Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ዓዉዲ ቱሪዝም ንምንቕቓሕ ዘኽእል ስምምዕነት ተኸቲሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ፣ ሚኒስቴር ቱሪዝምን ግልጋሎት ዜግነት ኢሚግሬሽንን ዓዉዲ ቱሪዝም ንምንቕቓሕ ዘኽእል ስምምዕነት ተፈራሪሞም፡፡
ሚኒስትር ቱሪዝም ሰላማዊት ካሳ ፣ ዋና ዳይሬክተር ግልጋሎት ዜግነትን ኢሚግሬሽንን ሰላማዊት ዳዊትን ዋና ፈፃሚ…
ዞባዊ ኣኼባ ሰላም ድሕንትን ኢጋድ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዞባዊ ኣኼባ ሰላም ድሕንትን በይነ መንግስታት ልምዓት ምብራቕ ኣፍሪካ (ኢጋድ) ኣብ ኣዲስ ኣበባ እናተኻየደ ይርከብ፡፡
ኣብቲ መድረኽ ዋና ፀሓፊ ኢጋድ ወርቅነህ ገበየሁ (ዶ/ር)፣ ዳይሬክተ ፕሮግራም ሰላምን ድሕንነትን ኢጋድ ከምኡ እውን ዝተፈላለዩ…
ኣብ ባህርዳር እናተኻየዱ ዝርከቡ ስራሕቲ ልምዓት ነታ ከተማ ዘዉቅቡ እዮም – ም/ቀ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ከተማ ባህርዳር ስራሕቲ ትሩፋት ሌማትን ካልኦት ስራሕቲ ልምዓትን ተዓዚቦም፡፡
ኣብ መርሃ ግብሪ እቲ ዑደት ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣረጋ ከበደ ሓዊሱ ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ…
ኢትዮጵያን ስዊድንን ምትሕብባረን ንምጥንኻር ዘትየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ዲኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ምስ ሚንስትር ዲኤታ ፍትሒ ስዊድን ኣንደርሽ ሆል ተመያይጦም፡፡
ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣብቲ እዋን ÷ ኢትዮጵያን ስዊድንን ነዊሕ ዓመታት ዘቑፀረ ክልተኣዊ ርክብ ከምዘለወን ኣልዒሎም፡፡
ኣብ…
ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ፀጋ ፍሉያት ዞባ ኢንዱስትሪ ኢትዮጵያ ኣፋሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኣብ ቶክዮ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ መበል 33 ፎረም ኢንቨስትመንት እስያ፣ ዓረብን ኣፍሪካን ፀጋ ፍሉያት ዞባ ኢንዱስትሪ ኢትዮጵያ ኣፋሊጡ፡፡
ዋና ፈፃሚ ስራሕ እቲ ኮርፖሬሽን ፍሰሃ ይታገሱ (ዶ/ር)÷…
ኢትዮጵያን ኣርጀንቲናን ኣብ ዓዉዲ አቪዬሽን ምትሕብባረን ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዋና ዳይሬክተር በዓል መዚ ሲቪል ኣቪዬሽን ኢትዮጵያ ጌታቸው መንግስቴ ምስ ኣምባሳደር ኣርጀንቲና ኣብ ኢትዮጵያን ኢግናሲዮ ሮካታግሊያታ ዘትዮም፡፡
ኣብ ዘተኦም ቅድሚ ሓደ ወርሒ ኣብ ኣርጀንቲና ቦነስኣይረስ ብብርኪ ሓፂር ፊርማ ዝተዛዘመ ግልጋሎት…
ንጎረባቲ ሃገራት ካብ ዝቐረበ መሸጣ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ልዕሊ 61 ሚሊዮን ዶላር ኣታዊ ተረኪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ንጎረባብቲ ሃገራት ካብ ዝቐረበ መሸጣ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ልዕሊ 61 ሚሊዮን ዶላር ኣታዊ ምርካቡ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡
ዳይሬክተር ኮሙኒኬሽን እቲ ትካል ሞገስ መኮንን ንዲጂታል ፋና ከምዝገለፅዎ፥ ኣብ ስራሕቲ…
ማእኸል ኢንተርናሽናል ኮንቬንሽን ኣዲስ ካብ ኮንፍረንስ ቱሪዝም ዝርከብ ኣታዊ ክብ ከምዘብል ተሓቢሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ማእኸል ኢንተርናሽናል ኮንቬንሽን ኣዲስ ካብ ኮንፍረንስ ቱሪዝም ዝርከብ ኣታዊ ክብ ዘብል ከምዝኾነ ሚኒስቴር ቱሪዝም ኣፍሊጡ፡፡
ሚኒስትር ዴኤታ ቱሪዝም እንደገና ኣበበ (ዶ/ር) ንፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ከምዝበሉዎ÷ እቲ ማእኸል ሰፋሕቲ ኣገልግሎታት…
ህንፀት ዓለም ለኸ ስታዲየም ባህር ዳር ኣብዚ ዓመት ብምዝዛም ፀወታታት ምትእንጋድ ክጅምር ኢዩ – ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ህንፀት ዓለም ለኸ ስታዲየም ባህር ዳር ኣብ ዘደንቕ መዛዘሚ ምዕራፍ ህንፀት ከምዝርከብ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም፡፡
እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም፥ “እቲ ስታዲየም ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ወርሒ…
ኢትዮጵያን ዮርዳኖስን ኢኮኖሚ ምትሕብባረን ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ውድብ ሕቡራት ዓረብ ኤምሬትስ ኡመር ሁሴን ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዮርዳኖስ ሓላፊ ጉዳያት ኣፍሪካ ምስ ዝኾኑ ኣምባሳደር ሞሃመድ ኣቡ ዊንዲ ዘትዮም፡፡
ኣብ ዘተኦም ኣብ ሞንጎ ሃገራት ዘሎ ምትሕብባር ንምጥንኻር ኣብ…