Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ህንፀት ፕሮጀክት መገዲ ዲማ- ራድ ተዛዚሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያ ምስ ደቡብ ሱዳን ዘተኣሳስር ህንፀት ፕሮጀክት መገዲ ዲማ- ራድ ከምዝተዛዘመ በዓል መዚ መገዲታት ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
እቲ ህንፀት መገዲ 60 ነጥቢ 2 ኪሎ ሜትር ንውሓት ዘለዎ ህንፀት መገዲ ኣስፋልት ኮንክሪት ምዝዛሙ መማረፂ…
ብሚኒስትር ዲኤታ ጥዕና ደ/ር ደረጀ ዱጉማ ዝተመርሐ ጉጅለ ኣብ ማእኸላት ሕክምና ዞባታት ሰሜንን ደቡብን ወሎ ዑደት ኣካይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብሚኒስትር ዲኤታ ጥዕና ደክተር ደረጀ ዱጉማ ዝተመርሐ ዝተፈላለዩ ሓለፍቲ ስራሕ ትካላት ዘካተተ ጉጅለ ኣብ ማእኸላት ሕክምና ዞባታት ሰሜንን ደቡብን ወሎ ተረኺቡ ዑደት ኣካይዱ።
እቲ ብዶክተር ደረጀ ዱጉማ ዝተመርሐ ጉጅለ፥ ካብ ሚኒስቴር ጥዕና፣ ኤጀንሲ…
ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኣብ ዘሰናደኦም ዝተፈላለዩ መምርሒታት ኣድሂቡ ምስ ዝተፈላለዩ መዳርግቲ ኣካላት ተዛቲዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ኣብ ዘሰናደኦም ዝተፈላለዩ መምርሒታት ኣድሂቡ ምስ ዝተፈላለዩ መዳርግቲ ኣካላት ተዛቲዩ።
እቲ ቦርድ ብኣዋጅ 1162/2011 ዝተውሃቦ ስልጣን መሰረት ብምግባር ዝተፈላለዩ መምርሒታት ብምስንዳእ ቅድሚ ምፅዳቖም ምስ ዝምልከቶም…
ኣምባሳደር ታዬ ንኣማኻሪት ዋና ፀሓፊ ምክልኻል ገበን ምፅናት ዘርኢ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ክልል ትግራይ ብዛዕባ ዘሎ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ መብርሂ ሂቦም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ቀዋሚ መልእኽተኛ ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ንኣማኻሪት ዋና ፀሓፊ ምክልኻል ገበን ምፅናት ዘርኢ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ፕራሚላ ፓተን ኣብ ክልል ትግራይ ብዛዕባ ዝካየድ ዘሎ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ መብርሂ ሂቦም።…
ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 418 ሰባት ተረኺቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 4 ሺሕን 963 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 418 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ።
ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 106 ሺሕን 203…
ሩሲያ ብዝኾነ ይኹን ኩነታት ኣብ ጎኒ ኢትዮጵያ ከምትኸውን ገሊፃ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ቀዋሚ ኮሚቴ ርክብ ወፃኢን ሰላምን ምስ ጉጅለ ምሕዝነት ሩሲያ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካየዱዎ ዘተ ሩሲያ ብዝኾነ ይኹን ኩነታት ኣብ ጎኒ ኢትዮጵያ ከምትኸውን ገሊፃ።
ሩሲያ እዚ ዝገለፀት፥ ብኣምባሳደር ኤቭጊኒ ቴሬክሂ ዝተመርሐ ኣርባዕተ ኣባላት ዝሓዘ ጉጅለ…
20 ኩንታል ካናቢስ ዝተብሃለ መዓወኒ ሓሽሽ እናጓዓዓዙ ዝተረኸቡ ተጠርጠርቲ ኣብ ትህቲ ቁፅፅር ውዒሎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር ፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ኣብ ክልል ሲዳማ ጣቢያ መቆፃፀሪ ጉምሩክ ጤጢቻ 20 ኩንታል ካናቢስ ዝተብሃለ መዓወኒ ሓሽሽ እናጓዓዓዙ ዝተረኸቡ ተጠርጠርቲ ኣብ ትህቲ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ተገሊፁ።
ኣብ ኮሚሽን ጉምሩኽ ፌዴራል ምኽትል መካየዲ ስራሕ ጨንፈር ቤጥ ፅሕፈት ሃዋሳ ተገዛኢነት…
ምስ ኣይ ኤስ ርክብ ብምፍጣር ተግባር ግብረ ራዕዲ ንምፍፃም እናተንቀሳቐሰ ዝነበረ ተጠርጣሪ ቤት ፍርዲ ቀሪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ምስ ኣይ ኤስ ርክብ ብምፍጣር ተግባር ግብረ ራዕዲ ንምፍፃም እናተንቀሳቐሰ ዝነበረ ተጠርጣሪ ቤት ፍርዲ ቀሪቡ።
ተፈራ በላይ ወይ ድማ እንድሪስ ተባሂሉ ከምዝፅዋዕ እቲ ተጠርጣሪ ንቤት ፍርዲ ኣመዝጊቡ።
ፖሊስ ፌዴራል ብግድኡ፥ ተጠርጣሪ ብዙሕ…
289 ኢትዮጵያውያን ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሕዳር ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)289 ኢትዮጵያውያን ዜጋታት ሎሚ መዓልቲ ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም።
ካብ ሞንጎ እቶም ዝተመለሱ ዜጋታት 230 ደቂ ኣንስትዮ፣ 54 ዝኾኑ ድማ ሰገናትን ዕድሚኦም ትሕቲ ሓደ ኣመት ከምዝኾኑን ሓሙሽተ ድማ ደቂ ተባዕትዮ ኢዮም ተባሂሉ፡፡…
ኢትዮጵያ ድኽነት ንምጥፋእ ኣብ ትገብሮ ፃዕሪ ቻይና ኣብጎና ደው ከምትብል ኣይተ ደመቀ መኮንን ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ኢትዮጵያ ድኽነት ንምጥፋእን ጎደና ዕቤታ ንምዕትን ኣብ ትገብሮ ፃዕሪ ቻይና ኩልግዘ ኣብጎና ደው ከምትብል ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ፌዴሪኢ ኣይተ ደመቀ መኮንን ገሊፆም።
ኣይተ ደመቀ መኮንን እዚ ዝበሉ መበል 50 ዓመት…