Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ 10 ሓደሽቲ ሹመታት ሂቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ 10 ሓደሽቲ ሹመታት ሂቦም።
ብመሰረት እዚ፦
1. ዶ/ር ቀንዓ ያደታ፥ ሚኒስትር ምክልኻል ሃገር
2. ዶ/ር ጌድዮን ጢሞቴዎስ፥ ላዕለዋይ…
ላዕለዋይ ዓቃቤ ሕጊ ከይዲ ቀዳማይ ምርመራ መዝገብ እኒ ኣይተ ጃዋር መሓመድ ብዝምልከት ዝሃቦ መግለፂ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ትማሊ ኣይተ ጃዋር መሓመድ ሓዊሱ ኣብ ልዕሊ ሸሞንተ ተጠርጠርቲ መሰኻኽር ቀዳማይ ምርመራ ንምድማፅ ዝተትሓዘ ቆፀሮ ኣይተ ጃዋር መሓመድ አሒሙኒ ኢዩ ብምባሎም ኣይተኻየደን።
ስለዝኾነ ቤት ፍርዲ እቲ ከይዲ ምስማዕ መሰኻኽር ንምክያድ ንሳልሳይ ግዘ…
ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 1 ሺሕን 460 ሰባት እንትርከቡ 16 ሰባት ድማ ህይወቶም ስኢኖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ነሓሰ፣ 2012(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 19 ሺሕን 747 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 1 ሺሕን 460 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ።
ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ…
ኣብ ትግራ ተወሰኽቲ 192 ሰባት ቫይረስ ኮሮና ተረኺብዎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ውሽጢ 1 ሺሕን 253 ሰባት ምርመራ ላብራቶሪ ተገይሩሎም 192 ሰባት ቫይረስ ኮሮና ከምዝተረኸቦም ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ፡፡
ሎሚ መዓልቲ ኣብ ማእኸል መሐከሚ ኣክሱም ኣብ ክትትል ሕክምና ዝነበራ…
ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ኣድሂቡ ብምዝታይ ኣንፈጥ ኣቐሚጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ሎሚ መዓልቲ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ሃገራዊን ጉዳያት ፓርቲን ኣድሂቡ ተዛቲዩ።
በቲ ፓርቲ ዘተ ተገይሩሎም ኣብ ድምዳመ ዝተበፅሐሎምን ዝተቐመጡ ኣንፈታትን ኣመልኪቱ መግለፂ ኣውፂኡ።
እቲ ኮሚቴ ኣብ መግለፂኡ፥ ኣብ…
ኣብ ኢድ ኣይተ ልደቱ ኣያሌው ዝተረኸበ ሽጉጥ ብሄራዊ ግልጋሎት ሓበሬታን ድሕንነትን ከምዘየዕጠቖም መርማሪ ፖሊስ ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብሄራዊ ግልጋሎት ሓበሬታን ድሕንነትን ኣብ ኢድ ኣይተ ልደቱ ኣያሌው ዝተረኸበ ሽጉጥ ከምዘየዕጠቖምን እቲ ሽጉጥ ብሽም ኢሳያስ ወልደጊዮርጊስ ዝተብሃለ ውልቀ ሰብ ዝተመዝገበ ኢዩ ዝብል መልሲ ከምዝሃበ መርማሪ ፖሊስ ገሊፁ።
ሎሚ መዓልቲ ንሳልሳይ ግዘ…
ባይቶ ክልል ሃረር ስሩዕ ኣኼቡኡ የሳልጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ባይቶ ክልል ሃረር 5ይ ዙር 5ይ ዓመት ዘበን ስራሕ 2ይ ስሩዕ ኣኼቡኡ የሳልጥ ኣሎ።
ኣፈ ጉባኤ እተ ባይ ወይዘሮ ሚስራ ዓብደላ፥ “እንርከበሉ እዋን ሓዱሽ ኣመራርሓ ለውጢ ብዙሓት ዓበይቲ ስራሕቲ እናሰርሐ ዝርከበሉን ሓድነት ህዝቢታት ኢትጵጵያ…
ኣብ ክልል ጋምቤላ ዝህነፅ ዘሎ ፕሮጀክት መፈልፈሊ ሓይሊ ፀሓይ ኣፈፃፅሙኡ 74 ሚኢታዊ በፂሑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክልል ጋምቤላ ዞባ ኣኝዋክ ዝርከብ ፕሮጀክት መፈልፈሊ ሓይሊ ፀሓይ ኣፈፃፅሙኡ 74 ሚኢታዊ ምብፅሑ ኣብ ክልል ጋምቤላ ዝርከብ ቤት ፅሕፈት ሃገር ለኸ ቀረብ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኣፍሊጡ።
ኣብ 5 ሺሕን 950 ካሬ ሜትሮ ዝዓረፈ እቲ ፕሮጀክት፥ 425…
ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ዘተ የሳልጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ካብ ፈፀምቲ ስራሕ ክልላት ዝቐረቡ ፀባፃባት ንምግምጋም ዘተ ምጅማሩ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣፍሊጦም።
እቶም ቀዳማይ ሚነሲትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስቡክ ገፆም ከምዝገለፁዎ፥ ፈፃሚ ስራሕ እቲ…
ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያ ምስ ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኔዘርላንድ ብምትሕብባር ብር 1 ነጥቢ 6 ሚሊየን ዝግመት ሓገዝ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያ ምስ ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኔዘርላንድ ብምትሕብባር ብር 1 ነጥቢ 6 ሚሊየን ዝግመት ቀረበረ መረገረቢ ብሓገዝ ኣበርኪቱ።
ለበዳ ቫይረስ ኮሮና ብዘስዓቦ ፅዕንቶ ንፀገም ዝተቓልዑ ካብ ክፍለ ከተማታት ኣዲስ ከተማ፣…