Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ኢትዮጵያ ኣብ ውሽጢ ሰለስተ ዓማውቲ ማእኸላይ ፅዕንቶ ልቓሕ ናብ ዘለወን ሃገራት ናብ ምስራዕ ይስራሕ ኣሎ – ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ውሽጢ ሰለስተ ዓማውቲ ማእኸላይ ፅዕንቶ ልቓሕ ናብ ዘለወን ሃገራት ናብ ምስራዕ እናተሰርሐ ምዃኑ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ኣብ 2010 ዓ.ም ልዑል ፅዕንቶ ልቓሕ ካብ ዘለወን ሃገራት ተሰሪዓ ከምዝነበረት ዝገለፁ እቶም…

ኢትዮጵያን ዓለም ለኸ ኤጀንሲ ምትሕብባር ኮሪያን ሰነድ ስምምዕነት ደገፍ 32 ሚሊየን ዶላር ከቲመን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ዓለም ለኸ ኤጀንሲ ምትሕብባር ኮሪያን ሰነድ ስምምዕነት ደገፍ 32 ሚሊየን ዶላር ከቲመን። ኣብቲ ሰነድ ሰምምዕነት ሚኒስትር ዲኤታ ገንዘብ ወይዘሮ ያስሚን ዎሃብረቢን ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ኤጀንሲ ምትሕብባር ኮሪያ ዶንግ ሆ ኪምን ክታሞም…

ትልሚ ልምዓት 10 ዓመት ናይ ዘሓለፉ ሰለስተ ዓማውቲ ምንቅስቓስ ልምዓት መሰረት ዝገበረ ኢዩ -ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ትልሚ ልምዓት 10 ዓመት ናይ ዘሓለፉ ሰለስተ ዓማውቲ ምንቅስቓስ ልምዓት መሰረት ዝገበረ ከምዝኾነ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ 5ይ ዘበን ስራሕ 6ይ ዓመት መበል 11 ስሩዕ ኣኼቡኡ ሎሚ መዓልቲ ኣብ…

312 ዜጋታት  ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 መጋቢት ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)312 ኢትዮጵያውያን ዜጋታት  ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ተወካሊ ዳይሬክቶሬት ጄኔራል ጉዳያት ቆንስላ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ብምርካብ ኣቀባብላ ገይረሙሎም። እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ…

ኣሜሪካ ንእግሪ ምትካል ክልል ትግራይ ኣድላዪ ደገፍ ከምእትገብር ኣምባሳደር ጊታ ፔቲ ኣፍሊጠን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ንእግሪ ምትካል ክልል ትግራይ ኣድላዪ ደገፍ ከምእትገብር ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ጊታ ፔቲ ኣፍሊጠን። እተን ኣምባሳደር ምስ ጊዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣብ ከተማ መቐለ ተዛቲየን። ኣብቲ መድረኽ ዘተ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ…

ኣብ ገፀር ንዝርከባ ደቂ ኣንስትዮ ዕድል ትምህርቲ ንምምዕርራይን ፐለቲካዊ ተሳትፎ ደቂ ኣንስትዮ ንምዕባይን ሓገዝ ምግባር ይግባእ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዲኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን ብመርበብ ሓበሬታ ተሓጊዙ ኣብ ዝተኻየደ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ሚኒሰስትራት ሰላምን ፀፅታ ሕብረት ኣፍሪካ ተሳቲፎም፡፡ እቲ ኣኼባ፥ “ደቂ ኣንስትዮ ንሰላም፣ ባህሊን ተሳታፋይነትን ኣብ…

ኦነግ ንዘእተዎ ሰነድ መርሚሩ ውሳነ ከምዝህብ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ግንባር ነፃነት ኦሮሞ/ኦነግ/ ዘእተዎ ሰነድ መርሚሩ ውሳነ ከምዝህብ ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ኦነግ ብኣይተ ኣራርሳ ቢቂላ ብዝተፅሓፈ ደብዳበ መበል ካልኣይ ሓፈሻዊ 4 መጋቢት 2013 ዓ.ም ከምዝካየደ ኣብቲ ሰነድ ገሊፁ። ነዚ…

ናይ ኣመራርሓ ሰራዊት ሃፍቲ ናይ ምፍላጥን ምምዝጋብን ስራሕቲ ይውገን ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ኣመራርሓ ሰራዊት ሃፍቲ ናይ ምፍላጥን ምምዝጋብን ስራሕቲ ይውገን ከምዘሎ ዳይሬክቶሬት ምክትታል ስነ ምግባር ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣፍሊጡ። ተወካሊ እቲ ዳይሬክቶሬት ሌተናል ኮሎኔል ሃይሉ ኣሰፋ፥ ነቲ ጉዳይ ብዝምልከቶም ኣመራርሓ ሰራዊት…

ምስ ህወሓትን ኦነግ ሸኔን ብምውዳድ ልኡኽቶ እናፈፀሙ ተታሒዞም ዝተብሃሉ ሽዱሽተ ተጠርጠርቲ ናብ ቤት ፍርዲ ቀሪቦም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምስ ህወሓትን ኦነግ ሸኔን ብምውዳድ ልኡኽቶ እናፈፀሙ ተታሒዞም ዝተብሃሉ ሽዱሽተ ተጠርጠርቲ ናብ ቤት ፍርዲ ቀሪቦም። እቶም ልኡኽቶ ኣብ ምፍፃም እናሃለዉ ተታሒዞም ዝተብሃሉ ፍሉይ ሓይሊ ህወሓትን ሚሊሻታትን ሻምበል ፃዲቅ ኪሮስ፣ ብርሃኑ ፍፁም፣…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ መበል 11 ስሩዕ ኣኼቡኡ ፅባሕ ከካይድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ 5ይ ዘበን ስራሕ 6ይ ዓመት መበል 11 ስሩዕ ኣኼቡኡ ፅባሕ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ከካይድ ኢዩ። ኣብ ኣኼቡኡ ድማ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ትልሚ ልምዓት 10 ዓመትን እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳያትን ካብ…