Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣብዛ ሃገር ዘሎ እዋናዊ ኩነታት ሰብኣዊ መሰልን ግደ ትካላትን ብዝምልከት መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብዛ ሃገር ዘሎ እዋናዊ ኩነታት ሰብኣዊ መሰልን ግደ ትካላትን ብዝምልከት መድረኽ ዘተ ሎሚ መዓልቲ ይሳለጥ ኣሎ።
እቲ መድረኽ፥ ብጉባኤ ሰብኣዊ መሰል ኢትዮጵያ ዝተሰናድአ አንትኸውን፥ ፓርቲታት ፖለቲካን መራኸብቲ ሓፋሽን ኣብቲ ዘተ ይሳተፉ ከምዘለዉ…
ወ/ሮ ዘርፈሽዋል ንጉሴ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብምዃን ተሸይመን
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ መበል ሻምናይ ቀዳማይ ስሩዕ ጉባኤኡ ሎሚ መዓልቲ የሳልጥ ኣሎ።
ኣብቲ ዝሳለጥ ዘሎ ስሩዕ ጉባኤ ወ/ሮ ዘርፈሽዋል ንጉሴን ኣፈ ጉባኤ እቲ ቤት ምኽሪ ንክኾና ተሸይመን።
ኣብቲ ጉባኤ ኣፈፃፅማ…
ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ምስ ኣመራርሓ ሚኒስቴር ሳይንስን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲን ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ኣመራርሓ ሚኒስቴር ሳይንስን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲን ተዛቲዮም።
እቲ መድረኽ ዘተ ቅድመ ምክልኻልን ጥንቃቐን ኮቪድ 19 ተግባራዊ ብምግባር ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ንምቕፃል…
ኣስታት 30 ሚኢታዊ ኣብያተ ትምህርቲ ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ከምዝጀመራ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብብርኪ ሃገር ኣስታት 30 ሚኢታዊ ኣብያተ ትምህርቲ ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ትማሊ ከምዝጀመራ ሚኒስቴር ትምህርቲ ፌዴሪኢ ገሊፁ።
እቲ ሚኒስቴር ካልኦት ኣብያተ ትምህርቲ እውን ኣብ ቀፃሊ እቲ ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ከምዝጅምራ ኣፍሊጡ።…
ሓይሊታት ምክልኻል ሃገር ተወሰኽቲ ክልተ እዛት ወዲቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊታት ምክልኻል ፌዴሪኢ ዝወሃቡኒ ግዴታታት ብቕልጡፍ ንምፍፃም ዘኽእሉኒ ኢዮም ዝበሎም ተወሰኽቲ ክልተ እዛት ከምዝወደበ ኣፍሊጡ።
እቶም ሓደሽቲ እዛት ኣብዚ ዓመት ናብ ስራሕ ከምዝኣትዉ እውን ተገሊፁ።
ጠቅላይ ኤታማዦር ሹም ሓይሊታት ምክልኻል…
መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ዕስለ ኣምበጣ በረኻ ንምክልኻል ዘገልግሉ ሄሊኮፕተራት ይገጣጥም ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ዕስለ ኣምበጣ በረኻ ንምክልኻል ካብ ወፃኢ ዝመፅኣ ሄሊኮፕተራት ይገጣጥም ኣሎ።
እቲ መገዲ ኣየር፥ ምስ ሚኒስቴር ሕርሻ ብምትሕብባር ኣምበጣ በረኻ ንምጥፋእ ኬሚካል ንምንፃግ ዘገልግላ ሰለስተ ሄሊኮፕተራት ካብ ወፃኢ ምጉዕዓዙ…
ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 723 ሰባት ተረኺቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 6 ሺሕን 546 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 723 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ።
ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 89 ሺሕን 860…
ኣካላት ፀፅታ ልኡላውነት ሃገር ካብ ዝኾነ ይኹን መጥቃዕቲ ንምክልኻል ዘኽእል ቁመና ከምዝፈጠሩ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣካላት ፀፅታ ብፍላይ ሰራዊት ምክልኻል ሃገርን ፖሊስ ፌዴራልን ልኡላውነት ሃገር ካብ ዝኾነ ይኹን መጥቃዕቲ ንምክልኻል ዘኽእል ቁመና ከምዝፈጠሩ ሎሚ መዓልቲ ንኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ ዝሃብዎ መብርሂ…
ክልል ኦሮሚያ ብ4 ነጥቢ 9 ቢሊየን ብር 107 ኣብያተ ትምህርቲ ንምህናፅ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ከቲሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መንግስቲ ክልል ኦሮሚያ ብ4 ነጥቢ 9 ቢሊየን ብር 107 ኣብያተ ትምህርቲ ንምህናፅ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ምስ ኮንትራክተራት ተፈራሪሙ።
ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት ክታሞም ዘንበሩ ሓላፊ ቢሮ ትምህርቲ እቲ ክልል ዶክተር ቶላ በሪሶን፥ መንግስቲ ክልል…
ኣብ ዝሓለፈ በጀት ዓመት 6 ነጥቢ 1 ሚኢታዊ ኢኮኖሚያዊ ዕብየት ተመዝጊቡ ኢዩ – ቀ/ሚ ዶ/ር ኣቢይ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፈ በጀት ዓመት 6 ነጥቢ 1 ሚኢታዊ ኢኮኖሚያዊ ዕብየት ኣብ ኢትዮጵያ ከምዝተመዝገበ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶ/ር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም።
ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ 5ይ ዘበን ስራሕ 6ይ ዓመት ቀዳማይ ፍሉይ ኣኼቡኡ ሎሚ…