Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣብ መብዛሕትኡ ከባቢታት ኢትዮጵያ ዝተፈጠረ ፀገም ምቁራፅ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ንምፍታሕ ይስራሕ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ መብዛሕትኡ ከባቢታት ኢትዮጵያ ዝተፈጠረ ፀገም ምቁራፅ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ንምፍታሕ እናተሰርሐ ምዃኑ ሓሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
ካብ ጣና በለስ ናብ ባህርዳር ዝኸይድ 400 ኪሎ ቮልት ኣብ ዝሽከም መስመር ሓይሊ ኤሌክትሪክ ብዘጋጠመ ፀገም…
ኣብ ቀዳማይ ርብዒ ዓመት ልዕሊ ብር 500 ሚሊየን ንግድብ ህዳሰ ተኣኪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ቀዳማይ ርብዒ ዓመት ልዕሊ ብር 500 ሚሊየን ንህንፀት ግድብ ህዳሰ ዝውዕል ገንዘብ ከምዝተኣከበ ቤት ፅሕፈት ብሄራዊ ቤት ምኽሪ መተሓባበሪ ተሳትፎ ህዝቢ ኣፍሊጡ።
ዳይሬክተር ኮሙዩኒኬሽን እቲ ቤት ፅሕፈት ኣይተ ሃይሉ ኣብራሃም ከምዝገለፁዎ፥…
ሕብረተሰብ 14 ዝኾኑ ፍርያታት ጠስሚ ለዉዝ ከይጥቀም በዓል መዚ ምቁፅፃር ምግቢን መድሓኒትን ኣተሓሳሲቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሕብረተሰብ ልዑል ዝኾነ ኣፈርላ ቶክሲን (Aflatoxine) ዝተረኸቦም 14 ዝኾኑ ፍርያታት ጠስሚ ለዉዝ ከይጥቀም በዓል መዚ ምቁፅፃር ምግቢን መድሓኒትን ኢትዮጵያ ኣተሓሳሲቡ።
እቲ በዓል መዚ ብዝገበሮ ቁፅፅርን ፍተሻን ኣቢሉ ብዝተገበረ ምርመራ…
ካልኣይ ሓበራዊ ኣኼባ ኮሚሽን ሚኒስትራት ኢትዮጵ ጀርመን ተሳሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ካልኣይ ሓበራዊ ኣኼባ ኮሚሽን ሚኒስትራት ኢትዮጵ ጀርመን ብቪዲዮ ኮንፈረንስ ተሳሊጡ።
መጀመሪ እቲ ሓበራዊ ኣኼባ ኣብ ፖሊሲን ድሕንነትን ጉዳያት ወፃኢ ኣድሂቡ ከምዝተሳለጠ ተገሊፁ።
እቶም ሚኒስትራት ኣብ ክልተኣዊ ጉዳያት፣ ጉዳያት ቀርኒ…
ማሕበር ሰብ ሞያታት ሕጊ ጉዱኣት ኣካል ኣብ ኢትዮጵያ ተጣይሹ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ማሕበር ሰብ ሞያታት ሕጊ ጉዱኣት ኣካል ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን መዳርግቲ ኣካላትን ኣብ ዝተረኸቡሉ ብዕሊ ተጣይሹ።
ኣብቲ መርሃ ግብሪ ምጥያሽ እቲ ማሕበር፥ ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ወይዘሮ መዓዛ አሸናፊ፣ ሚኒስትር…
ልዕሊ ብር 13 ቢሊየን ዘውፅኡ ፅሬቶም ዘይሓለዉ ፍርያታት ምግቢን መሳርሒታት ሕክምናን ናብ ሃገር ከይኣትዉ ተኣጊዶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ልዕሊ ብር 13 ቢሊየን ዘውፅኡ ፅሬቶም ዘይሓለዉ ፍርያታት ምግቢን መሳርሒታት ሕክምናን ናብ ሃገር ከይኣትዉ ከምዝተኣገዱ በዓል መዚ ምቁፅር ምግቢን መድሓኒትን ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
እቶም ፅሬት ዘይብሎም ፍርያታት ምግቢን መሳርሒታት ሕክምናን ናብ ሃገር…
ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ መልእኽቲ ሰናይ ትምኒት ዘበነ ትምህርቲ 2013 ዓ.ም ኣመሓላሊፎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ መልእኽቲ ሰናይ ትምኒት ዘበነ ትምህርቲ 2013 ዓ.ም ኣመሓላሊፎም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መልእኽቶም፥ ካብ መዋእለ ህፃናት ክሳብ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ፤ ካብ ውልቀ ኣቢያተ ትምህርቲ ክሳብ…
ኣብ ከተማታት ዘሎ ፀገም ስእነት ሰናይ ምምሕዳር ንምፍታሕ ትኹረት ክወሃቦ ይግባእ – ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ከተማታት መበገሲ ስእነት ሰላም ዝኾኑ ፀገማት ስእነት ሰናይ ምምሕዳር ንምፍታሕ ትኹረት ክግበረሎም ክምዝግባእ ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ገሊፀን።
ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ እዚ ዝበላ፥ ኣብ ከተማ ኣርባ ምንጭ እናተሳለጠ ኣብ ዝርከብ ፎረም…
ኣብ ክልል ትግራይ ዝተርኣየ ወራር ዕስለ ኣምበጣ ንምክልኻል ዝውዕል ብር 10 ሚሊየን ንምልጋስ ቃል ተኣትዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ዝተርኣየ ወራር ዕስለ ኣምበጣ በረኻ ንምክልኻል ዝውዕል ሓገዝ ንምትእኽኻብ ኣብ ዝተሳለጠ መርሃ ግብሪ ልዕሊ ብር 10 ሚሊየን ንምልጋስ ቃል ተኣትዩ።
ኣብቲ ክልል ኣምበጣ በረኻ ንምክልኻል ዝተጣየሸ እዋናዊ ኮሚቴ መተኣኻኸቢ ሓገዝ፥…
ኣመራርሓታትን ተወከልቲን ፓርቲታት ፖለቲካ ኣብ ምድላው ናውቲ መረፃ ብሄራዊ በሮድ መረፃ ዑደት ገይሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣመራርሓታትን ተወከልቲን ፓርቲታት ፖለቲካ ብብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ንሻድሻይ ሃገራዊ መረፃ ዝተገበሮ ምድላው ናውቲ ጎብኒዮም።
ኣብቲ ዑደት ኣመራርሓታትን ተወከልቲን ዝተፈላለዩ ፓርቲታት ፖለቲካ ዝተረኸቡ እንትኾኑ፥ ንመርአዪ ዝቐረቡ ጣቢያታት…