Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣብ ትግራይ ብልዕሊ 201 ሚልየን ብር ዝግመት ሓገዝ ምግቢ ናብ 15 ከተማታት ምጉዓዓዝ ተጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)”ህፁፅ ምላሽ ንትግራይ” ብዝብል ወፍሪ ብዝተኣከበ ልዕሊ 201 ሚልየን ብር ዝተዓደገ ሓገዝ ምግቢ ናብ 15 ከተማታት ክልል ትግራይ ምጉዓዓዝ ከምዝተጀመረ ተገሊፁ።
እቲ ሓገዝ ዕፉን ብ18 ተሽከርከርቲ ብምፅዓን ናብ ንዝተፀገሙ ወገናት ይጎዓዓዝ ከምዘሎ…
ንዘላቒን ሓቛፊን ምዕባለ ኣፍሪካ ኣጀንዳ ዲጂታላዜሽን ወሳኒ ኢዩ – ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጎኒ ንጎኒ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ “ንለውጢ ኣፍሪካ ዲጂታላይዜሽን ምዕጣቕ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ዝተሰናድአ መድረኽ ዘተ ኣብ ሙዚየም ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ይሳለጥ ኣሎ።
ኣብቲ መድረኽ፥ ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወረቅ ዘውዴ ሓዊሱ መራሕቲን…
ሞሪታኒያ ኣቦ መንበርነት ሕብረት ኣፍሪካ 2024 ካብ ኮሞሮስ ተቐቢላ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሞሪታንያ ሞሃመድ ኦልድ ጋውዛኒ ኣቦ መንበርነት ሕብረት ኣፍሪካ 2024 ብምዃን ተመሪፆም።
መራሕቲ 49 ሃገራትን ተወከልቲን ዝተሳተፍሉ መበል 37 ስሩዕ ጉባኤ መራሕቲ ሃገራት ሕብረት ኣፍሪካ ይሳለጥ ኣሎ።
ትምህርቲ መሰረት ኩሎም…
ኣብ ዓለም ለኸ ትካላት ፋይናንስ ዘሎ ኢ-ፍትሓዊ ኣሰራርሓ ህፁፅ መፍትሒ ዝጠልብ ኢዩ- ፕሬዚዳንት ብራዚል
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2016(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዓለም ለኸ ትካላት ፋይናንስ ዘሎ ኢ-ፍትሓዊ ኣሰራርሓ ህፁፅ መፍትሒ ዝጠልብ ኢዩ ከብሉ ፕሬዚዳንት ብራዚል ሉላ ዳ ሲልቫ ገሊፆም።
እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ስነ ሰርዓት መኽፈቲ መበል 37 ስሩዕ ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ዝገበርዎ መደረ፥ ከም ባንኪ…
ብሕክምና ዶክትሬት ብልዑል መዓርግ ዝተመረቑ ማናቱ ዶክተራት
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩንቨርስቲ ኣዲስ ኣበባ ሎሚ መዓልቲ 271 ተምሃሮ ሕክምና ኣመሪቑ።
እቲ ዩንቨርስቲ ካብ መንጎ ዘመረቖም ተምሃሮ፥ ብሕክምና ዶክትሬት ዝተመረቑ ማናቱ ዶክተር ቸርነት ተስፋሁንን ዶክተር ብሩክ ተስፋሁንን ይርከቡዎም።
እቶም መናቱ ዶክተራት፥ ብልዑል…
ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምክያዱ ኣብ ምኽባር ብሄራዊ ረብሓ ኢትዮጵያ ልዑል ግደ ኣለዎ-መንግስቲ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምክያዱ ኣብ ምኽባር ብሄራዊ ረብሓ ኢትዮጵያ ልዑል ግደ ኣለዎ ክብል ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ።
ሚኒስትር ዴኤታ እቲ ኣገልግሎት ሰላማዊት ካሳ፥ ቅድሚ 6 ኣዋርሕ ጀሚሩ እቲ ጉባኤ…
ኣፍሪካ ንስልጣነ ዓለም ብዘበርከተቶ ልክዕ ተረባሒት ኣይኮነትን-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፍሪካ ንስልጣነ ዓለም ብዘበርከተቶ ልክዕ ተረባሒት ኣይኮነትን ከብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መኽፈቲ መበል 37 ስሩዕ ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ዝገበርዎ መደረ፥ ኣፍሪካ ጥንታዊ ስልጣነን…
ፕሬዚዳንት ዛምቢያ ኣዲስ ኣበባ ኣትዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ዛምቢያ ሃካይንዴ ሂቺለማ ኣብ መበል 37 ሱሩዕ ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካ ንምስታፍ ኣዲስ ኣበባ ኣትዮም።
እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ሚኒስትር ግብርና ግርማ አመንቴ (ዶ/ር) ኣቀባብላ ከምዝገበርሎም ኣብ ሚኒስቴር…
ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ምስ ሓጋዚት ዋና ፀሓፊ ውሕመ ተዛቲየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ሓጋዚት ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታትን ሓጋዚት ዳይሬክተር ፕሮግራም ልምዓት ውሕመ (ዩኤንዲፒ)ን ከምኡ እውን ዳይሬክተር ሪጅናል ኣፍሪካ ምስ ዝኾና ኣሁና ኢዛኩኗ ተዛቲየን።
ኣብ ዘተአን ድማ…
ኣይተ ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ፎረም ከተማታት ንምስታፍ ወላይታ ሶዶ ኣቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣይተ ተመስገን ጥሩነህ ሓዊሱ ካልኦት ላዕለዎት ኣመራርሓታት ኣብ 9ይ ፎረም ከተማታት ንምስታፍ ናብ ከተማ ወላይታ ሶዶ ኣቲዮም።
እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ወላይታ ሶዶ እንትኣትዉ ርእሰ ምምሕዳር ደቡብ ኢትዮጵያ…