Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ንተመዛበልቲ መተከል መተከል ልዕሊ ብር 30 ሚሊየን ዝግመቱ ኣቑሑት ሓገዝ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ንተመዛበልቲ መተከል መተከል ልዕሊ ብር 30 ሚሊየን ዝግመቱ ኣቑሑት ሓገዝ ምግባሪ ገሊፁ።
ኣብቲ ኮሚሽን መተሓባበሪት ኣሶሳ ቪክቶሪያ ኮፓ፥ እቲ ሓገዝ ሎሚ መዓልቲ ንኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ…
“ምኽንያታዊ መንእሰይ ምፍጣር” ብዝብል ርእሲ ዝተዳለወ ሃገር ለኸ መድረኽ ክካየድ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) “ምኽንያታዊ መንእሰይ ምፍጣር” ብዝብል ርእሲ ዝተዳለወ ሃገር ለኸ መድረኽ መፃኢ ክጅመር ኢዩ።
እቲ መድረኽ ብዝተፈላለዩ ምዕራፋት ዝተኸፋፈለ እንትኸውን፥ ካብ መላእ ሃገር ዝተውፃእፅኡ ልዕሊ 5 ሚሊየን መናእሰይ ተሳተፍቲ ክኾኑ ኢዮም፡፡
ከም…
ኣብ ምምሕያሽ ስርዓት ጥዕና ምግቢ ኣዴታትን ዕሸል ሃፃናትን ዝዓለመ ወፍሪ መድረኽ ተሳሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ስርዓት ጥዕና ምግቢ ኣዴታትን ዕሸል ሃፃናትን ብዝበለፀ ንምምሕያ ኣብ ዝግበር ፃዕሪ መዳርግቲ ኣካላት ተዋዲዶም ክሰርሑ ከምዝግባእ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ገሊፀን።
“ዝተጠናኸረ ሓበራዊ ፃዕሪ ንዝተመጣጠነ ልምዓት ጥዕና” ብዝብል መሪሕ ቃል…
ኣብ ኖርዌይ ዝርከብ ትካል ሰብሞያታትኢትዮጵያ ንዩኒቨርሲቲታት ዝኸውን 91 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኖርዌይ ዝርከብ ትካል ሰብሞያታትኢትዮጵያ ንህንፀት ዓቕሚ ሓሙሽተ ዩኒቨርሲቲታት ኢትዮጵያ ዝኸውን 91 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ።
እቲ ሓገዘ፥ "ኢትዮጵያን ኖርዌጃን ፕሮፌሽናል ኦርጋናይዜሽን" ዝተብሃለ ትካል ኢዩ ገይሩዎ ተባሂሉ።
ማኔጂንግ…
ውድብ ጥዕና ዓለም ኣብ ኣቢያተ ትምህርቲ መገዲታት መከላኸሊ ኮቪድ ብግቡእ ምትግባሮም ንምርግጋፅ ምስ መዳርግቲ ኣካላት ብምትሕብባር ከምዝሰርሕ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ጥዕና ዓለም ኣብ ኣቢያተ ትምህርቲ መገዲታት መከላኸሊ ኮቪድ ብግቡእ ምትግባሮም ንምርግጋፅ ምስ መዳርግቲ ኣካላት ብምትሕብባር ከምዝሰርሕ ኣፍሊጡ።
ኣብ ኢትዮጵያ ኮቪድ-19 ምግጣሙ ስዒቡ ካብ ዝሓለፈ ዓመት ወርሒ መጋቢት ጀሚረን ኣቢያተ…
ኣመራርሓ ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ዝነበሩ ኮማንደር ግርማይ ናይዝጊ ሓዊሱ 6 ተጠርጠርቲ ዋሕስ ተፈቒዱሎም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣመራርሓ ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ዝነበሩ ኮማንደር ግርማይ ናይዝጊ ሓዊሱ 6 ተጠርጠርቲ ዋሕስ ተፈቒዱሎም።
እቶም ተጠርጠርቲ፥ ኮማንደር ግርማይ ናይዝጊ፣ ጡረተኛ ሰራዊት ምክልኻል ሌተናል ኮሎኔል ገብረማርያም ኣርያ፣ ወይዘሮ ተክለብርሃን በርሀ፣…
ኣብ ዳርፉር ዝርከብ ሓይሊ ዓቃቢ ሰላም ልኡኽቱኡ ዛዚሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ውድብ ሕቡራት መንግስታትን ሕብረት ኣፍሪካ ብጥምረት ኣብ ሱዳን ዳርፉር ዘዋፈሩዎ ሓይሊ ዓቃቢ ሰላም ልኡኽቱኡ ምዝዛሙ ተገሊፁ።
እቲ ሓይሊ ዓቃቢ ሰላም /ዩናሚድ/ ትማሊ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ፥ መንግስቲ ሱዳን ፀፅታን ድሕንነትን ንምሕላው ሓላፍነቱ…
ብ/ጄ ኪዱ ኣለሙ ኣብ ኬንያ ኮይኖም ምስጢር ሃገር ንሓይሊታት ምክልኻል ዝተፈላለያ ሃገራት ይህቡ ከምዝነበሩ ፖሊስ ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ታሕሳስ ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብርጋዴል ጀነራል ኪዱ ኣለሙ ኣብ ኬንያ ኮይኖም ምስጢር ሃገር ንሓይሊታት ምክልኻል ዝተፈላለያ ሃገራት ይህቡ ከምዝነበሩ ፖሊስ ገሊፁ።
መርማሪ ፖሊስ እዚ ዝበለ ተጠርጣሪ ሎሚ መዓ፤ቲ ንሳልሳይ እዋን ናብ ቤት ፍርዲ ኣብ ዝቐረቡሉ እዋን ኢዩ።…
ብብርኪ ሃገር ለኸ ተቓላዕቲ ኤች ኣይቪ ዝኾነ ሰባት ወፍሪ ምርመራን ምጅማር ሕክምናን ዕላዊ ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብብርኪ ሃገር ለኸ ተቓላዕቲ ኤች ኣይቪ ዝኾነ ሰባት ወፍሪ ምርመራን ምጅማር ሕክምናን ዕላዊ ምዃኑ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ።
ሚኒስትር ዲኤታ ጥዕና ዶክተር ደረጀ ዱጉማ፥ ለበዳ ኮቪድ-19 ኣዚዩ ካብ ሞንጎ ዝጎድኦም ግልጋሎታት ሓደ ንኤች ኣይ ቪ…
ኣብ ክልል ትግራይ ህፁፅ ርዳእታ ንዘድሊዮም ወገናት ዝግበር ሓገዝ ተጠናኺሩ ይቕፅል ኣሎ – ዶ/ር ሙሉ ነጋ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ ) ኣብ ክልል ትግራይ ህፁፅ ርዳእታ ንዘድሊዮም ወገናት ዝግበር ሓገዝ ተጠናኺሩ ይቕፅል ከምዘሎ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ግዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ዶክተር ሙሉ ነጋ ገሊፆም።
ኣወዳድባ ካቢኔ ክልል ትግራይ እውን ብምኽንያት ፖለቲካዊ ኣመለኻኽትኡ ዝድፋእ…