለጥ ኣሎ።
እቲ ጉባኤ ኣብ ኢትዮጵያ ንመጀመሪያ ግዘ ዝካየድ ዘሎ እንትኸውን፥ ሚኒስቴር ትራንስፖረት ምስ ዘዳለዎ መሪሕ ትልሚ 10 ዓመት ብምጥዕዓም ዝካየድ ኢዩ ተባሂሉ።
ኣብቲ ጉባኤ ፕሬዚዳንት…
ሓበራዊ ቤት ምኽሪ ፓርቲታት ፖለቲካ ኢትዮጵያ ሕጋዊ ሰብነት ንኽህልዎ ልዝብ ይገብር ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓበራዊ ቤት ምኽሪ ፓርቲታት ፖለቲካ ኢትዮጵያ ሕጋዊ ሰብነት ሃሊዩዎ ናፃን ዘይሻራዊን ትካል ኮይኑ ንኽንቀሳቐስ ልዝብ ይገብር ኣሎ።
እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ኣፈፃፅማ ፀብፃቡ ከምኡ እውን ኣብ ምምሕያሽ ረቂቕ ሰነድ ቃል ኪዳን እቲ ሓበራዊ ቤት ምኽሪን…
ዘፈር ቱሪዝም ብዲጂታል ቴክኖሎጂ ንምዝማን ዘኸእል ስምምዕነት ተፈሪሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ሚኒስቴር ባህልን ቱሪዝምን ዘፈር ቱሪዝም ብዲጂታል ቴክኖሎጂ ንምዝማን ዘኸእል ስምምዕነት ተፈራሪሞም።
እቲ ስምምዕነት ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ዶክተር ኣብረሃም በላይን ሚኒስትር ባህሊን ቱሪዝምን ዶክተር ሂሩት…
እኒ ኣይተ ስብሓት ነጋ ጉዳይና ኣብ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ይረአየልና ክብሉ ስምዕታ ኣቕሪቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍቢሲ)እኒ ኣይተ ስብሓት ነጋ ጉዳይና ኣብ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ይረአየልና ክብሉ ስምዕታ ኣቕሪቦም።
እቲ ስምዕታ ሎሚ መዓልቲ ናብ ቀዳማይ ብርኪ ቤት ፍርዲ ፌዴራል መጋባእያ ምድብ ኣራዳ ቀሪቦም ኢዩ።
ኣብ መጋባእያ ዝተረኸቡ ጉጅለ ላእለዋይ ዓቃቢ…
ቦርድ መረፃ መመዝገቢ ናውቲ መረፃ ናብ ክልላት መረፃ ምክፍፋል ጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ቦርድ መረፃ መመዝገቢ ናውቲ መረፃ ናብ ክልላት መረፃ ምክፍፋል ምጅማሩ ገሊፁ።
እቲ ቦርድ ካብ ትማሊ ጀሚሩ ኣብ ኩለን ክልላት መረፃ ምዝገባ ዝግበረሎም ናውቲ ዝሓዙ ሰማያዊ ሳንዱቓት ምጉዕዓዝ ጀሚሩ ኣሎ።
ብመሰረት እዚ…
ኣባል ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኮይኑ ኣብ ልዕሊ ሰለማውያን ሰባት መጥቃዕቲ ዝፈፀመ ብሕጊ ክሕተት ኢዩ – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ 5ይ ዘበን ስራሕ 6ይ ዓመት መበል 11 ስሩዕ ኣኼቡኡ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣካይዱ።
ኣብቲ ስሩዕ ጉባኤ ዝተረኸቡ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ እዋናዊ ኩነታት ሰላምን…
ለበዳ ቫይረስ ኮሮና ብልዑል ብርኪ እናወሰኸ ምዃኑ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ለበዳ ቫይረስ ኮሮና ሕዚ እውን ብልዑል ብርኪ እናወሰኸ ምዃኑ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ።
ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ካብ ዝነበረ ዓቕሚ ምትሓዝ እቲ ቫይረስን ቁፅሪ በቲ ቫይረስ ዝተሓዙ ሰባትን እናወሰኸ ከምዝኾነ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ተዛሪበን።…
ኣብ ጉዳይ ግድብ ህዳሰ ራብዓይ ኣደራዳሪ ኣካል ከኣቱ ዝቐርብ ሕቶ ትርጉም ዘይብሉ ኢዩ – ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጉዳይ ግድብ ህዳሰ ሰለስተኣዊ ድርድር ኣብ ዘይተዛዘመሉ እዋን ራብዓይ ኣደራዳሪ ኣካል ከኣቱ ዝቐርብ ሕቶ ትርጉም ዘይብሉ ከምዝኾነ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ።
ኣቐባሊ ቐቓል እቲ ሚኒስቴር ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ኣብ ዘሃቡዎ መግለፂ፥…
ኢዜማ ማኒፌስቶ መረፅኡ ንህዝቢ ዕላዊ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርቲ ዜጋታት ኢትዮጵያ ንማሕበራዊ ፍትሒ (ኢዜማ) ማኒፌስቶ መረፅኡ ንህዝቢ ዕላዊ ገይሩ።
እቲ ማኒፌስቶ ንምድላው ንዘሓለፉ 2 ዓመታት ትኹረት ተገይሩ ከምዝተሰርሐ ተገሊፁ፡፡
ኣብ ድሕንነት ሃገር ከምኡ እው ኣብ ፖለቲካ፣ ኢኮኖሚን ማሕበራዊን…