Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ባንኪ ዓለም ዕቤት ዓውዲ ሕርሻ ንምድጋፍ 80 ሚሊየን ዶላር ንኢትዮጵያ ሓገዝ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ባንኪ ዓለም ዕቤት ዓውዲ ሕርሻ ንምድጋፍን ኣብ ንኡሽተይ መሬት ዝሓርሱ ሓረስቶት ዝሐሸ ኣማራፂ ንምፍጣርን ዘዓለመ 80 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ንኢትዮጵያ ሓገዝ ገይሩ።
ቦርድ ፈፃሚ ስራሕ ባንኪ ዓለም ኣካል እቲ ባንኪ ዝኾነ ማሕበር ዓለም ለኸ ልምዓት…
ኣብ ሓደሓደ ከባቢታት ዞባ መተከል ዝተፈጠረ ፀገም ፀፅታ ንምርግጋዕን ልዕልነት ሕጊ ንምኽባርን ብዕቱብ እናተሰርሐ ከምዝኾነ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብዚ ሰሙን ኣብ ሓደሓደ ከባቢታት ዞባ መተከል ዝተፈጠረ ፀገም ፀፅታ ንምርግጋዕን ልዕልነት ሕጊ ንምኽባርን ቢሮ ፀፅታን ህንፀት ሰላምን እቲ ክልል ምስ ሰራዊት ምክልኻል ሃገርን ፖሊስ ፌዴራልን ተዋዲዱ ብትኹረት እናሰርሐ ምዃኑ ገሊፁ።
ስለዝኾነ ድማ…
ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተትሓዙ ተወሰኽቲ 700 ሰባት እንትርከቡ 13 ሰባት ድማ ህይወቶም ስኢኖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 10 ሺሕን 24 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 700 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ።
ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 65 ሺሕን 486…
ኣይተ ጃዋር መሓመድን ኣይተ በቀለ ገርባን ንኽራኸቡ ዘቕረቡዎ ስምዕታ ስዒቡ እቲ ኣፈፃፅማ ንምርኣይ ብመሰረት ዝተውሃበ ቆፀሮ ሎሚ መዓልቲ ቤት ፍርዲ ቀሪቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣይተ ጃዋር መሓመድን ኣይተ በቀለ ገርባን ንኽራኸቡ ዘቕረቡዎ ስምዕታ ስዒቡ እቲ ኣፈፃፅማ ንምርኣይ ብመሰረት ዝተውሃበ ቆፀሮ ሎሚ መዓልቲ ቤት ፍርዲ ቀሪቦም
ተወካሊ ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል እውን እቲ ትእዛዝ ከምዝተፈፀመ ናብ ቤት ፍርዲ ቀሪቦም…
ምክትል ከንቲባ ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ ንዝተፈላለዩ ሓለፍቲ ስራሕ ሽመት ሂበን
ኣዲስ በባ፣ 5 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ንዝተፈላለዩ ሓለፍቲ ስራሕ ሽመት ምደባ ስራሕን ሂበን።
ዝተጀመረ ለውጢ ተጠናኺሩ ንኽቕፅልን ብዝተፈላለዩ እዋናት ዝለዓሉ ናይ ህዝቢ ቅሬታታት ንምምላስን ምሽግሻግ ኣመራርሓታትን ሓደሽቲ…
ኣብ መንጎ ፓርቲታት ፖለቲካ ዝግበር ዘሎ ዘተ ተጠናኺሩ ክቕፅል ኣለዎ-ቀ/ሚ ኣቢይ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ መንጎ ፓርቲታት ፖለቲካ ዝግበር ዘሎ ዘተ ተጠናኺሩ ክቕፅል ከምዘለዎ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣፍሊጦም።
ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተሳለጠ መድረኽ ዘተ ሓባራዊ ቤት ምኽሪ ፓርቲታት ፖለቲካ ክሳብ ሐዚ ዝነበረ ጉዕዞን ቀፀልቲ ኣንፈታትን…
ኣብ ክፍለ ከተማ ልደታ ኣብ ሓደ ወርሒ ጥራሕ ንህዳሰ ግድብ ዝኸውን ልዕሊ 71 ሚሊየን ብር ተኣኪቡ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ክፍለ ከተማ ልደታ ኣብ ሓደ ወርሒ ጥራሕ ንዓብዪ ህዳሰ ግድብ ዝኸውን ልዕሊ 71 ሚሊየን ብር ተኣኪቡ።
ክፍለ ከተማ ልደታ ንክፍለ ከተማ ኣራዳ ዋንጫ ህዳሰ ግድብ ዘረከበ እንትኸውን፥ ኣብቲ ስነ-ስርዓት ርኽክብ ብምክትል…
ሩባ ኣዋሽ መሊኡ ዘስዐቦ ሓደጋ ውሕጅ ብዙሕ ጉድኣት የብፅሕ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ )ኣብዚ ዓመት ብዝተፈለየ ምልክዑ ሩባ ኣዋሽ መሊኡ ዘስዐቦ ሓደጋ ውሕጅ ብዙሕ ጉድኣት የብፅሕ ኣሎ።
እቲ ሩባ ኣንፈት ኣብ ዝሰሓተሉ ክልል ዓፋር ድማ ዜጋታት ንኽመዛበሉን ንብረቶም ከዓኑን ካብ ምግባሩ ብተወሳኺ ዝባፅሑ ዝራእቲ ካብ ጥቕሚ ወፃኢ…
ብሓደጋ ውሑጅ ዝተጎድኡ ዜጋታት ንምድጋፍ ህፁፅን ዘላቒን ተግባራት ብምፍላይ ይስራሕ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ብሓደጋ ውሑጅ ዝተጎድኡ ዜጋታት ንምድጋፍ ዘኽእል ህፁፅን ዘላቒን ተግባራት ብምፍላይ ይስራሕ ምህላዉ ተገሊፁ።
ኣብ ኢትዮጵያ ዘጋጠመ ሓደጋ ውሑጅ ብዝምልከት ሚኒስትር ሰላም ወይዘሮ ሙፈሪያት ካሚልን ሚኒስትር ማይ መስኖን ኢነርጂን ዶክተር ኢንጂነር…
ኣብ 31 ትካላት ዝተፈላለዩ ክፍተታት ድሕንነት ሳይበር ከምዝፈለየ ኤጀንሲ ድሕንነት መርበብ ሓበሬታ ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኤጀንሲ ድሕንነት መርበብ ሓበሬታ ኣብ በጀት ዓመት 2012 ዓ.ም ብዝገበሮ ኦዲት ድሕንነት ሳይበር ኣብ 31 ትካላት ተቓላዕነት ጥቕዓት ሳይበር ከምዝፈለየን ክእረሙ ከምዝገበረን ገሊፁ።
ሓላፊ ኦዲት ድሕንነት ሳይበርን ኢቫሉዌሽን ዲቪዥንን እቲ ኤጀንሲ…