Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ኣብ ናይ ለውጢ ዓመታት ስሉጥ ምዕባለ የመዝግብ ኣሎ-ኣይተ ኣወል ኣርባ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ኣብ ናይ ለውጢ ዓመታት ስሉጥ ምዕባለ የመዝግብ ኣሎ ክብሉ ኣባል ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግናን ርእሰ ምምሕዳር ክልለ ዓፋርን ኣይተ ኣወል ኣርባ ገሊፆም።
እቲ ስሉጥ ምዕባለ ኢኮኖሚ ቀፃልነት ንምርግጋፅን ንግዲ ሰደድን…
ፓርቲ ብልፅግና ዕዳ ተይኮነስ ሃፍቲ ንክውርስ ብመሰረት ዝኣተዎ ቃል ብተግባር የረጋግፅ ኣሎ-ኣብረሃም በላይ(ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ዕዳ ተይኮነስ ሃፍቲ ክነውርስ ኢና ኢሉ ብመሰረት ዝኣተዎ ቃል ብተግባር የረጋግፅ ኣሎ ክብሉ ኣባል ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግናን ሚኒስትር መስኖን ከባቢ ቆላን ኣብረሃም በላይ(ዶ/ር) ገሊፆም።
ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር)÷ ፓርቲ…
ዝካየዱ መፅናዕትታትን ምርምራትን ፀገም ማሕበረሰብ ዝቐርፉ ክኾኑ ይግባእ-ዩንቨርስቲ ኣክሱም
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዩኒቨርስቲ ኣኽሱም መድረኽ ዘተ መበል ዓስራይ ሃገራዊ ኮንፈረንስ መፅናዕቲ የካይድ ኣሎ።
ምክትል ፕሬዚደንት ዩኒቨርስቲ ኣኽሱም ኣብርሃም ነጋሽ(ዶ/ር) ኣብቲ መድረኽ ተረኺቦም ኣብ ዘስምዕዎ መደረ፥ ነፍስ ወከፍ እነካይዶም ምርምራትን መፅናዕትታትን…
ልምዓት ኮሪደር ምዕባለ ከተማታት ኣብ ግምት ዘእተወ ኢዩ-ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መንግስቲ ዝትግብሮ ዘሎ ልምዓት ኮሪደር ምዕባለ ከተማታት ኣብ ግምት ዘእተወ ኢዩ ክብሉ ኣባል ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግናን ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ ገሊፆም።
ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ንዝሓለፉ ክልተ መዓልታት…
380 ቢሊየን ብር ኣታዊ ተኣኪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዝሓለፉ ሓሙሽተ ኣዋርሕ 380 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝተኣከበ ኣባል ፈፀጻሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግናን ሚኒስትር እቶትን ኣይናኣለም ንጉሴ ገሊፀን።
እተን ሚኒስትር ኣብ ዝሓለፉ ናይ ለውጢ ዓመታት ዝነበረ ኣፈፃፅማ እቶት ዝጠመተ ኣብ ዝሃብኡ…
ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኮንፈረንስ ሰላም ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቢሮ ሰላምን ምምሕዳር ፀፅታን ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዘሰናደኦ ኮንፈረንስ ሰላም ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ይካየድ ኣሎ።
ኣብቲ ኮንፈረንስ፥ ካብ ኩለን ክፍለ ከተማታት ዝተውፃእፅኡ ነበርቲ እታ ከተማ ይሳተፉ ከምዘለዉ ተሓቢሩ።
ብፍቅርተ ከበደ
ኩነታት ፀፅታ ከተማ ኣዲስ ኣበባን ከባቢኡን ኣተኣማማኒ ከምዝኾነ ጥምር ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኩነታት ፀፅታ ከተማ ኣዲስ ኣበባን ከባቢኡን ኣተኣማማኒ ከምዝኾነ ጥምር ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ገሊፁ።
እቲ ጥምር ሓይሊ 1 ታሕሳስ 2017 ዓ.ም ብመሰረት ዘቐመጦ ኣንፈት እቲ ኩነታት ፀፅታ ብምግምጋም ሓፈሻዊ ከም ሃገር ኣብ ኩለን ክልላት…
ኣዲስ ኣበባ ንዕዉትነት ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካ ዘለዋ ምድላው ዝነኣድ ኢዩ-ሱዳናዊ ጋዜጠኛ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣዲስ ኣበባ ንዕዉትነት ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካ ዘለዋ ምድላው ዝነኣድ ኢዩ ክብል ሱዳናዊ ፀሓፊ ፕሬስ፣ ተንታኒን ኣማኻሪ ሚዲያን መኪ ኢልሞግራቢ ገሊፁ።
ካብ 2009 ዓ.ም.ፈ ጀሚሩ ጉባኤ እቲ ሕብረት ክከታተል ምፅንሑ ብምዝኽኻር፥ ኢትዮጵያ ነቲ…
ዝተገበረ ሪፎርም ኢትዮጵያ ቅልጡፍ ዕቤት ኢኮኖሚ ካብ ሞንጎ ዘመዝገባ ሃገራት ንኽትስለፍ ገይሩ ኢዩ – ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብዝተገበረ ሪፎርም ብዝተወገኑ ኩለመዳይ ስራሕቲ ልምዓት ንኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ቅልጡፍ ዕቤት ኢኮኖሚ ካብ ሞንጎ ዘመዝገባ ሃገራት ንኽትስለፍ ከምዝገበረ ኣባ ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግናን ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር) ገሊፀን።…
ኣኼባ ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ተዛዚሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ንኽልተ ተኸታተልቲ መዓልቲታት እናተኻየደ ዝፀንሐ ኣኼባ ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ዝተፈላለዩ ውሳነታት ብምሕላፍ ተዛዚሙ።
ኣብዝፈላለዩ ሃገራዊ ጉዳያትን ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ፓርቲን እናዘተየ ዝቐነየ ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ሎሚ…