Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ፋብሪካ ቴራናይት ሰላም ፍርያት ምፍራይ ጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ትግራይ ብልዕሊ 1 ቢልየን ብር ካፒታል ዝተሃነፀ ፈላማይ መፍረዪ ቴራናይት ዝኾነ ፋብሪካ ቴራናይት ሰላም ምህርቲ ምምራት ጀሚሩ።
ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ወርሒ ስነ ዝተመረቐ ፍብሪካ ቴራናይት ሰላም፤ ኣብ ትግራይ ፈላማይ ቴራናይት መፍረዪ ከምዝኾነ…
ካሳሁን ጎፌ(ዶ/ር) ምስ ኣባላት ብሄራዊ ኮሚቴ ድርድር ትካል ንግዲ ዓለም ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ካሳሁን ጎፌ(ዶ/ር) ጄኔቫ ኣብ ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት ትካል ንግዲ ዓለም ምስ ኣባላት ብሄራዊ ኮሚቴ ድርድር ትካል ንግዲ ዓለም ተዛቲዮም፡፡
ኣብ ዘተኦም ድማ÷ ኢትዮጵያ ኣብ ቀረባ እዋን ተካይዶ 5ይ ኣኼባ…
ኢትዮጵያን ኣልጄሪያን ብዓውዲ ቴክኖሎጂ ብምትሕብባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)3ይ ጉባኤን ዓውደ ምርኢትን ስታርት ኣፕ ኣፍሪካ ኣብ ኣልጄሪያ ኣልጀርስ ይካየድ ኣሎ።
ጎድና ጎድኒ እቲ ጉባኤ ሚኒስትር ዴኤታ ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ባይሳ በዳዳ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ፍልጠት፣ ኢኮኖሚ፣ ስታርት ኣፕን ማይክሮ ኢንተርፕራይዝን…
ዴንማርክ ንኢንሼቲቭ ክሌማዊ ለውጢ ኢትዮጵያ ደገፍ ከምእትገበር ገሊፃ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዴንማርክ ንኢንሼቲቭ ክሌማዊ ለውጢን ሓምለዋይ ኣሰርን ኢትዮጵያ ደገፍ ከምእትገበር ሚኒስትር ገንዘብ እታ ሃገር ኒኮላይ ዋመን ገሊፆም።
ሚኒስትር ገንዘብ ኢትዮጵያ ኣሕመድ ሽዴ ምስ ሚኒስትር ገንዘብ ዴንማርክ ኒኮላይ ዋመን ዘቲዮም።
ኣብቲ ዘተ፥…
ህይወት ሰባት ንምምሕያሽ ልዑል ትኹረት ሂብና ንሰርሕ ኣለና – ከንቲባ ኣዳነች
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ህይወት ሰባት ንምምሕያሽን ተረባሕነት ነበርቲናን ንምርግጋፅን ልዑል ትኹረት ሂብና ንሰርሕ ኣለና ክብላ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን፡፡
እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፀን ኣብ ዘመሓላለፈኦ መልእኽቲ፥ “ሎሚ መዓልቲ…
ልኡኽ ቼክ ሪፐብሊክ ኣብ ፍሉይ ዞባታት ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ዑደት ኣሳሊጦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብላዕለዎት ሰብ መዚ መንግስቲ ቼክ ሪፐብሊክ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ቢዚነስ ኣብ ፍሉይ ዞባታት ኢኮኖሚ ቦሌ ለሚን ቂሊንጦን ዑደት ኣሳሊጦም።
እቲ ልኡኽ ኣብ ምግጥጣም መኪና፣ ምፍራይ ናውቲታት ሕክምና፣ ንግዲን ካልኦት ተዛመድትቲ ዓውዲታትን ንምውፋር…
ኣብ ምሕደራ ዕድጊት ንብረት ብሬል ዝተሰናደአ ኣዋጅ ዕላዊ ተገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣዋጅ ምሕደራ ዕድጊት ንብረት መንግስቲ ፌዴራል ቁፅሪ 1333/2016 ብቋንቋ ኣምሓርኛን እንግሊዝኛን ብብሬል ተሰናዲኡ ንዓይነ ስዉራን ዜጋታት ንኣገልግሎት ቀሪቡ፡፡
ሚኒስትር ገንዘብ ኣህመድ ሺዴ ኣብቲ እዋን÷ እቲ ኣዋጅ ብብሬል ንኽሰናዳእ ዝተገበረ…
ኩባንያታት ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ንግዲ ቡን ክሳተፉ ድሌት ከምዘለዎም ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኩባንያታት ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ንግዲ ቡን ክሳተፉ ድሌት ከምዘለዎም ገሊፆም፡፡
ልኡኻት መማኸርቲ ምትእስሳር ንግዲን ኢኮኖሚን ቻይና ኣፍሪካ ምስ በዓል መዚ ቡንን ሻሂን ኢትዮጵያ ከምኡ እውን ምስ ትካላት ለኣኽቲ ቡን ተዛቲዮም፡፡
ልኡኽ…
ዝተዋደደ መንደር ልምዓትን መንበሪን ገላን ጉራ
ካብ ካሳንችስ ንልምዓት ዝተልዓሉ ኣብ ገላን ጉራ ዝተሃነፀን ሎሚ መዓልቲ ኣገልግሎት ዝጅምርን ዝተዋደደ መንደር ልምዓትን መንበሪን ገላን ጉራ ኣብ ውሽጡ እንታይ ዝሓዘ ኢዩ?
ኣብ 1200 መንበሪ ኣባይቲ 6500 ነበርቲ ዝሓዘ መንበሪ መንደር ኢዩ።
1 ነጥቢ 6 ኪሎ ሜትሮ ንውሓት ዘለዎ መገዲ…
ቼክ ሪፐብሊክ ኣብ ቀረብ ዓውዲ ግብርና ቴክኖሎጂምስ ኢትዮጵያ ንምስራሕ ቁርፀኛ ከምዝኾነት ገሊፃ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቼክ ሪፐብሊክ ኣብ ቀረብ ዓውዲ ግብርና ቴክኖሎጂ ምስ ኢትዮጵያ ብምትሕብባር ንምስራሕ ንምስራሕ ቁርፀኛ ከምዝኾነት ኣረጋጊፃ።
ሚኒስትር ግብርና ግርማ ኣመንቴ(ዶ/ር) ምስ ምክትል ቀዳማይ ሚኒሰተር ቼክ ሪፐብሊክ ማሪያን ጁርካ ብምትሕብባር ኣብ ዝስርሑ…