Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተትሓዙ ተወሰኽቲ 485 ሰባት እንትርከቡ 9 ሰባት ድማ ህይወቶም ስኢኖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 9 ሺሕን 256 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 485 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ።
ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 64 ሺሕን 786…
ኣብ ኣሜሪካ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ትወልደ ኢትዮጵያውያንን ኣብ ዘለውዎ ብምዃን ታሴራ ትውልዲ ኢትዮጵያ ምሕዳስን ምቕባልን ዝኽእልሉ ስርዓት ተግባራዊ ምዃን…
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኣሜሪካ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ትወልደ ኢትዮጵያውያንን ኣብ ዘለውዎ ብምዃን ታሴራ(Origin ID) ትውልዲ ኢትዮጵያ ምሕዳስን ምቕባልን ዝኽእልሉ ስርዓት ተግባራዊ ምዃን ጀሚሩ።
እቲ ሰርዓት ኤጄንሲ ኢሚግሬሽን ዜግነትን ወሳኒ ኩነትን፣ ኤምባሲ…
1 ሺሕን 440 ኢትዮጵያውያን ካብ ጂዳ ናብ ሃገሮም ከምዝምለሱ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)1 ሺሕን 440 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑዲ ዓረብ፣ ጂዳ ናብ ሃገሮም ኣብ ወርሒ መስከረም 2013 ዓ.ም ከምዝምለሱ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ።
ዳይሬክተር ጄኔራል ጉዳያት ቆንስላ እቲ ሚኒስቴር ኣይተ መስፍን ገብረማርያም፥ እቶም ዜጋታት…
መርሃ ግብሪ ስርዓት ምዝማን ኣተሓሕዛ መረዳእታ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ዕላዊ ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መርሃ ግብሪ ስርዓት ምዝማን ኣተሓሕዛ መረዳእታ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ዕላዊ ኮይኑ።
እቲ መርሃ ግብሪ ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ክሳብ 23 መስከረም 2013 ዓ.ም ከምዝፀንሕ ዝተገለፀ እንትኸውን፥ ስነስርዓት መጀመሪ እቲ መርሃ ግብሪ ልዕሊ 500…
ኣብ ዞባ ደቡብ ትግራይ ዘጋጠመ ዕስለ ኣንበጣ ንምጥፋእ ዘኽእል ነፀጋ ኬሚካል ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ልዕሊ 700 ሄክታር መሬት ዞባ ደቡብ ትግራይ ዘጋጠመ ዕስለ ኣንበጣ ንምጥፋእ ዘኽእል ነፀጋ ኬሚካል ይካየድ ምህላዉ ቢሮ ሕርሻ ልምዓት ገፀርን ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ኣፍሊጡ።
በዓል ሞያ ኣዝርእቲ እቲ ቢሮ ኣይተ ዘነበ ክብረት…
ኢትዮጵያ ነባር በዓል 10፣ 50ን 100ን ኖታት ብር ዝትክኡ ሓደሽቲ ዓይነታት ገንዘብ ዕላዊ ገይራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያ ነባር በዓል 10፣ 50ን 100ን ኖት ገንዘብ ሙሉእ ብሙሉእ ብምቕያር መተዓዳደጊ ዝኸውን ሓዱሽ ዓይነት ገንዘብ ምጥቃም ከምእትጅምር ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣፍሊጦም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ሎሚ መዓልቲ…
ኣብ ኢትዮጵያ ብሰንኪ ቫይረስ ኮሮና ህይወቶም ዝሰኣኑ ሰባት ቁፅሮም ካብ 1 ሺሕ ዛይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 7 ሺሕን 162 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 413 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ።
ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 64 ሺሕን 301…
ላዕለዎት ኣቢያተ ፍርዲ ፌዴራል ኣብ ወርሒ መስከረም ብኽፋል ተዓፂየን ክፀንሓ ኢየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ላዕለዎት ኣቢያተ ፍርዲ ፌዴራል ኣብ ወርሒ መስከረም 2013 ዓ.ም ብኽፋል ተዓፂየን ከምዝፀንሓ ላይለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ኣፍሊጡ።
እዚ ድማ ኣቢያተ ፍርዲ ለበዳ ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል ካብ 10 መጋቢት ክሳብ 10 ሓምለ 2012 ዓ.ም ብኽፋል…
ኣብ ኣውስትራሊያን ኒውዝላንድን ዝነብሩ ኢትዮጵያዊያን ንግድብ ህዳሰ 233 ሺህን 557 ዶላር ህያብን ዕድጊት ቦንድን ፈፂሞም
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኣውስትራሊያን ኒውዝላንድን ዝነብሩ ኢትዮጵያዊያንን ትውልደ ኢትዮጵያዊያንን ንግድብ ህዳሰ 233 ሺህን 557 ዶላር ኣሜሪካ ህያብን ዕድጊት ቦንድን ፈፂሞም።
ኣብተን ሃገራት ዝነብሩ እትዮጵያውያንን ትልዲ እትዮጵያን፥ ኣብ ግድብ ህዳሰ ኣስተዋፅኦ…
ሩባ ኣዋሽ መሊኡ ተፈጥሮኣዊ ዋሕዙ ጥሒሱ ብምውፃእ ክሳብ 30 ኪ.ሜ ኣብ ዘኣክል ቦታ ከምዝተዘርገሐ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሩባ ኣዋሽ መሊኡ ተፈጥሮኣዊ ዋሕዙ ጥሒሱ ብምውፃእ ክሳብ 30 ኪሎ ሜትሮ ኣብ ዘኣክል ቦታ ከምዝተዘርገሐ ተገሊፁ።
እቲ ኣብ ክልል ዓፋር ወረዳ ኣሚባራ ጥሒሱ ዝወፅአ ማይ፥ ኣንፈቱ ናብ ዝራእቲን መንደራትን ብምግባር ኣብ ልዕሊ ዝራእቲን ጉድኣት ኣብ…