Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ክልል ኣማራ ልዕሊ 5 ነጥቢ 3 ቢሊየን ብር ወፃኢ ዝገወበረሎም ህንፀታት ኮንክሪት መገዲ ኣስፓልት ኣጀሚሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ክልል ኣማራ ልዕሊ 5 ነጥቢ 3 ቢሊየን ብር ወፃኢ ዝገወበረሎም ህንፀታት ኮንክሪት መገዲ ኣስፓልት ኣጀሚሮም።
እቲ ህንፀት መገዲ ካብ ዱር ቤቴ ቁንዝላ-ሻሁራ-ፍንጅት ምዕራፍ ሓደን ካብ ገላጎ -ገንዳ ውሀ…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ቆጋ መስኖ ዝርከብ ልምዓት መስኖ ስንዳይ ሓጋይ ጎብኒዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ቆጋ መስኖ ዝርከብ ልምዓት መስኖ ስንዳይ ሓጋይ ጎብኒዮም።
ኣብቲ ዑደት ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነንን ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣመሓራ ኣይተ ኣገኘሁ ተሻገርን ተሳቲፎም።…
ኣብ ትግራይ ሕብረተሰብ ክሳብ 10 መጋቢት ኣብ ዘለዉ መዓልታት እቲ ኣረጊት ብር ሙሉእ ንሙሉእ ንክቕየር መተሓሳሰቢ ተዋሂቡ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራይ ሕብረተሰብ ክሳብ 10 መጋቢት ኣብ ዘለዉ መዓልታት እቲ ኣረጊት ብር ሙሉእ ንሙሉእ ንክቕየር ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ መተሓሳሰቢ ሂቡ።
ኣብቲ ክልል ብመሰረት ዝነበረ ምንቅስቓስ ምኽባር ሕጊ ምቕያር ብር ተኣጓጉይሉ ከምዝፀንሐ ብምግላፅ፥…
መፅሓፍ “መገዲ ምድማር” ሎሚ ኣብ ዕዳጋ ውዒሉ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ኣሕመድ መፅሓፍ “መገዲ ምድማር” ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዕዳጋ ውዒሉ።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር እቲ መፅሓፍ ፈለግ ለውጢን ምድማር ዝሓለፎ መገዲን ናብ ድሕሪትን ቅድሚትን እናተመላለሰ ከምዝድህስስ ተዛሪቦም።
ብዙሕ ዓቐብን…
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ትሑት ብርኪ ናብራ ንዘለዋ ደቂ ኣኒስትዮ ደገፍ ገንዘብ ክግበር ኢዩ ብዝብል ዝተወዘዐ ሓበሬታ ጌጋ ከምዝኾነ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ትሑት ብርኪ ናብራ ንዘለዋ ደቂ ኣኒስትዮ ደገፍ ገንዘብ ክግበር ኢዩብዝብል ዝተወዘዐ ሓበሬታ ጌጋ ከምዝኾነ ምምሕዳር እታ ከተማ ኣፍሊጡ።
ምክትል ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ፥ ብምኽኒያት እታ ዝተዛብዐ ሓበሬታ ብዙሓት ኣዶታት ኣብ…
ኣብ ውሽጢ ሓደ ሰሙን ልዕሊ 31 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውሽጢ ሓደ ሰሙን ልዕሊ 31 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ከምዝተትሓዙ ሚኒስቴር እቶት ኣፍሊጡ።
እቶም ናውቲታት ኮንትሮባንድ የጎዓዕዛ ዝነበራ 16 ተሽከርከርቲን 17 ተጠርጠርቲን አውን ኣብ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ…
ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ብኣገልግሎት ማሕበረሰብ ዝሰልጠኑ 10 ሺሕ ወለንታውያን መናእሰይ መሪቖም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ብኣገልግሎት ማሕበረሰብ ዝሰልጠኑ 10 ሺሕ ወለንታውያን መናእሰይ መሪቖም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ሐዚ ዘሎ ትውልዲ ብነፃ ምሃብ እንተለሚዱ ኢትዮጵያ ብዙሓት ተምሳሌት ዝኾንዋ ክትረክብ ኢያ ኢሎም።…
ዩኒቨርሲቲ ድሬዳዋ 2 ሺሕን 93 ተምሃሮ ኣመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ድሬዳዋ ብዝተፈላለዩ ሙያታት ዘሰልጠኖም 2 ሺሕን 93 ተምሃሮ ኣመሪቑ።
ኣብ ስነሰርዓት ምረቓ ዝተረኸቡ ሓላፊ ዓውዲ ፖለቲካን ኣወዳድባ ስቪክን ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግናን ኣካቢ ቦርድ እቲ ዩንቨርስቲን ዶክተር…
ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ደብዳበ ሹመት ኣምባሳደራት 5 ሃገራት ተቐቢለን
ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴዩ ናይትድ ስቴትስ ሓዊሱ ደብዳበ ሹመት ኣምባሳደራት 5 ሃገራት ተቐቢለን።
እቲ ደብዳበ ሹመት ዘቕረቡ ኣምባሳደራት፥ ኣምባሳደር ኣሜሪካ ጌታ ፓሲ፣ ኣምባሳደር ኬንያ ጀኤን ካማዑ፣ ኣምባሳደር ስዊዘርላንድ ታማራ ሞና፣…
ጥብ ዝበለት ማይ ምዕቛር ንሸቶ ሃገራዊ ምስሳን ምህርቲ ኣዝዩ ዘድሊ ተግባር ኢዩ-ቀ/ሚ ኣቢይ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጥብ ዝበለት ማይ ምዕቛር ንሸቶ ሃገራዊ ምስሳን ምህርቲ ኣዝዩ ዘድሊ ተግባር ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም።
በቢገዝኡ ካብ ዝናብ ዝተረኸበ ማይ ናይ ምዕቛር ልምዲ እናወሰኸ ምዃኑ ብምግላፅ፥ ጥብ ዝበለት ማይ ምዕቛር ንሸቶ…