Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ሓይሊ ኣየር ፌዴሪኢ ን1 ሺሕን 29 መኮንናት ሓይሊ ኣየር ዕብየት መዓርግ ሂቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሓይሊ ኣየር ፌዴሪኢ ን1 ሺሕን 29 መኮንናት ሓይሊ ኣየር ዕብየት መዓርግ ሂቡ።
ዋና ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር ፌዴሪኢ ጀነራል ይልማ መርዳሳ ነቲ ዕብየት መዓርግ ሂቦም።
እቲ መዓርግ ዕብየት ንተወሳኺ ሓላፍነት ዝዕድም ብምዃኑ፥ እቶም መኮንናት ዝተጀመሩ…
ዶ/ር ሙላቱ ተሾመ ምስ ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫኪር ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፍሉይ መልእኽተኛ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድን ነበር ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢን ዶ/ር ሙላቱ ተሾመ ምስ ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫኪር ተዛቲዮም።
ኣብቲ ኣብ ደቡብ ሱዳን ጁባ ዝተኻየደ መድረኽ ዘተ፥ ባህጊ ክልቲአን ሃገራት ብዘማልእ መልክዑ…
ዩኒቨርሲቲታት ወላይታ ሶዶን ሚዛን ቴፒን ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ትምህርቲ ዘሰልጠኑዎም ተምሃሮ ኣመሪቖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2012(ኤፍ.ቢ.ሲ)ዩኒቨርሲቲታት ወላይታ ሶዶን ሚዛን ቴፒን ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ትምህርቲ ዘሰልጠኑዎም ተምሃሮ ኣመሪቖም፥
ዩኒቨርሲቲ ወላይታ ሶዶ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ትምህርቲ ብቀዳማይን ካልኣይን ዲግሪ ዘሰልጠኖም 1 ሺሕን 79 ተምሃሮ ኣመሪቑ።
ፕሬዚዳንት እቲ…
3 ጳጉሜን መዓልቲ ኣምባሳደራት ኮይና ብዝተፈላለዩ ምድላዋት ተኸቢራ ውዒላ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜ፣2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሰለስተ ጳጉሜን መዓልቲ ኣምባሳደራት ኮይና “ኣነ እውን ንኸተማይ ኣምባሳደር ኢየ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ብዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት ተኸቢራ ውዒላ።
እቲ መርሃ ግብሪ፥ ብመዓርግ ምክትል ከንቲባ መተሓባባሪ ግልጋሎት ወሃብቲ ትካላት መንግስቲ እቲ ምምሕዳር…
ንለበዳ ቫይረስኮሮና ብዘየቃልዕ መገዲ ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ንምጅማር ዘኽእል መፅናዕቲ ተኻይዱ-ሚኒስቴር ትምህርቲ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ንለበዳ ሕማም ቫይረስኮሮና ብዘየቃልዕ መገዲን ብጥንቃቐን ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ኣብ ሓዱሽ ዓመት ንምጅማር ዘኽእል መፅናዕቲ ምክያዱ ሚኒስቴር ትምህርቲ ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ።
ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣይተ ሚሊዮን ማቲዎስ፥ ምዝገባ ተምሃሮ…
ቤት ፍርዲ ኣብ ልዕሊ ኣይተጃዋር ሓዊሱ ክሳብ ታራ ቁፅሪ 10 ዘለዉ ተጠርጠርቲ ዓቃቢ ሕጊ ክሳብ 8 መስከረም 2013 ዓ.ም ክሲ ንኽምስርት ብይን ሂቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ብርኪ መጋባእያ ፌዴራል ታረኛ ቆፀሮ ምድብ ኣራዳ፤ ኣብ ልዕሊ ኣይተጃዋር ሓዊሱ ክሳብ ታራ ቁፅሪ 10 ዘለዉ ተጠርጠርቲ ዓቃቢ ሕጊ ክሳብ 8 መስከረም 2013 ዓ.ም ክሲ ንኽምስርት ብይን ሂቡ።
እቲ ቤት ፍርዲ፥ ኣብ ልዕሊ ኣይተ ጃዋር መሓመድን…
ዓመታዊ ኣኼባ ኣምባሳደራት ተዛዚሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ዋና ቤት ዕዮ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ፣ ኣምባሳደራትን ቆንስላ ጀነራላትን ከካይዱዎ ዝቐነዩ ዓመታዊ ኣኼባ ተዛዚሙ።
እቲ ኣኼባ “ዲፕሎማሲያዊ ልኡኽቶና ንሃገራዊ ምዕባለና” ብዝብል መሪሕ ቃል ኢዩ ንዝሓለፉ 15 ተኸታተልቲ…
ኣብ ኢትዮጵያ ተወሰኽቲ 976 ሰባት ብቫይረስ ኮሮና እንትተሓዙ 15 ሰባት ድማ ህይወቶመ ስኢኖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 19 ሺሕን 449 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 976 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ።
ኣብ ኢትዮጵያ ብምኽንያት ቫይረስ ኮሮና ህይወቶመ ዝሓለፉ ሰባት…
ብምኽንያት ሓደጋ ውሕጅ ጉድኣት ንዝበፅሖም 600 ሺሕ ዜጋታት ሰብኣዊ ርዳእታን ሓገዝን ተገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብምኽንያት ሓደጋ ውሕጅ ጉድኣት ንዝበፅሖም 600 ሺሕ ዝኾኑ ዜጋታት ሰብኣዊ ርዳእታን ሓገዝን እናተገበረ ከምዝኾነ ብሄራዊ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ ኣፍሊጡ።
ኣብዚ ሰሙን ካብ በዓል መዚ ልምዓት ተፋሰሳት፣ ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ፣…
5 ሚኢታዊ ብፅሒት ኢትዮ ቴሌኮም ንዜጋታት ኢትዮጵያ ብኣክሲዮን ከምዝሽየጥ ተገለፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ስራሕቲ ምምሕያሽ ዘፈር ቴሌኮሙኒኬሽን ኣድሂቡ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ልዝብ ተኻይዱ።
ኢትዮ ቴሌኮም ብኽፋል ላብ ውልቀ ንምዝውዋርን ተወሰኽቲ ኮርፖሬሽናት ቴሌኮም ናብ ውሽጢ ዓዲ ንምእታው ዝተወሰነ ከይዲ ውሳነ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር…