Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
መሸጣ ኣክሲዮን ኢትዮ ቴሌኮም ድሉው ምዃኑ ታሪኻዊ ናይ ተግባር ምዕራፍ መርአዪ ኢዩ – ቀ/ሚ/ ኣቢይ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) መሸጣ ኣክሲዮን 10 ሚኢታዊ ኢትዮ ቴሌኮም ዕላዊ ገይሮም፡፡
ሙሉእ ትሕዝቶ መልእኽ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ከምዚ ዝስዕብ ቀሪቡ ኣሎ፡-
ሎሚ መዓልቲ ኣክሲዮን ኢትዮ ቴሌኮም ንመሸጣ ድሉው ከምዝኾነ…
መሸጣ ኣክሲዮን 10 መኢታዊ ኢትዮ ቴሌኮም ዕላዊ ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)መሸጣ ኣክሲዮን 10 መኢታዊ ኢትዮ ቴሌኮም ዕላዊ ገይሮም፡፡
ኢትዮ ቴሌኮም ብሓፈሻ ዘለዎ ኣክሲዮን 100 ቢሊየን እንትኸውን÷ ካብ ሞንጎ እዚ 10 ሚኢታዊ ወይ እውን 100 ሚሊየን ዝኸውን ኣክሲዮን ሎሚ መዓልቲ…
እታወት ዕድጊት ሸርፊ ወፃኢ ንምቅልጣፍ ሓገዝና ክቕፅል ኢዩ – ኣይተ ማሞ ምህረቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ እታወት ዕድጊት ሸርፊ ወፃኢ ንምቅልጣፍ ዝገብሮ ሓገዝ ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ገዛኢ እቲ ባንኪ ኣይተ ማሞ ምህረቱ ኣረጋጊፆም።
ኣይተ ማሞ ኣብ ቦሌ ዝተኸፈቱን ስራሕ ዝጀመሩን ክልተ ቢሮታት መዕደጊ ሸርፊ ወፃኢ ዑደት ብምግባር…
መበል 14 ጉባኤ ጠበቓታት ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 14 ጉባኤ ጠበቓታት ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ሕብረት ኣፍሪካ ኣዳራሽ ማንዴላ ሎሚ መዓልቲ ምክያድ ጀሚሩ።
ኣብቲ ጉናኤ ሚኒስትር ፍትሒ ጌዲዮን ጢሞቴዎስ፣ ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ብርቱካን ኣያኖን ተወከልቲ ኣባል ሃገራት…
ዋጋ እንተይተኸፈለ ዝለምዐ ወይ እውን ዝማዕበለ ሃገርን ህዝቢን የለን – ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋጋ እንተይተኸፈለ ዝለምዐ ወይ እውን ዝማዕበለ ሃገርን ህዝቢን የለን ክብሉ ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር) ገሊፆም።
እቶም ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ÷ ኢትዮጵያ ሰላማ እናፅነዐት…
ንምዕራፍ እናተሰናደአት ትኪ ዝተርኣያ ኣውሮፕላን ብዕዉት ኩነታት ዓሪፋ – መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ድሬዳዋ ንምዕራፍ እናተሰናደአት ትኪ ዝተርኣያ ኣውሮፕላን ብሰላም ከምዝዓረፈት መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
ሎሚ መዓልቲ ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ ድሬዳዋ እናተጓዓዘት ዝነበረት ናይ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ በረራ ቁፅሪ ET-248…
ቀ/ሚ አቢይ (ዶ/ር) ብሕልፈት ጌታቸው መለሰ (ዶ/ር) ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ብሕልፈት ኮሚሽነር ኮሚሽን ሕብረት ስራሕ ኢትዮጵያ ዝነበሩ ጌታቸው መለሰ (ዶ/ር) ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም፡፡
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ መግለፂ ሓዘን÷…
ማሕለኻታት ብምስጋር ልምዓት ኣብ ምቅልጣፍ ምርብራብ ከምዝግባእ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ዘጋጠሙ ማሕለኻታት ብምስጋር ልምዓት ኣብ ምቅልጣፍ ምርብራብ ከምዝግባእ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህተ ኣገንዚቦም።
ኣይተ ተመስገን ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ፅሑፍ÷ ሓድነት፣ ሓዱሽ ሓሳብን ብሩህ ተስፋን ንብልፅግናና…
ሚኒስትራት ምክልኻል ኣፍሪካ ኣብ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ዑደት ገይሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትራት ምክልኻል ሃገራት ኣፍሪካ ቢሾፍቱ ኣብ ዝርከብ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ዑደት ገይሮም።
ኣብ መርሃ ግብሪ እቲ ዑደት ሚኒስትር ምክልኻል ኣይሻ መሓመድ (ኢ/ር) ተረኺበን።
ንሰልተ መዓልቲታት ዝፀንሕ ጉባኤ ሚኒስትራት ምክልኻል ኣፍሪካ ኣብ…
ማእኸል ሓበሬታ ሚዲያን ባህሊን ብሪክስ ፕላስ ተመስሪቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ማእኸል ሓበሬታ ሚዲያን ባህሊን ብሪክስ ፕላስ ምምስራቱ ኣመልኪቱ መርሃ ግብሪ መኽፈቲ ኣብ ሩሲያ ሞስኮ ተኻይዱ፡፡
እቲ ማእኸል ኣብ ሞንጎ ኣባል ሃገራት ብሪክስ ፕላስ ሰብኣዊ ምትሕብባር ንምድንፋዕ፣ ባህሊ፣ ሳይንስን ትምህርቲን ንምፍላጥ ኣብ ግምት…