Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ቤት ምኽሪ ኣዲስ ኣበባ መሰል ዘይምኽሳስ ካሳ ተሻገር(ዶ/ር) ኣልዒሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ኣዲስ ኣበባ መሰል ዘይምኽሳስ ኣባል እቲ ቤት ምኽሪ ካሳ ተሻገር(ዶ/ር) ኣልዒሉ።
እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ዘሳልጦ ዘሎ መበል ሳልሳይ ዓመት ዘበን ስራሕ ካልኣይ ስሩዕ ጉባኤኡ ነዚ ምውሳኑ ኣብ ኮሚኒኬሽን እታ ከተማ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ…
ኣብ ትግራይ ኣብ መበል 128 ዓመት በዓል ዓወት ዓድዋ ዘድሃበ ዓውደ ዘተ ተሳሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ መበል 128 ዓመት በዓል ዓወት ዓድዋ ዘድሃበ ዓውደ ዘተ ተሳሊጡ።
እቲ ዓውደ ዘተ "በዓል ዓወት ዓድዋ ንሰላም፣ ሓድነትን ብራኸ ትግራይን" ብዝብል መራሒ ሓሳብ ዝከምዝተሳለጠ ተገሊፁ።
መበል 128 ዓመት በዓል ዓወት…
ብሄራዊ ኤጀንሲ ቤተ መዛግብትን ቤተ መፃሕፍቲን ኢትዮጵያ ብልዕሊ 700 ሚሊየን ብር ዘህነፆ ህንፃ ኣመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ኤጀንሲ ቤተ መዛግብትን ቤተ መፃሕፍቲን ኢትዮጵያ ብልዕሊ 700 ሚሊየን ብር ዘህነፆ ህንፃ ኣመሪቑ።
እቲ ሓዱሽ ህንፃ 17 ደብሪታት ዘለውዎ ከምዝኾነ ተገሊፁ።
ብዘበናዊ ቴክኖሎጂ ብምድጋፍ ዝተሃነፀ ከምዝኾነ እውን ተሓቢሩ።
እዋናዊ…
ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብ መበል 27 ስሩዕ ኣኼብኡ ዝተፈላለዩ ውሳነታት ኣመሓላሊፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብ መበል 27 ስሩዕ ኣኼብኡ ዝተፈላለዩ ውሳነታት ኣመሓላሊፉ።
እቲ ቤት ምኽሪ ረቂቕ ደንቢ ልምዓት፣ ሓለዋን ኣጠቓቕማን ደኒ ጠሚቱ ኣብ ዝገበሮ ዘተ፥ ሃገርና ዘለዋ ሃፍቲ ደን ብኣግባቡ ንምልማዕ፣ ንምሕላውን ብዘላቕነት…
ልዕሊ 4 ነጥቢ 8 ሚሊየን ብር ግምት ዘለዎም ገይፀ መይፂታት ሰሪቑ ብምስዋር ዝተጠርጠረ ውልቀሰብ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 4 ነጥቢ 8 ሚሊየን ብር ግምት ዘለዎም ገይፀ መይፂታት ሰሪቑ ብምስዋር ዝተጠርጠረ ውልቀሰብ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሉ።
ተጠርጣሪ እቲ ገበን ዝፈፀሞ ኣብ ክፍለ ከተማ ኣራዳ ወረዳ 1 ኣብ ሓደ መሸጢ ወርቂ ሹቕ እንትኸውን÷ እቲ ውልቀ ሰብ ምስ…
ኢትዮጵያ ናይ 3 ሚሊየን ዶላር ደገፍ ናውቲ ሕክምና ረኺባ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ካብ ዓለም ለኸ ትካል ተራድኦ ለምዓት ኣሜሪካ ናይ 3 ሚሊየን ዶላር ደገፍ ናውቲ ሕክምና ረኺባ።
እቲ 156 መሳርሒታት፥ መመርመሪ ሕማም ሳንቡእ ከምዝኾነ ተገሊፁ።
ዳይሬክተር ዩ ኤስ ኤድ ኣብ ኢትዮጵያ ስኮት ሆክላንደር፥ ኣብ ዓውዲ…
ኮሚሽን ፖሊስ ሃረሪ ፀገም ዲሲፕሊን ኣብ ልዕሊ ዝነበሮም 81 ኣመራርሓን ኣባላትን ስጉምቲ ወሲዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ፖሊስ ሃረሪ ፀገም ዲሲፕሊን ኣብ ልዕሊ ዝነበሮም 81 ኣመራርሓን ኣባላትን ስጉምቲ ከምዝወሰደ ኣፍሊጡ።
ልዕልነት ሕጊ ተትተጓደለ ፍትሒ ንምንጋስ ዝስራሕ ዘሎ ተግባራት ኣጠናኺርካ ንምቕፃል እቲ ኮሚሽን ን15 መዓልታት ዝፀንፀ ገምጋም…
ብ180 ሚሊየን ዶላር ተግባራዊ ዝግበር ዓውዲ ግብርና ዕላዊ ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብ180 ሚሊየን ዶላር ተግባራዊ ዝግበር ዓውዲ ግብርና ዕላዊ ኮይኑ።
እቲ ፕሮጀክት ብፋውንዴሽን ቢልና ሚሊንዳ ጌትስ ኣቢሉ ዝትግበር ከምዝኾነ ተገሊፁ።
ሚኒስትር ግብርና ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር)፥ እቲ ፕሮጀክት ኣብ ክልል ትግራይ፣ ሲዳማ፣…
ኣብ ትግራይ ኣብ ልሙዕነት ሓመድን መፍረይነትን ጠመተ ዝገበረ ዋዕላ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ልሙዕነት ሓመድን መፍረይነትን ጠመተ ዝገበረ ዋዕላ ኣብ ከተማ መቐለ ይሳለጥ ኣሎ።
እቲ መድረኽ፥ በምትሕብባር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ፥ ቶፕ ተፈጥራዊ መዳበርያን ፀረ ባልዕን ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ውልቀ ማሕበርን ትካል ተራድኦ ኣሜሪካን(ዩ…
ኣብ ዝተመረፁ ውልቀ ትካላት ጥዕና ክታበት ኮቪድ-19ን ስሩዕ ክታበታትን ምሃብ ተጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተመረፁ ውልቀ ትካላት ጥዕና ክታበት ኮቪድ-19 ምስ ካልኦት ስሩዕ ክታበታት ንምሃብ ዘኽእል ሓዱሽ ኣሰራርሓ ከምዝጀመረ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ።
ሚኒስትር ዴኤታ ጥዕና ዶ/ር ደረጀ ዱጉማ ÷ እቲ ክታበት ካብ መንግስታዊ ትካላት ሕክምና ብተወሳኺ…