Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣብ ከተማ ማይጨው ብዘጋጠመ ባርዕ ሓዊ ኣብ ልዕሊ ንብረት ከቢድ ዕንወት ኣጋጢሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ማይጨው ቀበሌ 03 ዘጋጠመ ሃንደበታዊ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ኣብ ልዕሊ ንብረት ከቢድ ዕንወት ኣብፂሑ።
እቲ ባርዕ፥ ናብ ሎሚ ኣብ ዘውግሕ ለይቲ ከባቢ ሰዓት 8:00 ኢዩ ኣጋጢሙ።
ብሰንኪ እቲ ሓደጋ ኣብ መደብርን መሸጠን ዝነበሩ ናውቲ…
ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ብሕልፈት ህይወት ኣይተ ቡልቻ ደመቅሳ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ብሕልፈት ህይወት ኣይተ ቡልቻ ደመቅሳ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኣይተ ቡልቻ ደመቅሳ ብምሕላፎም ዝተሰመዐኒ ሓዘን ይገልፅ…
ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ንበዓል ልደት ናይ እንቋዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ንበዓል ልደት ናይ እንቋዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፉ።
ላዕለዋይ ፀሓፊ እቲ ጉባኤ ሊቀ ትጉኃን ቀሲስ ታጋይ ታደለ፥ ኣብ ውሽጢ ዓዲን መላላእ ዓለምን ንዝርከቡ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያዊያንን ሰዓብቲ…
ንምዕባለ ኢትዮጵያ ክንሰርሕ ኢና – ከንቲባ ኣዳነች
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፀገማት ኣሰራርሓን ኣወሃህባን ኣገልግሎት ብዘላቕነት ብምፍታሕ ንምዕባለ ኢትዮጵያ ተጊህና ክንሰርሕ ኢና ክብላ ከንባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን፡፡
ላዕለዎት ኣመራርሓ እታ ከተማ “ካብ ቃል ክሳብ ባህሊ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ…
ኣብ ክልል ትግራይ ብመስኖ ክለምዕ ዝኽእል መሬትን ኣብ ረብሓ ንምውዓል ፕሮጀክት ተሓንፂፁ ይስራሕ ኣሎ ተባሂሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር መስኖን ቆላማ ከባቢን ኣብ ክልል ትግራይ ክልል ብመስኖ ክለምዕ ዝኽእል መሬትን ብርኪ ብብርኪ ኣብ ረብሓ ንምውዓል ዘኽእል ፕሮጀክት ብምሕንፃፅ ምስ መዳርግቲ ኣካላት እናሰርሐ ምዃኑ ገሊፁ።
ሚኒስትር ዴኤታ መስኖን ቆላማ ከባቢን እንድሪያስ…
ብኽነት ኤሌክትሪክ ንምንካይ ይስራሕ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብኽነት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ንምንካይ ዘኽእሉ ተግባራት እናወገነ ምዃኑ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡
ብኽነት ሓይሊ ዘጋጥም ቴክኒካዊን ቴክኒካዊ ብዘይኮኑን ምኽንያታት ከምዝኾነ ኣብ ማእኸል ብሄራዊ መቆፃፀሪ ሓይሊ መካየዲ ስራሕ ኣካውንቲንግን…
ኣብ ከተማ ባህር ዳር ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይት 6 ሰባት ሓሊፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ባህር ዳር ትማሊ ምሸት ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይት 6 ሰባት ከምዝሓለፈ ተገሊፁ።
እቲ ሓደጋ ትማሊ ሰዓት 11፡30 መመላለሲት ህዝቢ መኪና መስመር ብምስሓት ብተፃራሪ ኣንፈት እናተጓዓዘት ምስ ዝነበረት ሲኖ ትራክ መኪና ብምግጫዋ…
ተርሚናል መዕርፎ ነፈርቲ ዋቆ ጉቱ ባሌ ሮቤ ተመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ባሌ ሮቤ ዘህነፆ መተኣናገዲ ዓማዊል ተርሚናል መዕርፎ ነፈርቲ ዋቆ ጉቱ ኣመሪቑ።
ኣብቲ መርሃ ግብሪ ምረቓ ርእሰ ምምሐዳር ክልል ኦሮሚያ ሽመልስ ኣብዲሳን ዋና ፈፃ ስራሕ ግሩፕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣይተ መስፍን ጣሰውን…
ቀ/ሚ ኣቢይ(ዶ/ር) ኣብ ጅግጅጋ ኣብ ዝርከብ ፋብሪካ መገጣጠሚ መካይን ዑደት ኣካይዶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2017 ዓ.ም( ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ጅግጅጋ ኣብ ዝርከብ ፋብሪካ መገጣጠሚ መካይን ጄቱር ዑደት ኣካይዶም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ እቲ ፋብሪካ መካይን ብምግጥጣም…
መንግስቲ ምንቅጥቃጥ መሬት ኣብ ዝተርኣየሎም ከባቢታት ዘሎ መጠን ጉድኣት ዳህሳስ ይገብር ከምዘሎ ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መንግስቲ ምንቅጥቃጥ መሬት ኣብ ዝተርኣየሎም ከባቢታት ካብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ሙያ ዝተውፃእፅኡ ሰራሕተኛታት እዋን ሓደጋ ብምውፋር መጠን ጉድኣት ዳህሳስ ይገብር ከምዘሎ ገሊፁ።
ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ኣብ ዘውፀኦ እዋናዊ ሓበሬታ፥ ኣብ…