Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
በዓል ልደት ኢየሱስ ክርስቶስ ብኩሎም ሰዓብቲ እምነት ክርስትና ሎሚ መዓልቲ ይኽበር ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ልደት ኢየሱስ ክርስቶስ ብኩሎም ሰዓብቲ እምነት ክርስትና ሎሚ መዓልቲ ብድሙቕ ኩነታት ይኽበር ኣሎ።
እቲ በዓል ኣብ መላእ ኢትዮጵያ ኢዩ ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊን ባህላዊን ስነ ስርዓታት ዝኽበር ዘሎ።
ኣቦታት ሃይማኖት በዓል ልደት እየሱስ…
ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ዘውዴ መልእኽቲ ሰናይ ትምኒት በዓል ልደት ኣመሓላሊፈን
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ታህሳስ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለ ወርቅ ዘውዴ መልእኽቲ ሰናይ ትምኒት በዓል ልደት ኣመሓላሊፈን።
ምክእል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ፍድሪኢ ኣይተ ደመቀ መኮነን መልእኽቲ ሰናይ ትምኒት በዓል ልደት ኣመሓላሊፎም።
እተን ፕሬዚዳንት ንመላእ…
ኣይተ ደመቀ መኮነን መልእኽቲ ሰናይ ትምኒት በዓል ልደት ኣመሓላሊፎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ታህሳስ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ምክእል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ፍድሪኢ ኣይተ ደመቀ መኮነን መልእኽቲ ሰናይ ትምኒት በዓል ልደት ኣመሓላሊፎም።
ኣብ ውሽጢ ዓዲን ወፃኢን ንዝነብሩ ሰዓብቲ እምነት ክርስትና ኢትዮጵያውያን ርሑስ በዓል ልደት ንክኾነሎም እምነ እውን…
ኢትዮጵያን ሱዳንን ኣብ ጉዳይ ዶብ ናይ ሓባር መፍትሒ ንምምፃእ ዝተፈራረማሉ ስምምዕነት ብወገን ሱዳን ተጣሒሱ – ኮሚሽን ዶብ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ታህሳስ ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያን ሱዳንን አብ ጉዳይ ዶብ ናይ ሓባር መፍትሒ ንምምፃእ ዝተፈራረማሉ ስምምዕነት ብወገን ሱዳን ተጣሒሱ ክብሉ ኣባላት ኮሚሽን ዶብ ኢትዮ ሱዳን ገሊፆም።
ብወገን ኢትዮጵያ ዝተወከሉ ኣባላት እቲ ኮሚሽን ሎሚ መዓልቲ መግለፂ ሂቦም።…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም
ኣዲስ ኣበባ፤ 28 ታህሳስ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ በዓል ልደት ኢግዚእነ እየሱስ ክርስቶስ ምኽኒያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር አብዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ሎሚ ዘበን እነኽብሮ ዘለና በዓል ልደት ዘሕለፍናዮ ፈታኒ ተጋድሎን…
ርእሳነ ምምሕዳር ክልላት በዓል ልደት እየሱስ ክርስቶስ ምኽኒያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለዩ ርእሳነ ምምሕዳር ክልላት በዓል ልደት እየሱስ ክርስቶስ ዓመተ 2013 ምኽኒያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም።
እቶም ርእሳነ ምምሕዳራት ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ሰዓብቲ እምነት ክርስትና እቲ በዓል እንተኽብሩ…
ኣቦታት ሃይማኖት በዓል ልደት እየሱስ ክርስቶስ ምኽኒያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣቦታት ሃይማኖት በዓል ልደት እየሱስ ክርስቶስ ዓመተ 2013 ምኽኒያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም።
እቶም ኣቦታት፥ ምውላድ ኢየሱስ ክርስቶስ ኣብ መንጎ እግዚኣብሄርን ደቂ ሰባትን ዝነበረ መንደቕ ፅልኢ ብምፍራስ ሰላምን…
ማሕበር ቀይሕ መስቀል ፃውዒት መተኣኻኸቢ እቶት ህፁፅ ጊዘ ምላሽን ምትካል እግሪን ኣቕሪቡ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያ ፃውዒት መተኣኻኸቢ እቶት ህፁፅ ጊዘ ምላሽን ምትካል እግሪን ኣቕሪቡ።
እቲ ማሕበር ብፀገም ፀፅታ፣ ወራር ዕስለ ኣንበጣ፣ ሓደጋ ውሑጅ፣ ኮቪድ 19ን ካልኦት ሰብ ስራሕን ተፈጥሮኣዊን ሓደጋታት ኣብ ዘጋጠሞም ከባቢታት…
ኣብ ከተማ መቐለ ኣሽከርከርቲ ብምኽኒያት ሕፅረት ነዳዲ ንምንቅስቓስ ከምዝተፀገሙ ተዛሪቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ከተማ መቐለ ኣሽከርከርቲ ብምኽኒያት ሕፅረት ነዳዲ ንምንቅስቓስ ከምዝተፀገሙ ተዛሪቦም።
ጊዚያዊ ምምሕዳር ከተማ መቐለ ብግድኡ፥ ነዳዲ ዝፀዓና ቦቲታት ካብ ጅቡቲ ይመፅኣ ስለ ዘለዋ እቲ ዘጋጠመ ፀገም ክፍታሕ ኢዩ ኢሉ።
ሰብ ዋና ከተማ…
ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 322 ሰባት ተረኺቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ታሕሳስ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 3 ሺሕን 934 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 322 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ።
ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 126 ሺሕን 241…