Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ዝህልወና ተቐባልነት ኣብ ስራሕን ስራሕን ዝተመርኮሰ ክኸውን ይግባእ-ኣይተ ጌታቸው ረዳ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ መቐለ ተሳትፎ ሕብረተሰብ ብምርግጋፅ ብውሽጣዊ ዓቕሚ ኣብ ሓፂር ግዘ ዝሰርሖም ዘለው ፕሮጀክታት ኣጠናኺሩ ክቕፅለሉ ከምዘለዎ ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ገሊፆም።
ምምሕዳር ከተማ መቐለ፥ ኣብታ ከተማ…
ኣብ ዓለም ለኸ መዓልቲ መናእሰይ ዝጠመተ ፓናል ዘተ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብብርኪ ዓለም ንመበል 24 ግዘ ኣብ ኢትዮጵያ ድማ ንመበል 21 ግዘ ዝኽበር ዓለም ለኸ መዓልቲ መናእሰይ ዝጠመተ ፓናል ዘተ ይሳለጥ ኣሎ።
ብኣሰናዳእነት ሚኒስቴር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን እናተኻየደ ዝርከብ እቲ ፓናል ዘተ÷ "መናእሰይ…
እናተኸልና ነንብብ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)እናተኸልና ነንብብ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ካብ መፅሓፍ፥ “ዳንኤል ክብረት፤ የትርክት ዕዳና በረከት፤ 2016፤ ገጽ 522-523” ብዝብል ዘካፈልዎ ከምዝስዕብ ቀሪቡ ኣሎ።…
ማሕበር ቀይሕ መስቀል ንትግራይ ሓዊሱ ንኣርባዕተ ክልላት ኣፋውስን ናውቲታትን ሕክምና ኣረኪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበር ቀይሕ መስቀል ንክልላት ትግራይ፣ ኦሮሚያ፣ ኣምሓራን ቤኒሻንጉልን ኣፋውስን ናውቲታትን ሕክምና ኣረኪቡ።
እቶም ኣፋውስን ናውቲታትን ሕክምና ልዕሊ 58 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም እንትኾኑ፥ ኣብተን ክልላት ንዝርከባ 32 ትካላት ጥዕና…
ኣብ 2017 ዓ.ም ኣብ ስራሕቲ ሰናይ ምምሕዳርን ፀፅታን ዓብዪ ለውጢ ንምምፃእ ክስራሕ ኢዩ – ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኣብ 2017 ዓ.ም ኣብ ስራሕቲ ሰናይ ምምሕዳርን ፀፅታን ዓብዪ ለውጢ ንምምፃእ ከምዝሰራሕ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም።
መድረኽ ገምጋም ተፀዋዕለነቶም ንቀዳማይ ሚኒስትር ዝኾኑ ኣፈፀምቲ ትካላት ኣፈፃፅማ በጀት ዓመት…
ስታርትኣፓት ንምትእንጋድ ዘኽእል ጥጡሕ ሃዋህው ንምህናፅ እናተሰርሐ ምዃኑ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ስታርትኣፓት ንምትእንጋድ ዘኽእል ጥጡሕ ሃዋህው ንምህናፅ እናተሰርሐ ምዃኑ ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ኣፍሊጡ።
ኣብ ኢትዮጵያ ስነ ምህዳር ስታርትኣፕ ምቹው ንምግባር እናተሰናደአ ኣብ ዝርከብ ረቂቕ ኣዋጅ ዝርዝር ትሕዝቶ ዝጠመተ ዘተ ተኻይዱ፡፡…
ኣብ መቐለ ኣብ 35 ሽሕ ካሬ መሬት ዝዓርፍ ፕሮጀክት ሓምለዋይ ልምዓት ንምጅማር ዘኽእል ዘተ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ መቐለ ኣብ 35 ሽሕ ካሬ መሬት ዝዓርፍ ፕሮጀክት ሓምለዋይ ልምዓት ንምጅማር ምስ ማሕበረሰብ ከተማ መድረኽ ዘተ የሳልጥ ኣሎ።
ምክትል ከንቲባ ከተማ መቐለ ኣይተ ኤልያስ ካሕሳይ፥ እቲ ኣብ ከባቢ ቤተ መንግስቲ ሃፀይ ዮሃንስ…
ምምሕዳር ከተማ ሽረ እንዳስላሰ ብዘይሕጋዊ መንገዲ ክሽየጥ ዝረኸቦ ልዕሊ 2100 ሊትሮ ነዳዲ ኣብ ቁፅፅር ኣውዒሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ሽረ እንዳስላሰ ብዘይሕጋዊ መንገዲ ክሽየጥ ዝረኸቦ ልዕሊ 2 ሺሕን 160 ሊትሮ ዘይሕጋዊ ነዳዲ ዝመልአ 72 ጀረካን ኣብ ቁፅፅር ሕጊ ከምዘውዓለ ገሊፁ።
እቲ ዘይሕጋዊ ነዳዲ ብመሰረት ካብ ሕብረተሰብ ዝተረኸበ ሓበሬታ ከምዝተትሓዘ…
ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ብፍሉይ ጨረታ ሸርፊ ወፃኢ ዋጋ ሓደ ዶላር ብማእኸላይ 107 ነጥቢ 9 ብር ከምዝሸጠ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ብፍሉይ ጨረታ ሸርፊ ወፃኢ ዋጋ ሓደ ዶላር ብማእኸላይ 107 ነጥቢ 9 ብር ከምዝሸጠ ኣፍሊጡ።
እቲ ባንኪ ሎሚ ናይ ዘሳለጦ ጨረታ ሸርፊ ወፃኢ ውፅኢት ዕላዊ ገይሩ።
ብመሰረት እዚ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ብፍሉይ ጨረታ ሸርፊ…
ንዞባ ጎፋ ክሳብ ሐዚ 210 ነጥቢ 5 ሚሊየን ብር ደገፍ ከምዝተገበረ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ዞባ ጎፋ ብዘጋጠመ ሓደጋ ጋህሲ መሬት ስዒቡ ንዝተጎድኡ ዜጋታት ዝውዕል ክሳብ ሐዚ 210 ነጥቢ 5 ሚሊየን ብር ደገፍ ከምዝተገበረ ተገሊፁ።
ካብ መንጎ እቲ ዝተገበረ ደገፍ እቲ 92 ነጥቢ 5 ሚሊየን ብር ብጥረ ገንዘብ…