Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኩባንያ ዌንዡ ኒክሲን ትሬዲንግ ኣብ ፓርክታት ኢንዱስትሪ ወረቐት ናይ ምፍራይ ድሌት ከምዘለዎ ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)300 ሚሊየን ዶላር ካፒታል ዘለዎ ኩባንያ ቻይና ዌንዡ ኒክሲን ትሬዲንግ ኣብ ፓርክታት ኢንዱስትሪ ወረቐት ናይ ምፍራይ ድሌት ከምዘለዎ ኣፍሊጡ።
ዋና ፈፃ ስራሕ ኮርፖሬሽን ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኣክሊሉ ታደሰ ምስ ኣመራርሓ እቲ ኩባንያ ኣብ ዝገበሩዎ…
ሕብረተሰብ ኣብ ጎስጓስ “ትምህርቲ ንትውልዲ” ልዕሊ 21 ቢሊየን ብር ሓገዝ ከምዝገበረ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረተሰብ ኣብ ጎስጓስ “ትምህርቲ ንትውልዲ” ልዕሊ 21 ቢሊየን ብር ሓገዝ ከምዝገበረ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ፡፡
ሕብረተሰብ ብዝገበሮ ሓገዝ ድማ ብብርኪ ኣቢያተ ትምህርቲ ምምሕያሽን እታወታት ትምህርቲ ናይ ምምላእ ስራሕን እናተወገነ ከምዝኾነ…
ኣፈ-ጉባኤ ኣገኘሁ ተሻገር ኣብ መበል 148 ጉባኤ ሕብረት ፓርላማታት ዓለም ይሳተፉ ኣለዉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኣፈ-ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር ዝተመርሐ ልኡኽ መንግስቲ ኣብ ጄኔቫ ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ መበል 148 ጉባኤ ሕብረት ፓርላማታት ዓለም ይሳተፍ ኣሎ።
እቲ ጉባኤ፥ “ዲፕሎማሲ ፓርላማ፣ ሰላምን ምርድዳእን ድልድል ምህናፅ” ዝብል መሪሕ…
ቅርስታት ኢትዮጵያ ንምምላስ ፃዕሪ ይግበር ከምዘሎ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣውሮፓ ንጨረታ ዝቐርቡ ቅርስታት ኢትዮጵያ ንምምላስ ፃዕሪ ይግበር ከምዘሎ ኮሚቴ ምምላስ ገሊፁ።
ኣባል እቲ ኮሚቴ ኣሉላ ፓንክረስት (ዶ/ር)፥ ኣብ ሃገረ እንግሊዝ ጥራሕ ኣብ 27 ሙዚየማት ቅርስታት ኢትዮጵያ ከምዘለዉ ሓቢሮም።
ብመሰረት…
ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ጄኔራል ደቡብ ሱዳን ኣኮል ኩር ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ጄኔራል ደቡብ ሱዳን ኣኮል ኩር ሎሚ መዓልቲ ንጉሆ ተዛቲዮም።
ዘተኦም ድማ ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ምርግጋእን ልምዓትን ኣብ ምርግጋፅ ሓበራዊ ሸቶታት ዘድሀበ ከምዝነበረ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ…
ኣብ ክልል ጋምቤላ ዘላቒ ሰላም ንምዕሳል ኩሉ ናይ ባዕሉ ግደ ንኽዋፃእ ተሓቲቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ጋምቤላ ዘላቒ ሰላም ንምዕሳል ኣብ ዝግበር ፃዕሪ ኩሎም መዳርግቲ ኣካላት ናይ ባዕሎም ግደ ንኽዋፅኡ ተሓቲቱ።
ኣብ ሓፈሻዊ ኩነታት ፀፅታ እቲ ክልል ዘድሀበ መድረኽ ዘተ ኣብ ከተማ ጋምቤላ ይሳለጥ ኣሎ።
ኣብቲ መድረኽ ዘተ ርእሰ…
ኣብ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ዘይሕጋዊ ኣዘዋወርቲ ሰባት ናብ ሕጊ ኣብ ምቕራብ ጥንኩር ኣፈፃፅማ ከምዝተመዝገበ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ዘይሕጋዊ ዝውውር ህፃት ብምክትታልን ዘይሕጋዊ ኣዘዋወርቲ ሰባት ናብ ሕጊ ብምቕራብን ጥንኩር ኣፈፃፅማ ከምዝተመዝገበ ፖሊስ እቲ ክልል ኣፍሊጡ።
እቲ ኮሚሽን ካብ ህዝብቢን መንግስቲን ዝተውሃቦ ልኡኽቶ ንምውፃእ ምስ…
ብሽይጣት መፅሓፍ “የመደመር ትውልድ” ኣብ ዝለምዕ ዲዛይን ዓለም-ለኸ “መካነ-ቅርስ” ጢያ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ብሽይጣት መፅሓፍ ናይ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ዝኾነ “የመደመር ትውልድ” ኣብ ዝለምዕ ዲዛይን ዓለም-ለኸ “መካነ-ቅርስ” ጢያ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ።
ኣብ ከተማ ሆሳኢና ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ እቲ መድረኽ ዘተ፥ መክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል…
ሕማም ሳምቡእ ንምግታእ ብዙሓት ስራሕቲ እናተወገኑ ከምዝኾኑ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ሕማም ሳምቡእ ንምግታእ ብዙሓት ስራሕቲ እናተወገኑ ከምዝኾኑ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ፡፡
ዓለም ለኸ መዓልቲ ሕማም ሳምቡእ ኣብ ኢትዮጵያ ንመበል 27 ግዘ "ብርግፅ ዝርገሐ ሕማም ሳምቡእ ምግታእ ንኽእል ኢና” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ…