Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ሚኒስትር ምትሕብባር ዳያስፖራን ኢሚግሬሽንን እስራኤል ታማኖ ሺታ ተዛቲየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ሚኒስትር ምትሕብባር ዳያስፖራን ኢሚግሬሽንን እስራኤል ታማኖ ሺታ ተዛቲየን።
ኣብቲ እዋን ዘተ ድማ ሚኒስትር ታማኖ ሺታ ናብ ኢትዮጵያ ምምፀአን ሓጎስ ከምዝተሰመዐን ምግላፀን ካብ ቤት ፅሕፈት…
ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ጣሊያን ዘነቡ ታደሰ ምስ ፕሬዚዳንት ሴኔት ጣሊያን ተዛቲየን
ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ሕዳር ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ጣሊያን ዘነቡ ታደሰ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኢትዮጵያን ክልተኣዊ ጉዳያትን ኣድሂበን ምስ ፕሬዚዳንት ሴኔት ጣሊያን ማሪያ ኤሊዛቤታ ካሴላቲ ተዛቲየን።
ኣምባሳደር ዘነቡ ታደሰ እዋናዊ ኩነታት ኢትዮጵያ ዝምልከት ኣብቲ…
ጉጅለ ኮማንዶን ምርመራ ገበንን ፖሊስ ፌዴራል ናብ መቐለ ኣቲዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ጉጅለ ኮማንዶን ምርመራ ገበንን ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ናብ መቐለ ምእታዉ ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ኣፍሊጡ።
እቲ ናብ መቐለ ዘኣተወ ጉጅለ፥ ምስ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ብምውዳድ ተደላዪ ጉጅለ ህወሓት እናሃደነ ከምዝኾነ ተገሊፁ።…
ኣብ ከተማ መቐለ ብዝተገበረ ተፍቲሽ መኽዘን ኣፅዋር ኩይናት እቲ ጉጅለ ጥፍኣት ተታሒዙ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ህዳር ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ መቐለ ብዝተገበረ ተፍቲሽ መኽዘን ኣፅዋር ኩይናት እቲ ጉጅለ ጥፍኣት ተታሒዙ።
ብመሰረት እዚ ሰለስተ ኮንቴይነር ጠበንጃ፣ ብኣሽሓት ዝቑፀሩ ጠያይቲ፣ ክላሽንኮቭ፣ ስናይፐር፣ መንብዒ ቡምባን ፈንጅታትን ተታሒዞም ኣለዉ።
ብተወሳኺ…
ጋዜጠኛ ዳዊት ከበደ ብዝተጠርጠረሉ ገበን ቤት ፍርዲ ቀሪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ጋዜጠኛ ዳዊት ከበደ ብዝተጠርጠረሉ ገበን ሎሚ መዓልቲ ቤት ፍርዲ ቀሪቡ።
እቲ ተጠርጣሪ ዝተዛበዐ ሓበሬታ ብምቕራብን ጎንፂ ብምቕስቃስን ሕገ መንግስቲን ሕገ መንግስታዊ ስርዓትን ንምፍራስ እንትንቀሳቐስ ነይሩ ኢዩ ብምባል መርማሪ ፖሊስ ንመጋባእያ…
ኣገልግሎት ቴሌኮም ኣብ ኣላማጣ ሙሉእ ብሙሉእ እንትጅምር ኣብ ካልኦት ከባቢታት ትግራይ ድማ ብኸፋል ጀሚሩ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣገልግሎት ቴሌኮም ኣብ ከተማ ኣላማጣ ሙሉእ ብሙሉእ እንትጅምር ኣብ ካልኦት ከባቢታት ትግራይ ድማ ብኸፋል ከምዝተጀመረ ኢትዮ ቴሌኮም ኣፍሊጡ።
ብኽፋል ዝተጀመረሎም ከባቢታት ዳንሻ፣ በተርካን፣ ሑመራ፣ ሸራሮ፣ ማይፀብሪን ማይካድራን ኢዮም።
ኣብ…
መንግስቲ ሕጊ ናይ ምኽባር ስርሑ ብምዝዛም ናብ ልምዓት ንክምለስ እንገብሮ ምትሕብባር ኣጠናኺርና ክንቅፅል ኢና-ተጋሩ ነበርቲ ኣዲስ ኣበባ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ህዳር፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)መንግስቲ ሕጊ ናይ ምኽባር ስርሑ ኣብ ዝሓፀረ እዋን ብምዝዛም ናብ ናይ ልምዓት ስርሑ ንክምለስ እንገብሮ ምትሕብባር ኣጠናኺርና ከምዝቕፅሉ ተጋሩ ነበርቲ ኣዲስ ኣበባ ገሊፆም።
ኣብ ኩለን ክፍላተ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝነብሩ ተጋሩ ኣብ ሃገራዊ እዋናዊ…
ኣብ ከተማ ዳንሻ ህዝባዊ ድጋፍ ሰልፊ ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ዳንሻ ህዝባዊ ድጋፍ ሰልፊ ይካየድ ኣሎ።
ኣብቲ ሰልፊ እቲ ህዝቢ ንጁንታ ህወሓት ብምውጋዝ መልእኽቲታት ኣመሓላለፉ።
ንቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስጋና ብምቕራብ፥ ኣብ ዝግበር ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ኣብ ጎድኖም ከምዝስለፉ…
ኣፈፃፅማን ትልምን ፕሮጀከት ውሕስነት ምግቢ ከተማታት ብዝምልከት ዘተ ይግበር ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣፈፃፅማን ትልምን ፕሮጀክት ውሕስነት ምግቢ ከተማታት ብዝምልከት ዘተ ይግበር ኣሎ።
ስትሪንግ ኮሚቴ ፕሮጀከት ውሕስነት ምግቢ ከተማታት ኣብ ዝገብሮ ዘሎ ዘተ፥ ኣብዚ በጀት ዓመት ናብቲ ፕሮጀክት ዝተሓወ3ሱ 72 ከተማታት ናብ ተግባር ምእታው ኣብ…
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተፈንጀረ ቡምባ ምንም ዓይነት ዘብፅሖ ጉድኣት የለን – ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተፈንጀረ ቡምባ ምንም ዓይነት ዘብፅሖ ጉድኣት የለን ክብል ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ።
ሎሚ ንጎሆ ሰዓት 1: 30 ኣብ ክፍለ ከተማ ቦሌ ፍሉይ ስሙ ኣደባባይ ጎርጎርዮስ ኣብ ዝበሃል ከባቢ ኣብ ዝርከብ ሓደ መዋህለሊ/ገንዳ…