Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኢትዮጵያ ኣብ ኣፍሪካ ግልፂ ግደ እትፃወት ሃገር ኢያ-ጉጅለ ሕውነት ቀርኒ ኣፍሪካ ቤት ምኽሪ ፈረንሳይ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣኣብዚ ቀጣናን ኣፍሪካን ግልፂ ግደ እትፃወት ሃገር ኢያ ክብል ጉጅለ ሕውነት ቀርኒ ኣፍሪካ ቤት ምኽሪ ፈረንሳይ ገሊፁ።
ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ብሴናተር ሂዩግ ሶሪ ምስ ዝተመርሐ ጉጅለ ሕውነት ቀርኒ ኣፍሪካ ቤት…
ጉጅለ ሕክምና እስራኤል ኣብ ሆስፒታል ኣለርት ኣብ ሕክምና ዕሸል ህፃናት ዘድሀበ ስልጠና ይህብ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ሕክምና ሃገረ እስራኤል ካብ ዝተፈላለያ ትካላት ዝተውፃእፅኡ ስፔሻሊስታት ዕሸል ህፃናት ኣብ ሆስፒታል ኣለርት ኣብ ሕክምና ዕሸል ህፃናት ዘድሀበ ስልጠና እናተውሃበ ምዃኑ ተገሊፁ።
እቲ ስልጠና ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ሞት ዕሸል ህፃናት ንምንካይ…
መራኸብቲ ሓፋሽ ንስግግር ፍትሒ ግደኦም ንኽዋፅኡ ተሓቲቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ንዝተማለአ ትግበራ ስግግር ፍትሒን ፍትሒ ንምርግጋፅን ኣብ ዝግበር ፃዕሪ መራኸብቲ ሓፋሽ ዕዙዝግደኦም ክዋፅኡ ከምዝግባእ ተገሊፁ።
ኣብ ፍኖተ ካርታ ምትግባር ስግግር ፍትሒን ፖሊሲን ጠሚቱ ንኣመራርሓን ሰብ ሞያን ኣመራርሓን መራኸብቲ ሓፋሽ ስልጠና…
በየነ ጴጥሮስ (ፕ/ር) ምልክት ሰላማዊ ቃልሲ ፖለቲካ ነይሮም – ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)በየነ ጴጥሮስ (ፕ/ር) ኣብ ኢትዮጵያ ሃናፂ ባህሊ ፖለቲካ ንምፍጣር ልዑል ኣስተዋፅ ዘበርከቱ ምልክት ሰላማዊ ቃልሲ ፖለቲካ ከምዝነበሩ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡
በየነ ጴጥሮስ (ፕ/ር) ብምሕንያት ዝሓደሮም ሕማም ሓገዝ…
በየነ ጴጥሮስ (ፕ/ር) ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈሊዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ) በየነ ጴጥሮስ (ፕ/ር) ብምኽኒያት ዘጋጠሞም ሕማም ክትትል ሕክምና ክገብሩ ድሕሪ ምፅናሕ ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈሊዮም።
ፕሮፌሰር በየነ ጴጥሮስ ኣብ ኢትዮዽያ ሃናፂ ባህሊ ፖለቲካ ንምፍጣር ልዑል ኣስተዋፅኦ ዘበርከቱ መርኣያ ሰለማዊ ቃልሲ ፖለቲካ…
ኢትዮጵያ መትከላት ስምምዕነት ጀኔቫ ተኽብር ኢያ-ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ 1949 ዓ.ም.ፈ ዝተፈተመ መትከላት ስምምዕነት ጀኔቫ ብኣግባቡ ተኽብር ኢያ ክብል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ገሊፁ።
ኣርባዕቲኦም ስምምዕነታት ጄኔቫ መበል 75 ዓመት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተኻየደ እንትኸውን፥ ኣብዚ እዋን ዓለም ለኸ…
ሓበሬታ ቱሪዝም ዝተሓዘሉ “ኣካውንት ሳተላይት ቱሪዝም” ዕላዊ ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓበሬታ ቱሪዝም ዝተሓዘሉ "ኣካውንት ሳተላይት ቱሪዝም" ምድላው ተዛዚሙ ሎሚ መዓልቲ ዕላዊ ተገይሩ።
እቲ ኣካውንት ሳተላይት ቱሪዝም ኣሰናዲእኻ ንምዝዛም ሓደ ዓመትን ሽዱሽተ ወርሒን ከምዝሰደ ተሓቢሩ፡፡
ሚኒስትር ዴኤታ ቱሪዝም ስለሺ ግርማ…
ዘበነ ትምህርቲ 2017 ዓ.ም ኣብ ትግራይ ተጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ዘበነ ትምህርቲ 2017 ዓ.ም ኣብ ክልል ትግራይ ሎሚ መዓልቲ ከምዝተጀመረ ቢሮ ትምህርቲ ግዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣፍሊጡ።
ሓላፊ እቲ ቢሮ ኪሮስ ጉዕሽ(ዶ/ር) ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ እቲ ከይዲ ትምህርቲ ኣብ…
ስርዓት ፋይዳ ዲጂታል መለለዪ መንነት ክሳብ ሕዚ ናብ 10 ሚሊየን ዝፅግዑ ሰባት ከምዝተመዝገቡ ተሓቢሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ስርዓት ፋይዳ ዲጂታል መለለዪ መንነት ክሳብ ሕዚ ናብ 10 ሚሊየን ዝፅግዑ ሰባት ከምዝተመዝገቡ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ፡፡
ዓለም ለኸ መዓልቲ “መለለዪ መንነት” ሎሚ መዓልቲ 6 መስከረም 2017 ዓ.ም ኣብ ኢትዮጵያ ብዝተፈላለዩ…
ዘበነ ትምህርቲ 2017 ዓ.ም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ዘበነ ትምህርቲ 2017 ዓ.ም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሎሚ ተጀሚሩ።
ኣብታ ከተማ ኣብ ዝርከባ ኩለን መንግስታዊን ዘይመንግስታዊን ኣብያተ ትምህርቲ ኢዩ ተጀሚሩ።
ኣባላት ማነጅመንት ቢሮ ትምህርቲ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ በቢብርኩ ምስ ዝርከቡ ኣመራርሓ…