Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኩነታት ብኽለት ኣየር ዝሕብር ዘበናዊ መቆፃፀሪ ራዳር ንምትካል ይስራሕ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኩነታት ብኽለት ኣየር ዝሕብር ዘበናዊ መቆፃፀሪ ራዳር ንምትካል ይስራሕ ኣሎ ክብል ኢንስቲትዩት ሚቲዎሮሎጂ ኢትዮጵያ ገሊፁ።
እቶም ጣቢያታት ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ከመዝትከሉ ዝገለፁ ዋና ዳይሬክተር እቲ ኢንስቲትዩት ፈጠነ ተሾመ፥ ኣብ ውሽጢ 250…
“መዕቀኒ ኣየማልኣን” ናይ ዝተብሃላ 41 ኣቢያተ ትምህርቲ ፍቓድ ተሰሪዙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ“ትፅቢት ዝግበረለን መዕቀኒ ኣየማልኣን” ናይ ዝተብሃሉ 41 ኣቢያተ ትምህርቲ ፈቓድ ከምዝተሰረዘ ኣብ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ በዓል መዚ ምቁፅፃር ትምህርቲን ፅሬት ስልጠናን ኣፍሊጡ።
ፍቓድ ዝተሰረለን ኣቢያተ ትምህርቲ÷ ፖሊሲ ትምህርቲ ብዘይምሕላወን…
ኣምባሳደር ታዬ ምስ ፕሬዚዳንት ሓፈሻዊ ጉባኤ ውሕመ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ፕሬዚዳንት ሓፈሻዊ ጉባኤ ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ውሕመ) ዴኒስ ፍራንሲስ ተዛቲዮም።
ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴን ፕሬዚዳንት ዴኒስ ፍራንሲስን ብሓባር ኣብ ዝሰርሑሎም ጉዳያትን ኣብ ሃገራት ቀርኒ…
ኣብ ክረምታዊ ኣገልግሎት ወለንታ 50 ሚሊየን ወገናት ተረባሕቲ ከምዝኾኑ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክረምታዊ ኣገልግሎት ወለንታ እዚ ዓመት 50 ሚሊየን ወገናት ተረባሕቲ ከምዝኾኑ ተገሊፁ።
ምንቅስቓስ እቲ ኣገልግሎት መፃኢ ረቡዕ ኣብ ሙዚየም ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ብዕሊ ከምዝጅመር ሚኒስቴር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን፣ ሚኒስቴር ሰላምን…
ኣፍሪካን ላቲን ኣሜሪካን ድምፀን ንክስማዕ ኣብ ዓለም ለኸ ትካላት ዝሓሸ ውክልና ክህልወን ይግባር -ኣይተ ኣደም ፋራህ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፍሪካን ላቲን ኣሜሪካን ድምፀን ንክስማዕ ኣብ ዓለም ለኸ ትካላት ዝሓሸ ውክልና ክህልወን ይግባር ክብሉ ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል ምትሕብባር ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣይተ ኣደም ፋራህ…
ኣይተ እንዳሻው ጎስጓስ #ውቅብቲኢትዮጵያ ኣብ ከተማ ሆሳእና ኣጀሚሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ማእከላዊ ኢትዮጵያ ኣይተ እንዳሻው ጣሰው ጎስጓስ #ውቅብቲኢትዮጵያ ኣብ ከተማ ሆሳእና ኣጀሚሮም።
እቲ ጎስጓስ፥ “ፅሩያት ከተማታት ንብራኸ ኢትዮጵያ” ዝብል መሪሕ ሓሳብ ዘለዎ ከምዝኾነ ተገሊፁ።
ኣይተ እንዳሻው፥ ከባቢ ፅሩይን…
ኢትዮጵያ ምስ ቻይና ዘለዋ ዝፀንሐ ርክብን ምትሕብባርን ኣጠናኺራ ክትቅፅል ኢያ – ኣይተ ኣደም ፋራህ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ምስ ቻይና ዘለዋ ዝፀንሐ ርክብን ምትሕብባርን ኣጠናኺራ ከምትቕፅል ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል መተሓባበሪ ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣይተ ኣደም ፋራህ ገሊፆም።
ብኣይተ ኣደም ፋራህ…
በዓል ዒድ ኣል-ኣድሃ (ዓረፋ) ብድምቀትን ሃይማኖታዊ ስርዓቱ ብዝሓለወን መልክዑ ከምዝተዛዘመ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መላእ ሃገር ዝተኸበረ መበል 1 ሽሕን 445 በዓል ዒድ ኣል-ኣድሃ (ዓረፋ) ብድምቀት ተኸቢሩ ከምዝተዛዘመ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ኣፍሊጡ።
እቲ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን÷ እቲ በዓል ብሰላም ንኽዛዘም ኣስተዋፅ ንዝገበሩ…
ርክብ መንግስቲ ምስ መንግስቲን ፓርቲ ምስ ፓርቲን ኢትዮጵያን ሩሲያን ተጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ – ኣይተ ኣደም ፋራህ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ርክብ መንግስቲ ምስ መንግስቲን ፓርቲ ምስ ፓርቲን ኢትዮጵያን ሩሲያን ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣይተ ኣደም ፋራህ ገሊፆም።
ብኣይተ ኣደም ፋራህ…
ኮንትሮባንድ መዓድን ንምክልኻል ዝተጀመረ ዝተዋደገ ስራሕ ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ተሓቢሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምፍራይ መዓድን ካብ ምዝማን ሓሊፉ ኮንትሮባንድ መዓድን ንምክልኻል ዝተጀመረ ዝተዋደገ ስራሕ ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ሚኒስትር መዓድን ሃብታሙ ተገኝ ገሊፆም።
ናይ መወዳእታ ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ መንግስቲ 100 መዓልቲታት እዚ በጀት ዓመት ቀዳማይ ሚኒስትር…