Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ደቂ ኣነስቲዮ ኣብ ዝሓሸ ቦታ ንክበፅሓ ኣብ ኣብያተ ትምህርቲ ምቹው ኩነታት ምፍጣር ይግባእ-ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ለካቲት 26 ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴን ሚኒስትር ትምህርቲ ዶክተር ጌታሁን መኩሪያ መዓልቲ ደቂ ኣኒስትዮ ምኽኒያት ብምግባር ቱሉ ዲምቱ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ዑደት ገይሮም።
ኣብቲ ቤት ትምህርቲ ንደቂ ኣኒስቲዮ ተምሃሮ ዝግበር ዘሎ ደገፍን ከይዲ…
ክታበት ኮቪድ19 ናብ ውሽጢ ሃገር ምእታው ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታት ዘተኮረ ዘተ ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ክታበት ኮቪድ19 ናብ ውሽጢ ሃገር ንምእታውን ንምክፍፋልን እናተገበረ ዘሎ ሓፈሻዊ ኩነታት ኣድሂቡ ዘተ ተኻይዱ።
ካብ ዝተፈላለያ ትካላት ዝተጣየሸ ላዕለዋይ ሃገራዊ መተሓባበሪ ኮሚቴ ክታበት ኮቪድ19፥ እቲ ክታበት ናብ ውሽጢ ሃገር ንምእታውን…
ኣብ ትካላት ምምሕዳር ዝትግበር ስነ-ስርዓት ኣዋጅ ምምሕዳር ወፂኡ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኩለን ኣብ ትካላት ምምሕዳር ዝትግበር ስነ-ስርዓት ኣዋጅ ምምሕዳር ምውፅኡ ላዕለዋይ ዓቃቢ ሕጊ ገሊፁ።
እቲ ኣዋጅ ፍትሓዊ ግልጋሎት ከምኡ እውን ተበፃሕነት መምርሒ ዝሐሸ ንኽኸውን ዘኽእል ኢዩ ተባሂሉ።
ብፍላይ ድማ ኣብ ትካላት ምምሐዳር…
ዶ/ር ኣርከበ ዕቁባይ ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ዋና ዳይሬክተር ትካል ልምዓት ብሕብረት ኣፍሪካ ሕፁይ ኮይኖም ቀሪቦም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዶክተር ኣርከበ ዕቁባይ ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ዋና ዳይሬክተር ትካል ኢንዱስትሪ ልምዓት (ዩኒዶ) ኮይኖም ንኽወዳደሩ ብሕብረት ኣፍሪካ ሕፁይ ኮይኖም ብሙሉእ ድምፂ ከምዝመረፆም ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ኣፍሊጡ።
ህብረቱ ዶክተር አርከበ ብቸኛው…
ኣይተ ደመቀ መኮንን ንኣምባሳደራት ቤት ምኽሪ ፀፅታ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ እዋናዊ ኩነታት ክልል ትግራይ ገለፃ ገይሮም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃን ኣይተ ደመቀ መኮንን ንኣምባሳደራት ቤት ምኽሪ ፀፅታ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ እዋናዊ ኩነታት ክልል ትግራይ ገለፃ ገይሮም።
ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣብ ክልል ትግራይ ቀረብ ሰብኣዊ ሓገዝ…
ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ መፅሓፍ “መገዲ ምድማር” ፅባሕ ኣብ ዕዳጋ ከምዝውዕል ኣፍሊጦም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ኣሕመድ መፅሓፍ “መገዲ ምድማር” ፅባሕ ኣብ ዕዳጋ ከምዝውዕል ኣፍሊጦም
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር እቲ መፅሓፍ ፈለግ ለውጢን ምድማር ዝሓለፎ መገዲን ናብ ድሕሪትን ቅድሚትን እናተመላለሰ ከምዝድህስስ ተዛሪቦም።
ብዙሕ…
ቦርድ መረፃ ካልኣይ ዙር ምዝገባ ሕፁያት መረፃ ክሳብ 30 2013 ዓ.ም ኣናዊሑ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ካልኣይ ዙር ምዝገባ ሕፁያት ተወዳደርቲ መረፃ ክሳብ 30 2013 ዓ.ም ከምዝተናወሐ ኣፍሊጡ።
እቲ ቦርድ ከይዲ ምዝገባ ሕፁያት ኣመልኪቱ ኣብ ዝተፈላለዩ እዋናት ዝተፈላለዩ ሓበሬታታት እናብፀሐ ከምዝነበረ ይፍለጥ።…
ኣብ ትሑት ብርኪ ናብራ ዝርከቡ ዜጋታት ብላቕነት ተረባሕቲ ንምግባር ይስራሕ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትሑት ብርኪ ናብራ ዝርከቡ ዜጋታት ብላቕነት ተረባሕቲ ንምግባር እናተሰርሐ ምዃኑ ፌዴራል ኤጀንሲ ፈጠራ ዕድል ስራሕን ውሕስና ምግቢን ከተማታት ገሊፁ።
ካብ ሸሞንተ ክልላትን ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋን ንዝተውፃእፅኡ ሰብ ሞያታት ሓደ ማእኸልን…
ዋና ፀሓፊ ኢጋድ ዶክተር ወርቅነህ ገበየሁ ምስ ዋና ዳይሬክተር ተጠባባቒ ሓይሊ ምብራቕ ኣፍሪካ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ፀሓፊ በይነ መንግስታት ልምዓት ምብራቕ ኣፍሪካ (ኢጋድ)ዶክተር ወርቅነህ ገበየሁ ምስ ዋና ዳይሬክተር ተጠባባቒ ሓይሊ ምብራቕ ኣፍሪካ ብርጋዴር ጄኔራል ጌታቸው ሽፈራውጋር ተዛቲዮም።
ኣብ እዋን ዘተኦም ድማ ሰላምን ድሕንነትን እቲ ዞባ ምጥንኻር…
ኣሜሪካ ኣብ ውሽጢ ጉዳይ ሃገራት ትገብሮ ኢድ ኣእታውነት ግቡእ ኣይኮነን – ሩሲያ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ኣብ ውሽጢ ጉዳይ ሃገራት ትገብሮ ኢድ ኣእታውነት ክትቁጠብ ከምዝግባእ ሩሲያ ፃውዒት ኣቕሪባ።
ኣቐባሊ ቓል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ሩሲያ ማሪያ ዛካሮቫ፥ ጉጅለ ቤት ዕዮ ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ኣብ ውሽጣዊ ጉዳይ ሃገራት ንምእታው ዝገብሮ…