Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣምባሳደር ይበልጣል ምስ ኣምባሳደር ኖርዌይ ኣብ ሱዳን ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ይበልጣል ኣእምሮ ምስ ኣምባሳደር ኖርዌይ ኣብ ሱዳን ቴሬዝ ሎክን ህዜል ተዛቲዮም።
እቶም ኣምባሳደር ምስ ቴሬዝ ሎክን ህዜል ኣብ ዝገበሩዎ ዘተ፥ ኣብ ክልል ትግራይ ብዛዕባ ዘሎ እዋናዊ ኩነታት ከምኡ እውን ጉዳይ ዶብ ኢትዮ-ሱዳን ትኹረት…
ርእሰ ምምሕዳር ክልላት በዓል ጥምቀት ምኽንያት ብምግባር መልእኽእቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልላት በዓል ጥምቀት ምኽንያት ብምግባር መልእኽእቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም።
ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥ ብተኸተልቲ እምነት ክርስትና በዓል ጥምቀት ሰባት ብፍቕሪ ሕድሕዶም…
ብዘይሕጋዊ መገዲ እናተዘዋወረ ዝነበረ ልዕሊ 4 ሺሕን 600 ተተኮስቲ ጠያይቲ ከላሽንበ ተታሒዞም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዘይሕጋዊ መገዲ እናተዘዋወረ ዝነበረ ልዕሊ 4 ሺሕን 600 ተተኮስቲ ጠያይቲ ከላሽንበ ተታሒዞም።
ትማሊ ካብ መቐለ ናብ ከተማ ባህርዳር እናተጉዓዘት ዝነበረት ኣይፉዙ ማእኸላይ ፅዕነት ኤፍኤስኣር ተሸከርካሪት፥ ብሰራሕተኛታት ጉምሩኽ ኣቢሉ ኣብ…
ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 423 ሰባት ተረኺቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 4 ሺሕን 788 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 423 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ።
ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 131 ሺሕን 195…
ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ በዓል ጥምቀጥ ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ በዓል ጥምቀጥ ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መልእኽቶም፥ “በዓል ጥምቀት እንትነኽብር ክልተ ነገራት እንዝክረሉ፤ ንሳቶም እውን በዓል ጥሕትናን…
ስልጠና ተሃድሶ ዝተውሃቦም ኣባላት ፖሊስ ተወለድቲ ክልል ትግራይ ኣብቲ ክልል ክዋፈሩ ከምዝተገበረ ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ) ናይ ሓፂር እዋን ስልጠና ተሃድሶ ዝተውሃቦም ኣባላት ፖሊስ ተወለድቲ ክልል ትግራይ ኣብቲ ክልል ህዝቢ ከገልግሉ ክዋፈሩ ከምዝገበሮም ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ኣፍሊጡ።
ዝተኻየደ ወፍሪምኽባር ሕጊ ስዒቡ ኣብቲ ክልል ሰላምን ምርግጋዕን ንኸዓስል፣…
ዓወት ዓድዋ ኣባ ሓጎታትናን ኣቦታትናን ብምድምማፅ፣ ምምክብባርን ብምፍቓርን ዘመዝገቡዎ ዓወት ኢዩ – ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ 8ይ ዙር ንተጓዓዝቲ ዓድዋ ስንቂ ብመሃብ ኣፋኒየን፡፡
እተን ምክትል ከንቲባ ኣብቲ ስነ-ስርዓት ምፍናው፥ ዓወት ዓድዋ ኣባ ሓጎታትናን ኣቦታትናን ብምድምማፅ፣ ምምክብባርን ብምፍቓርን…
ኢትዮ-ኬንያ ዘራኽብ መቆፃፀሪ ኬላ ተመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)3ይ ኢትዮጵያ ምስኬንያ ዘራኽብ ዝነበረ መቆፃፀሪ ኬላ ተመሪቑ።
ነቲ ኬላ መሪቖም ዝኸፈቱ ዋና ዳይሬክተር ኤጀንሲ ወሳኒ ኩነት ኢሚግሬሽንን ዜግነትን ኣይተ ሙጂብ ጀማል ከምዝበሉዎ፥ ዘይሕጋዊ ዝውውር ሰባት ንምቁፅፃር፣ ዕድል ስራሕ ንምፍጣር፣ ኬላታት…
ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ተምሃሮአን የመርቓ ኣለዋ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲታት ኣሶሳን መቅደላ ኣምባ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ትምህርቲ ዘሰልጠኑዎም ተምሃሮኦም ሎሚ መዓልቲ ኣመሪቖም።
ፕሬዚዳንት ዩኒቨርሲቲ ኣሶሳ ዶክተር ከማል ኣብዱራሂም፥ እቲ ዩኒቨርሲቲ 2 ሺሕን 182 ተምሃሮ ን7ይ ግዘ ከምዘመረቐ ብምግላፅ፤ ካብ ሞንጎ…
ኣብ ምምሕዳር ብሄረሰብ ኣዊ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት ክልተ ሰባት ሓሊፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምምሕዳር ብሄረሰብ ኣዊ ወረዳ ለኮማ ትማሊ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት ክልተ ሰባት እንተሓልፍ ኣብ ልዕሊ ክልተ ሰባት ድማ ከቢድ ጉድኣት ኣካል ምብፅሑ ቤት ፅሕፈት ፖሊስ እታ ወረዳ ኣፍሊጡ።
መራሒ ጉጅለ ከይዲ ስራሕ ምቁፅፃርን ድሕንነትን መገዲ…