Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣብ ውሽጢ ሓደ ወርሒ ጥራሕ ልዕሊ ብር 116 ሚሊየን ንግድብ ህዳሰ ዝኸውን ኣታዊ ተኣኪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ዙር ምምላእ ማይ ግድብ ህዳሰ ምስተሳለጠ ኣብ ውሽጢ ሓደ ወርሒ ጥራሕ ልዕሊ ብር 116 ሚሊየን ንግድብ ህዳሰ ዝኸውን ኣታዊ ተኣኪቡ።
ቤት ፅሕፈት ብሄራዊ ቤት ምኽሪ ህዝባዊ ተሳትፎ ግድብ ህዳሰ ቀዳማይ ዙር ምምላእ ማይ መስተሳለጠ ነቲ ገድብ…
32 ኣባላት ኦነግ ሸኔ ምስ ሙሉእ ዕጥቆም ኢዶም ንመንግስቲ ሂቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ናይ ትፍኣት ልኡኽቶ ተቐቢሎም እናተንቀሳቐሱ ዝነበሩ 32 ኣባላት ኦነግ ሸኔ ምስ ሙሉእ ዕጥቆም ኣብ ዞባ ምዕራብ ጉጂ ኢዶም ንመንግስቲ ሂቦም።
ኦሮሞ ነፃ ነውፅእ ብዝብል ሽፋን ምቕታል ላዕለዎት ሰብ መዚ፣ ምትዕንቓፍ ህንፀ ግድብ ህዳሰን ካልኦት…
ባይቶ ክልል ሃረሪ ልዕሊ 2 ነጥቢ 5 ቢሊየን ኮይኑ ዝቐረበሉ በጀት ዓመተ 2013 እቲ ክልል ኣፅዲቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ባይቶ ክልል ሃረሪ ልዕሊ 2 ነጥቢ 5 ቢሊየን ኮይኑ ዝቐረበሉ በጀት ዓመተ 2013 እቲ ክልል ኣፅዲቑ።
ባይቶ ክልል ሃረሪ 5ይ ዙር 5ይ ዓመት ዘበን ስራሕ 2ይ ስሩዕ ጉባኤኡ ትማሊ እውን ቀፂሉ ኣካይዱ።
እቲ ባይቶ ኣብ ናይ ትማሊ ውዕሉኡ ብር…
ኣብ ኢትዮጵያ 1 ሺሕን 386 ሰባት ብቫይረስ ኮሮና እንትተሓዙ 28 ሰባት ድማ ህይወቶም ስኢኖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2012(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ናይ ትማሊ ፀብፃብ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 22 ሺሕን 101 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስ ኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 1 ሺሕን 386 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ።
ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ…
ወይዘሮ ኣዳነሽ ኣበቤ ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብምዃን ተሸይመን
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ወይዘሮ ኣዳነሽ ኣበቤ ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብምዃን ተሸይመን።
ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝነበሩ ኢንጂነር ታከለ ኡማ ሎሚ መዓልቲ ብብርኪ ፌዴራል ኣብ ዝተውሃበ ሹመት፥ ሚኒስትር ማዕድንን ነዳዲን ንክኾኑ…
ኣምነስቲ ኢንተርናሽል ቅድመ ሐዚ ኢትዮጵያ ብዝምልከት ዘውፅኦ ፀብፃብ ስሕተት ከምዝኾነ ብምግላፅ ይቕሬታ ሓቲቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምነስቲ ኢንተርናሽል ቅድመ ሐዚ ኢትዮጵያ ብዝምልከት ዘውፅኦ ፀብፃብ ስሕተት ከምዝኾነ ብምግላፅ ይቕሬታ ሓቲቱ።
ኣምነስቲ ኢንተርናሽል ዝተብሃለ ትካል ኢትዮጵያ ብዝምልከት ዘውፅኦ ተንቀሳቓሲ ምስሊ ዝተሰሓሓተ መረዳእታ ከምዝኾነ ብምርግጋፅ ካብ መርበብ…
ቤት ፍርዲ ሃጫሉ ሁንዴሳ ብምቕታል ተጠርጢሮም ኣብ ቁፅፅር ኣብ ልዕሊ ዝወዓሉ ውልቀ ሰባት ፖሊስ ምርመራ ንክገብር ተወሳኺ 10 መዓልቲ ፈቒዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃጫሉ ሁንዴሳ ብምቕታል ተጠርጢሮም ኣብ ቁፅፅር ዝወዓሉ ጥላሁን ያሚን ኣብዲ ኣለማየሁን ሎሚ መዓልቲ ቤት ፍርዲ ዝቐረቡ እንትኾኑ፥ ፖሊስ ምርመራ ንክገብር ቤት ፍርዲ ተወሳኽቲ 10 መዓልቲ ፈቒዱ።
ኣብ ቀዳማይ ደረጃ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ኣራዳ ምድብ…
ንመተኣኻኸቢ እቶት ፕሮጀከት መኣዲ ሃገር ድጋፍ ንምግባር ዘኽእል መልእኽቲ ቁፅሪ 333 ዕላዊ ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ንመተኣኻኸቢ እቶት ፕሮጀከት መኣዲ ሃገር ድጋፍ ንምግባር ዘኽእል መልእኽቲ ቁፅሪ 333 ዕላዊ ኮይኑ።
ንመኣዲ ሃገር ኢትዮጵያውያን፣ ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ፈተውቲ ኢትዮጵያን ንምዕባለ ኢትዮጵያ ኣሰሮም ዘንብርሉ ንክኸውን ዝተሰናድአ መርሃ ግብሪ ምዃኑ…
ኣብ ክልል ዓፋር ብሓደጋ ውሑጅ ዝተኸበቡ ወገናት ብሄሊኮፕተር ናይ ምውፃእ ስራሕ ምዝዛሙ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክልል ዓፋር ብሓደጋ ውሑጅ ተኸቢቦም ዝነበሩ ወገናት ብሄሊኮፕተር ናይ ምውፃእ ስራሕ ምዝዛሙ ቤት ፅሕፈት ምክልኻል ሓደጋን ውሕስነት ምግብን እቲ ክልል ኣፍሊጡ።
ኣባላት ምክልኻል ሃገርን ሓይሊ ኣየርን ንዘበርከትዎ ኣስተዋፅኦ መንግስቲን ህዝብን…
ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ 10 ሓደሽቲ ሹመታት ሂቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ 10 ሓደሽቲ ሹመታት ሂቦም።
ብመሰረት እዚ፦
1. ዶ/ር ቀንዓ ያደታ፥ ሚኒስትር ምክልኻል ሃገር
2. ዶ/ር ጌድዮን ጢሞቴዎስ፥ ላዕለዋይ…