Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ገምጋም ኣፈፃፅማ ማክሮ ኢኮኖሚን መሰረተ ልምዓትን ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ገምጋም ኣፈፃፅማ ሽዱሽተ ወርሒ በጀት ዓመት 2016 ማክሮ ኢኮኖሚን መሰረተ ልምዓትን ይካየድ ኣሎ።
ኣብቲ መድረኽ ገምጋም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ፣ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ካቢኔን ኣለምፀሃይ…
ዓለም ለኸ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ይኽበር ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ብድምቀት ይኽበር ኣሎ።
እቲ ዕለት “ንደቂ ኣንስትዮ ነብቅዕ፣ ልምዓትን ሰላምን ነረጋግፅ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ብዝተፈላለዩ ምድላዋት እናተኸበረ ዝርከብ፡፡
ኣብቲ መርሃ ግብሪ…
ኢትዮጵያ መብፅሒት ኣፍሪካውያን ኢያ – ምክትል ኢታማዦር ሹም ዛምቢያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ መብፅሒት ኣፍሪካውያን ኢያ ክብሉ ምክትል ኢታማዦር ሹም ዛምቢያ ሜጄር ጄኔራል ጂኦፍር ቾንጎ ተዛሪቦም።
በቶም ምክትል ኢታማዦር ሹም ዝተመርሐ ላዕለዋይ ልኡኽ ወታደራዊ ኣመራሓ ዛምቢያ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ምክልኻ ኢትዮጵያ ዑደት ገይሩ፡፡…
ኢትዮጵያን ኣንጎላን ነባር ስምምዕነት ግልጋሎት ኣየር ብሓዱሽ ብምምሕያሽ ተራሪመን
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ኣንጎላን ነባር ስምምዕነት ግልጋሎት ኣየር ብሓዱሽ መልክዕ ብምምሕያሽ ተራሪመን።
እቲ ስምምዕነት÷ ዋና ዳይሬክተር በዓል መዚ ሲቪል ኣቪዬሽን ኢትዮጵያ ኣይተ ጌታቸው መንግስቴን ኣካቢ ቦርድ በዓል መዚ ብሄራዊ ሲቪል ኣቪዬሽን ኣንጎላ…
ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ዴንማርክ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ዴንማርክ ላርስ ራስሙሴ ተዛቲዮም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥ "ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ዴንማርክ ላርስ ራስሙሴ እንኳዕ ናብ…
ጣና ነሽ ፪ ዝተሰየመት ጃልባ ናብ ኢትዮጵያ ጉዕዞ ጀሚራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብትራንስፖርትን ሎጅስቲክን ባሕሪ ኢትዮጵያ ንግልጋሎት ትራንስፖርት ማይ ውሽጢ ሃገር ኢትዮ ፌሪስ ጣና ዝተዓደጋ ክልተ ዘበነዎት ጃላቡ ናብ ኢትዮጵያ ይመፅኣ ኣለዋ፡፡
ጣና ነሽ ፪ ዝተሰየመት ዘበናዊት ጃልባ ትራንስፖርት ህዝቢን ካልአይቲ ማእኸለይቲ…
ኣካታታይነት ዲጂታል ፋይናንስ ደቂ ኣንስትዮ ንምዕባይ ዘኽእል ስምምዕነት ተፈሪሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም ኣፈላላይ ዲጂታል ስርዓተ-ፆታ ንምፅባብን
ኣካታታይነት ዲጂታል ፋይናንስ ደቂ ኣንስትዮ ንምዕባይን ዘኽእል ስምምዕነት ምስ ጂ ኤስ ኤም ኤ ተፈሪሙ።
እቲ ስምምዕነት ዋና ፈፃት ስራሕ ኢትዮ ቴሌኮም ፍሬህይወት ታምሩን ኣመራርሓታት ጂ…
ዓለም ለኸ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ ብብርኪ ሃገር ንመበል 48 ግዘ ይኽበር ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)"ንደቂ ኣንስትዮ ነብቅዕ፣ ሰላምን ልምዓትን ነረጋግፅ" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ዓለም ለኸ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ ብብርኪ ዓለም ንመበል 113 ኣብ ኢትዮጵያ ድማ ንመበል 48 እናተኸበረ ይርከብ፡፡
እቲ ዕለት ምኽንያት ብምግባር ቅድም ክብል ብዝተጀመረ…
ኢትዮጵያ ምስ ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ዘለዋ ምሕዝነት ውፅኢታዊ ኮይኑ ቀፂሉ ኣሎ – ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ምስ ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ዘለዋ ምሕዝነት ውፅኢታዊ ኮይኑ ከምዝቐፀለ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር÷ እቲ ባንኪ ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዝውግኖም ፕሮጀክታት ኣድሂቦም ሎሚ ወጋሕታ ምስ ምክትል…
ስሩዕ ብዘይኮነ ፍልሰት ኣብ ወፃኢ ሃገራት ዝነበሩ 180 ሺሕ ዜጋታት ናብ ሃገሮም ተመሊሶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ስሩዕ ብዘይኮነ ፍልሰት ንምክልኻን ዘስዕቦ ፅዕንቶ ንምንካይን ዘኽእል መድረኽ ምልዕዓል ኣብ ከተማ መቐለ ምክያድ ጀሚሩ።
እቲ መድረኽ ስሩዕ ዘይኮነ ፍልሰት ንምክልኻልን ተመለስቲ መሊስካ ንምጥያሽን ዘኽእል ሕብረት ንምፍጣር ዝዓለመ ኢዩ ተባሂሉ፡፡…