Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ማኔጂንግ ዳይሬክተር ኣይ ኤም ኤፍ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዑደት ገይረን
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ማኔጂንግ ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ትካል ገንዘብ (ኣይ ኤም ኤፍ) ክርስታሊና ጂኦርጂዬቫ ምስ ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሺዴ፣ ምስ ገዛኢ ብሄራዊ ባንኪ ማሞ ምህረቱ፣ ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር)ን ካልኦት ሓለፍቲ ስራሕን ብምዃን ኣብ…
ምስ ኣመራርሓ ዘፈር ንግዲን ፈጠርቲ ስራሕን ኢትዮጵያ ዕዉት ዘተ ኣካይድና – ማኔጂንግ ዳይሬክተር ኣይ ኤም ኤፍ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ምስ ኣመራርሓ ዘፈር ንግዲን ፈጠርቲ ስራሕን ኢትዮጵያ ዕዉት ዘተ ከምዘካየዳ ማኔጂንግ ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ትካል ገንዘብ (ኣይ ኤም ኤፍ) ክርስታሊና ጂኦርጂዬቫ ገሊፀን፡፡
ሃገር በቆል መመሓየሺ ኢኮኖሚ ዓውዲ ኢንቨስትመንት ንኽመሓየሽ ፅቡቕ ዕድል…
ፀገማት ኣፍሪካ ኣፍሪካዊ መፍትሒ ንኽረኽቡ ዝተርኣየ ቆራፅነት ንኻልኦት ኣብነት ዝኸውን ኢዩ – ሚኒስቴር ገዳያት ወፃኢ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መራሕቲ ሃገራት ዞባ ምብራቕን ደቡብን ኣፍሪካ ንፀገማት ኣፍሪካ ኣፍሪካዊ መፍትሒ ንኽረኽቡ ዘርኣዩዎ ቆራፅነት ንኻልኦት ኣብነት ዝኸውን ኢዩ ክብ ሚኒስቴር ገዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ፡፡
ማሕበረሰብ ምብራቕ ኣፍሪካን ሕብረሰብ ልምዓት ደቡባዊ ኣፍሪካን ኣብ…
ኢትዮጵያ ንሰላምን ምርግጋዕን ኣፍሪካ ልዑል ኣስተዋፅኦ ተበርክት ኣላ-ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ንሰላምን ምርግጋዕን ኣፍሪካ ልዑል ኣስተዋፅኦ ተበርክት ኣላ ክብሉ ኣባል ቀዋሚ ኮሚቴ ርክብ ወፃኢን ጉዳያት ሰላምን ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ተዛሪቦም።
እቶም ኣምባሳደር ሳለም ኢትዮጵያ ንሰላም ጎረባብታ ወሳኒ ምዃኑ…
መበል 38 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ልዕሊ 1 ሺሕ ጋዜጤኛታት ሽፋን ክህብኡ ኢየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 38 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ልዕሊ 1 ሺሕ ጋዜጠኛታት ሽፋን ክህብኡ ኢየን ዘበል ትፅቢት ከምዘሎ በዓል መዚ መራኸብቲ ሓፋሽ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
እቲ ጉባኤ ካብ 8 ክሳብ 9 ለካቲት 2017 ዓ.ም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ ኢዩ።
እቲ…
ኣርሜኒያ ስራሕቲ ብዲጂታል ስርዓት ንምምዕባል ንዝግበር ፃዕሪ ከምእትድግፍ ገሊፃ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣርሜኒያ ብሚኒስቴር ደቂ ኣኒስቲዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ዝተጀመሩ ስራሕቲ ብዲጂታል ስርዓት ንምምዕባል ንዝግበር ፃዕሪ ከምእትድግፍ ገሊፃ።
ሚኒስትር ደቂ ኣኒስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኤርጎጌ ተስፋዬ (ዶ/ር)፥ ምስ ኣምባሳደር ኣርሜኒያ ኣብ ኢትዮጵያ…
ጉጅለ ስዋት ፖሊስ ፌደራል ስዋት ኣቀባብላ ተገይሩሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዓለም ለኸ ውድድር ቅልጡፍ ምላሽ ሕቡራት ኤምሬትስ ዓረብ እንትሳተፍ ዝፀንሐ ጉጅለ ስዋት ፖሊስ ፌደራል ስዋት ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ኣቀባብላ ተገይሩሉ።
ኣብቲ ስነ ስርዓት መደረ ዝገበሩ ኮሚሽነር ጀነራል ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ…
ካብ ሓንቲ ኣዶ 11 ነጥቢ 2 ኪሎ ዝምዘን ፅኪ ብሕክምናዊ መጥባሕቲ ተወጊዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዞባ ኣርሲ ሆስፒታል በቆጂ ካብ ሓንቲ ኣዶ 11 ነጥቢ 2 ኪሎ ዝምዘን ፅኪ ብሕክምናዊ መጥባሕቲ ከምዝተወገደ ተገሊፁ፡፡
ጓል 45 ዓመት ኣዶ እቲ ፅኪ ንሓሙሽተ ዓመታት ምስአን ከምዝፀንሐ ተሓቢሩ፡፡
እቲ ፅኪ ብዕዉት ሕክምናዊ መጥባሕቲ…
ብታክቲካል ኣጠቓቕማ ድሮን ዝሰልጠኑ ኣባላት ፖሊስን ሪፐብሊካን ጋርድን ተመሪቖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፖሊስ ፌደራል ብታክቲካል ኣጠቓቕማ ድሮን ዘሰልጠኖም ሰብ ሞያ ፖሊስን ሪፐብሊካን ጋርድን ኣመሪቑ፡፡
ኮሚሽነር ጀነራል ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ ደመላሽ ገ/ሚካኤል ኣብቲ እዋን÷ እቲ ስልጠና መኮንናት ፖሊስ ሙያዊ ሓላፍነቶም ንምውፃእ ዘለዎም ዓቕሚ…
ፕሬዚዳንት ታዬ ብሕልፈት ነበር ፕሬዚዳንት ጀርመን ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ብሕልፈት ነበር ፕሬዚዳንት ጀርመን ሆርስት ኮህለር ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም፡፡
ነበር ፕሬዚዳንት ጀርመን ሆርስት ኮህለር ቅድሚ ሰሙን ህይወቶም ከምዝሓለፈ ሓበሬታ ኤምባሲ ጀርመን ኣብ ኢትዮጵያ የመላኽት፡፡